Category: ዜና ኤርትራ

1 557 558 559 560 561 593 5590 / 5926
ተጨውያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝዓለበት ነፋሪት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ክትምለስ’ያ

ተጨውያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝዓለበት ነፋሪት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ክትምለስ’ያ

Radio Erena: February 10, 2014 ብ12 ሕዳር 2013 ተጨውያ ናብ ስዑዲ ዓረብ ዝዓለበት ነፋሪት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ንምምላስ፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣብረርትን ቴክኒሻናታን ናብታ ሃገር ከምዝልኣኸ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮ [...]
ኣብ ከባቢታት ኣስመራ፣ጸገም መጓዓዝያ እናገነነ ከምዝመጸ ተሓቢሩ

ኣብ ከባቢታት ኣስመራ፣ጸገም መጓዓዝያ እናገነነ ከምዝመጸ ተሓቢሩ

Radio Erena: February 10, 2014 ኣብ ከተማ ኣስመራ፣ ብፍላይ ድማ ናብ ከባቢታት እምባደርሆ፣ ዓዲ ኣቤት፣ ቪላጆን ቁሸትን ዘሎ መስመር መጓዓዝያ ኣብ ኣዝዩ ዝከፍአ ኩነታት ከምዝርከብ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እዚ መ [...]
ኢጣልያ ብዋሕዚ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣሽሓት ስደተኛታት ተማርር

ኢጣልያ ብዋሕዚ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣሽሓት ስደተኛታት ተማርር

Radio Erena: February 7, 2014 ዋሕዚ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ናብ ገማግም ባሕሪ ኢጣልያን ማልታን እናተዓጻጸፈ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ኢጣልያ እቲ ዋሕዚ ካብ ዓቕሙ ንላዕሊ ኮይኑዎ ምህላዉ ገሊጹ። ኣ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃን ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ዝነበሩ ኣምባሳደራቱ ምቅይያር ክገብር’ዩ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃን ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ዝነበሩ ኣምባሳደራቱ ምቅይያር ክገብር’ዩ

Radio Erena: February 6, 2014 ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣቶ ግርማ ኣስመሮም ኣምባሳደር ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኮይኑ ከምዝተቐየረ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። ነቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝመደ [...]
እስራኤል፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 2500 ኣፍሪቃውያን ሓቲቲ ዑቕባ ናብ መዳጎኒ መዓስከር ክኣትዉ ኣዚዛ

እስራኤል፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 2500 ኣፍሪቃውያን ሓቲቲ ዑቕባ ናብ መዳጎኒ መዓስከር ክኣትዉ ኣዚዛ

Radio Erena: February 6, 2014 መንግስቲ እስራኤል፣ ኤርራውያን ዝርከብዎም 2500 ኣፍሪቃውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሓድሽ ቤት ማእሰርቲ ሖሎት ክኣትዉ ጻውዒት ኣቕሪቡ። እዚ መንግስቲ እስራኤል ኣቕሪብዎ ዘሎ ጻውዒት፣ ነቶም ኣ [...]
“ኣብ ኤርትራ፣ ዋጋ ጸባን ካልኦት መሰረታውያን መግብታትን ብዝተዓጻጸፈ ምንሃሩ ተሓታቲ መንግስቲ እምበር ነጋዶ ኣይኮኑን”

“ኣብ ኤርትራ፣ ዋጋ ጸባን ካልኦት መሰረታውያን መግብታትን ብዝተዓጻጸፈ ምንሃሩ ተሓታቲ መንግስቲ እምበር ነጋዶ ኣይኮኑን”

Radio Erena: February 5, 2014 ኣብ ኤርትራ ዋጋታት መሰረታዊ ነገራት ብዝተዓጻጸፈ ንሂርሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ዋጋ ሓደ ሊትሮ ጸባ ክሳብ 50 ናቕፋ ዝሽየጠሉ ኩነታት በጺሑ ምህላዉ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ጠንቒ እዚ [...]
ኤርትራ፣ ካብ ዒራቕ ነዳዲ ንምሽማት ትጠልብ

ኤርትራ፣ ካብ ዒራቕ ነዳዲ ንምሽማት ትጠልብ

Radio Erena: February 5, 2014 ዋሕዲ ነዳዲ ሓደ ካብ ዓበይቲ ብድሆታት ኮይንዎ ዘሎ መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ ዒራቕ ነዳዲ ንምሽማት ጠለብ ኣቕሪቡ ከምዘሎ ተገሊጹ። ነዚ ዘረጋገጸ ሚኒስተር ነዳዲ ዒራቕ ዓብዱል ከሪም ሉዋቢ፣ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ይፍጽም ምህላዉ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ደጊሙ ኣረጋጊጹ

መንግስቲ ኤርትራ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ይፍጽም ምህላዉ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ደጊሙ ኣረጋጊጹ

Radio Erena: February 4, 2014 ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኤርትራ ናይ እትርከበን 42 ሃገራት ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ንምግምጋም፣ ኣብ ጄኔቫ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፣ መንግስቲ ኤርትራ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ [...]
Eritrea Under Fire for Righs Abuses at U.N. Review

Eritrea Under Fire for Righs Abuses at U.N. Review

Radio Erena: February 4, 2014 (AFP)Enforced disappearances, arbitrary detention and torture were just a few of the violations Eritrea was accused of [...]
ኣብ እስራኤል፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝጀመረዎ ሰለማዊ ሰልፊ ይቕጽል

ኣብ እስራኤል፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝጀመረዎ ሰለማዊ ሰልፊ ይቕጽል

Radio Erena: February 3, 2014 ኣብ እስራኤል፣ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዘካይድዎ ዘለዉ ሰልፊ ሕጂ'ውን ይቕጽል ኣሎ። ኣብቲ ትማሊ 2 ለካቲት ኣብ ቴልኣቪቭ ሊቨንስኪ ፓርክ ዝጀመረ ሰልፊ፣ እቶም ስደተ [...]
1 557 558 559 560 561 593 5590 / 5926