Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 2 3 4 5 366 30 / 3660
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 21 April 2024 Radio Erena · ሰንበት 21 ሚያዝያ 2024   [...]
መብዛሕትአን ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ መንጎ እስራኤልን ኢራንን ተኸሲቱ ዘሎ ወጥሪ ዝምልከት ጸግዒ ካብ ምሓዝ ይቑጠባ

መብዛሕትአን ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ መንጎ እስራኤልን ኢራንን ተኸሲቱ ዘሎ ወጥሪ ዝምልከት ጸግዒ ካብ ምሓዝ ይቑጠባ

RADIO ERENA – Friday, 19 April 2024 ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ኢራንን ኣብ ልዕሊ ተኸሲቱ ዘሎ ወጥሪ መብዛሕትአን ሃገራት ኣፍሪቃ ርእይቶ ኣብ ምሃብ ይኹን ወገን ኣብ ምሓዝ ተቖጢበን ከም ዘለዋ ተገሊጹ። ድሕ [...]
ጓል ኣባል ባይቶ ኣመሪካ እስራ ሂርሲ ካብ ትምህርታ ተኣጊዳ

ጓል ኣባል ባይቶ ኣመሪካ እስራ ሂርሲ ካብ ትምህርታ ተኣጊዳ

RADIO ERENA – Friday, 19 April 2024 ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝርከብ ኮሎምብያ ዩኒቨርሲቲ ድሕሪ ዝተገብረ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ፍልስጤማውያን ተካይዶ ዘሎ መጥቃዕቲ ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ፣ ጓላ ንኣባል ባይቶ ኣመሪካ [...]
ቤልጅዪም ናብ ቀይሕ ባሕሪ፣ መራኽብ ኵናት ንምውፋር ዝነበራ መደብ ሰሪዛ

ቤልጅዪም ናብ ቀይሕ ባሕሪ፣ መራኽብ ኵናት ንምውፋር ዝነበራ መደብ ሰሪዛ

RADIO ERENA – Thursday, 18 April 2024 ቤልጅዪም ናብ ቀይሕ ባሕሪ፣ መራኽብ ኵናት ንምልኣኽ ዝነበራ መደብ ከምዝሰረዘት ኣፍሊጣ። እታ ኤውሮጳዊት ሃገር ነቲ መደብ ከምዝሰረዘት ዘፍለጠት፣ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ከተበግሳ [...]
ፓሪስ፣ ንኤርትራ ዝገለለ ዋዕላ ሚኒስተራት ጎረባብቲ ሃገራትን መሻርኽትን ሱዳን ተኻይዱ

ፓሪስ፣ ንኤርትራ ዝገለለ ዋዕላ ሚኒስተራት ጎረባብቲ ሃገራትን መሻርኽትን ሱዳን ተኻይዱ

RADIO ERENA – Thursday, 18 April 2024 መንግስቲ ፈረንሳ ኣብ ዝወደቦ፣ ብሰኑይ 15 ሚያዝያ፣ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ሰብኣዊ ጉዳያት ሱዳን፣ ብዘይካ ኤርትራን ማእከላይ ሪፖብሊክ ኣፍሪቃን ኩለን ጎረባብቲ [...]
ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ፣ ፈላመይቲ ቀዳመይቲ ሚኒስተር

ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ፣ ፈላመይቲ ቀዳመይቲ ሚኒስተር

RADIO ERENA – Wednesday, 17 April 2024 ኣብ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ፈላመይቲ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ድሕሪ ምሻማ ተጣበቕቲ ሰብ ኣዊ መሰላት ንፕረዚደንት እታ ሃገር ብዝወሰዶ እወታዊ ስጉምቲ ንኢዶም። [...]
ኢትዮጵያ ናይ 610 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ረኺባ

ኢትዮጵያ ናይ 610 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ረኺባ

RADIO ERENA – Wednesday, 17 April 2024 ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ንምምካት ልዕሊ 600 ሚልዮን ዶላር ውሕስነት ኣረጋጊጹ። ሃገራት ነቲ ህጹጽ ሓገዝ ዘድልዮ ልዕሊ 21 [...]
ቀይሕ ባሕሪ፣ ቅርሰና መራኽብ

ቀይሕ ባሕሪ፣ ቅርሰና መራኽብ

RADIO ERENA – Wednesday, 17 April 2024   ክልተ ኣባላት ቀርሰንቲ ባሕሪ ንሮይተርስ ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ መጥቃዕትታት ሑቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ናብ ቅርሰና ክምለሱ ምቹእ ባይታ ከም ዝፈጠረሎም ገሊ [...]
ፓሪስ፣ ሰብኣዊ ቅልውላው ሱዳን ንምርድእ ዝዓለመ ኣህጉራዊ ዋዕላ ተኻይዱ

ፓሪስ፣ ሰብኣዊ ቅልውላው ሱዳን ንምርድእ ዝዓለመ ኣህጉራዊ ዋዕላ ተኻይዱ

RADIO ERENA – Tuesday, 16 April 2024 ግጭት ክልተ ወትሃደራውያን ሓይልታት ሱዳን ካብ ዝውላዕ፣ ሓደ ዓመቱ ኣብ ዝመልኣሉ፣ መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት ዘተኮረ ዋዕላ፣ ኣብ ከተማ ፓሪስ ወዲቡ። ኣብቲ [...]
ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘካይዶ ዘሎ ጽዑቕ ደብዳብ፣ ንመራኽብ ኵናት ፈረንሳ ከንሳሕባ ኣገዲዱ

ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘካይዶ ዘሎ ጽዑቕ ደብዳብ፣ ንመራኽብ ኵናት ፈረንሳ ከንሳሕባ ኣገዲዱ

RADIO ERENA – Tuesday, 16 April 2024 ሑቲ ናይ የመን፣ ብቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ዝመላለሳ ናይ ንግዲ ይኹና ወትሃደራውያን መራኽብ ሃገራት ምዕራብን እስራኤልን ዘካይዶ ዘሎ ናይ ድሮንን ሚሳይላትን ደብዳብ ብጻዕቒ ኣ [...]
1 2 3 4 5 366 30 / 3660