Category: ዜና ኤርትራ

1 2 3 4 5 6 592 40 / 5916
ንወዲ ሃገሮም ዝቐተሉ ኤርትራውያን ተፈሪዶም

ንወዲ ሃገሮም ዝቐተሉ ኤርትራውያን ተፈሪዶም

RADIO ERENA – Monday, 25 March 2024 ብ7 ሓምለ 2022 በረኸት ሰለሙን ዝተባህለ ወዲ 20 ዓመት ኤርትራዊ ኣብ ብሪጣንያ ስቴቫንንጅ ኣብ ዝተባህለት ዓዲ ብበሊሕ ተወጋጊኡ ተቐቲሉ ተረኺቡ:: ምስ ቅትለት [...]
ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ከተማ ጀኔቫ ኣቓልቦ ማዕከናት ዜና ረኺቦም

ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ከተማ ጀኔቫ ኣቓልቦ ማዕከናት ዜና ረኺቦም

RADIO ERENA – Monday, 25 March 2024 ኣብ 8 መጋቢት ዝኽበር ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ ክልተ ሰሙን ድሕሪ ምሕላፉ ብሽም ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ኣብ ከተማ ጀኔቫ - ስዊዘርላንድ ዝሓሉፈ ቀዳም 23 መጋቢት [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 24 March 2024 ] Radio Erena · ሰንበት 24 መጋቢት 2024   [...]
ሓካይም ብዘይ ዶብ (MSF)፣ ሕብረት ኤውሮጳ ንሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ምሕጋዝ ደው ከብል ጸዊዑ

ሓካይም ብዘይ ዶብ (MSF)፣ ሕብረት ኤውሮጳ ንሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ምሕጋዝ ደው ከብል ጸዊዑ

RADIO ERENA – Friday, 22 March 2024 ሓካይም ብዘይ ዶብ (MSF)፣ ሕብረት ኤውሮጳን ኣባላቱ ሃገራትን ንሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ዝህቦ ዝነበረ ገንዘባውን ንዋታውን ደገፍ ደው ከብሎ ጸዊዑ። ኤምኤስኤፍ ትማሊ ረ [...]
ኣየርላንድ፣ ኣብ መኪና ተሓቢኦም ዝጸንሑ ሸውዓተ ኤርትራውያን ተታሒዞም

ኣየርላንድ፣ ኣብ መኪና ተሓቢኦም ዝጸንሑ ሸውዓተ ኤርትራውያን ተታሒዞም

RADIO ERENA - Thursday, 21 March 2024 ፖሊስ ኣየርላንድ፣ ኣብ ወደብ ሮስላር፣ ተዓሺጋ ኣብ ዝነበረት፣ ተሳሓቢት ናይ ጽዕነት መኪና ተሓቢኦም ዝጸንሑ ሸውዓተ ኤርትራውያን ከምዝሓዘ፣ ጋዜጣን ኣይሪሽ ታይምስ ሓቢራ [...]
ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኤርትራ ንሓደጋ ዝተቓልዑ ማሕበረሰብ ንምሕጋዝ ናይ15 ሚልዮን ዶላር ፕሮጀክት ኣበጊሱ

ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኤርትራ ንሓደጋ ዝተቓልዑ ማሕበረሰብ ንምሕጋዝ ናይ15 ሚልዮን ዶላር ፕሮጀክት ኣበጊሱ

RADIO ERENA - Wednesday, 20 March 2024 ኣካል ሕቡት ሃገራት ዝኾነ፣ ውድብ መግቢን ሕርሻን (FAO)፣ ኣብ ኤርትራ ንሓደጋ ዝተቐልዑ መብዛሕቶም ብሕርሻ ዝነባበሩ ማሕበረሰብ ንምሕጋዝ፣ 15.8 ሚልዮን ዶላር ዝተ [...]
ኤርትራ፡ ነዊሕ ኢድ መንግስቲ ኣብ ዲያስፖራ ንምብታኽ ዝካየድ ዘሎ ዝርርብ

ኤርትራ፡ ነዊሕ ኢድ መንግስቲ ኣብ ዲያስፖራ ንምብታኽ ዝካየድ ዘሎ ዝርርብ

RADIO ERENA - Tuesday, 19 March 2024 ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ናይ ቅድም ትዊተር ናይ ሕጂ ኤክስ(X) ጉዳይ ኤርትራ ብዙሕ ሰብ ይዛረበሉ ብምህላዉ ካብ ብዙሕ ሰብ ዝርእዮ (trending) ኮይኑ ቀን [...]
ኣመሪካ፡ ንሃገራዊ ሰራዊት ሶማል ሓሙሽተ ወትሃደራዊ መዓስከራት ክትሃንጽ’ያ

ኣመሪካ፡ ንሃገራዊ ሰራዊት ሶማል ሓሙሽተ ወትሃደራዊ መዓስከራት ክትሃንጽ’ያ

RADIO ERENA - Monday, 18 March 2024 ኣመሪካ፡ ንሃገራዊ ሰራዊት ሶማል ዝውዕል፡ ሓሙሽተ ወትሃደራዊ መዓስከራት ንምህናጽ ምስ ፈደራላዊ መንግስቲ እታ ሃገር ስምምዕ ከቲማ። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ከምዝተኸተመ ዝ [...]
ሰንበት ምስ ሽኾርተት

ሰንበት ምስ ሽኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 17 March 2024 Radio Erena · ሰንበት 17 መጋቢት 2024   [...]
ኣፍሪቃ፣ ልዕሊ 10 መራሕቲ ሃገራት ዕድሚኦም ልዕሊ 75 ዓመት’ዩ

ኣፍሪቃ፣ ልዕሊ 10 መራሕቲ ሃገራት ዕድሚኦም ልዕሊ 75 ዓመት’ዩ

RADIO ERENA - Friday, 15 March 2024 ኣብ ኣፍሪቃ፣ ዝርከቡ ልዕሊ 10 መራሕቲ ሃገራት፣ ዕድሚኦም ልዕሊ 75 ዓመት'ዩ። ብዕድመ ምድፋእ ቀዳማይ ቦታ ሒዙ ዘሎ ፕረዚደንት ካሜሩን ፖል ቢያ ኮይኑ ኣብዚ እዋን'ዚ [...]
1 2 3 4 5 6 592 40 / 5916