Category: ዜና ኤርትራ

1 559 560 561 562 563 594 5610 / 5935
ኣብ ጅቡቲ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ካብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ሓደ ሰኣን ግቡእ ሕክምና ሞይቱ

ኣብ ጅቡቲ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ካብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ሓደ ሰኣን ግቡእ ሕክምና ሞይቱ

Radio Erena: January 31, 2014 ኣብ ጅቡቲ ኣብ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ተታሒዞም ካብ ዘለዉ ኤርትራውያን ምሩዃት ኵናትን ስደተኛታትን ብሰንኪ ግቡእ ክንክንን ሕክምናን ሓደ ኤርትራዊ ከምዝሞተ ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጻ። እቲ ቶማስ [...]
ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ ተቓውሞ ብምውዳብ ዝተኸሰሱ 10 ኤርትራውያን ናብ ፍርዲ  ቀሪቦም። ናይ መወዳእታ ፍርዲ ድማ ዝመጽእ ሰሙን ክወሃቦም’ዩ

ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ ተቓውሞ ብምውዳብ ዝተኸሰሱ 10 ኤርትራውያን ናብ ፍርዲ ቀሪቦም። ናይ መወዳእታ ፍርዲ ድማ ዝመጽእ ሰሙን ክወሃቦም’ዩ

Radio Erena: January 31, 2014 ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ ንዝተኻየደ ተቓውሞ ወዲብኩም ተባሂሎም ዝተኸሰሱ 10 ኤርትራውያን ትማሊ ሓሙስ 30 ጥሪ ኣብ ወረዳ ጸለምቲ ኣብ ዝርከብ ቤት ፍርዲ ከምዝቐረቡ ምንጭታት ሬ [...]
ኤርትራ ናይ እትርከበን ወከልቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 22 ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ይሳተፉ ኣለዉ

ኤርትራ ናይ እትርከበን ወከልቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 22 ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ይሳተፉ ኣለዉ

Radio Erena: January 30, 2014 መበል 22 ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ሎምን ጽባሕን ክካየድ’ዩ። ኣብቲ ሓያሎ መራሕሪ ሃገራት ኣፍሪቃን ወከልቶምን ዝሳተፍዎ ዋዕላ፣ ኣብ ጉዳይ ማእከላይ ሪፖብሊክ ኣፍሪቃን ደቡብ ሱዳንን ዘተኮረ [...]
‘ኣብ ዓመተ 2013፣ ኣስታት 10 ሽሕ ኤርትራውያን ብማእከላይ ባሕሪ ናብ ማልታን ኢጣልያን ኣትዮም’ –IOM

‘ኣብ ዓመተ 2013፣ ኣስታት 10 ሽሕ ኤርትራውያን ብማእከላይ ባሕሪ ናብ ማልታን ኢጣልያን ኣትዮም’ –IOM

Radio Erena: January 30, 2014 ኣብዛ ዝሓለፈት ዓመት፣ ካብ ሰሜን ኣፍሪቃ ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ካብ ዝሰገሩ 45 ሽሕ ስደተኛታት ብብዝሒ ኣብ ካልእይ ደረጃ ዝተሰርዐ ቁጽሪ ናይ ኤርትራውያን ምንባሩ፣ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተ [...]
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኤርትራ ናይ እትርከበን ሃገራት ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ንምግምጋም ኣብ ጄኔቫ ኣኼባ የካይድ ኣሎ

ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኤርትራ ናይ እትርከበን ሃገራት ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ንምግምጋም ኣብ ጄኔቫ ኣኼባ የካይድ ኣሎ

Radio Erena: January 29, 2014 ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኤርትራ ናይ እትርከበን 42 ሃገራት ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ንምግምጋም፣ ኣብ ጄኔቫ ኣኼባ የካይድ ኣሎ። እቲ ካብ 27 ጥሪ ጀሚሩ ክሳብ 7 ለካ [...]
የመን ሒዛቶም ዘላ ሰለስተ ኤርትራውያን ገፈፍቲ ዓሳ ከይለቐቐት፣ ነቶም ተሪፎም ዘለዉ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ከምዘይፍንዎም መንግስቲ ኤርትራ ምግላጹ ተሓቢሩ

የመን ሒዛቶም ዘላ ሰለስተ ኤርትራውያን ገፈፍቲ ዓሳ ከይለቐቐት፣ ነቶም ተሪፎም ዘለዉ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ከምዘይፍንዎም መንግስቲ ኤርትራ ምግላጹ ተሓቢሩ

Radio Erena: January 29, 2014 የመን ሒዛቶም ዘላ ሰለስተ ኤርራውያን ገፈፍቲ ዓሳ ከይለቐቐት፣ ነቶም ተሪፎም ዘለዉ የመናውያን ገፍፍቲ ዓሳ ከምዘይለቖም መንግስቲ ኤርትራ ምግላጹ ተሓቢሩ። ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን መንግስቲ ኤር [...]
ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ ተቓውሞ ወዲብኩም ተባሂሎም ዝተኸሰሱ 10 ኤርትራውያን ኣብ ቤት ፍርዲ ክቀርቡ’ዮም

ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ ተቓውሞ ወዲብኩም ተባሂሎም ዝተኸሰሱ 10 ኤርትራውያን ኣብ ቤት ፍርዲ ክቀርቡ’ዮም

Radio Erena: January 29, 2014 ኣብ ኢትዮጵያ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ ዝተኻየደ ተቓውሞ ወዲብኩም ተባሂሎም ዝተኸሰሱ፣ 10 ኤርትራውያን ስደተኛታት ጽባሕ ሓሙስ 30 ጥሪ ኣብ ቤት ፍርዲ ክቐርቡ ምዃኖም ምንጭታት ሬድ [...]
ኣገልግሎት ፖስት ኤርትራ፣ ብቕዓቱ ናብ ዝተሓተ ደረጃ ወሪዱ ከምዘሎ ተገሊጹ

ኣገልግሎት ፖስት ኤርትራ፣ ብቕዓቱ ናብ ዝተሓተ ደረጃ ወሪዱ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: January 28, 2014 ኣገልግሎት ፖስት ኤርትራ፣ ሓደ ካብቶም ዝጸፈፈ ዘቤታውይን ኣህጉራውያን ኣገልግሎታት ክህብ ዝጸንሐ ኮይኑ፣ ካብዘን ዝሓለፋ ዓመታት ኣትሒዙ፣ ምሕደርኡ እናደኸመ’ዩ ክመጽእ ጸኒሑ። ኣብዚ እዋን [...]
ኣብ ኤርትራ፣ ዕድመ ዝድፍኡ ኣቦታትን ኣዴታትን ናብ ማእቶት ክወፍሪ መንግስቲ የገድዶም ኣሎ

ኣብ ኤርትራ፣ ዕድመ ዝድፍኡ ኣቦታትን ኣዴታትን ናብ ማእቶት ክወፍሪ መንግስቲ የገድዶም ኣሎ

Radio Erena: January 28, 2014 ኣብ ኤርትራ ኣረጋውያን ጥሩታ ክወጽእሉ ኣብ ዝግባእ ዕድመ፣ መንግስቲ ናብ ማእቶት የዋፍሮም ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ገሊጾም። እቶም ብስም ዑቕር ሰራዊት ብረት ዓጢቖም ዝርከቡ ሚሊሻን [...]
ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘሎ ኩነታት ንኽፍታሕ ጻውዒት ቀሪቡ

ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘሎ ኩነታት ንኽፍታሕ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: January 27, 2014   ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ክሳብ እዚ እዋን'ዚ ዘሎ ዘይተፈትሐ ጉዳይ ዶብ መኸተምታ ንምግባር፣ ክልቲኤን ሃገራት ንኽቐራረባ፣ ሓያሎ ዲፕሎማሰኛታት ኣመሪካ ከምዝጸውዑ ይግለጽ ኣሎ። [...]
1 559 560 561 562 563 594 5610 / 5935