Category: ዜና ኤርትራ

1 556 557 558 559 560 593 5580 / 5930
ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 1500 ስደተኛታት ካብ እስራኤል ብወለንትኦም ክወጹ’ዮም ተባሂሉ

ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 1500 ስደተኛታት ካብ እስራኤል ብወለንትኦም ክወጹ’ዮም ተባሂሉ

Radio Erena: February 20, 2014 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 1500 ስደተኛታት፣ ካብ እስራኤል ብወለንትኦም ክወጽ’ዮም ክብል ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እዞም ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ካብት ኣሃገር ብወለ [...]
ሩስያ፣ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያ ናብ ንቡር ንምምላስ ተበግሶ ክትወስድ ምዃና ገሊጻ

ሩስያ፣ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያ ናብ ንቡር ንምምላስ ተበግሶ ክትወስድ ምዃና ገሊጻ

Radio Erena: February 19, 2014 ሩስያ፣ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ናብ ንቡር ንምምላስ ተበግሶ ክትወስድ ምዃና ንመግለጺ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ሰርጌ ላቭሮቭ ብምጥቃስ ሬድዮ ድምጺ ሩስያ ሓቢራ። ሚኒስተር ጉ [...]
ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ቀጽሪ ቤት ማእሰርቲ ሖሎት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ቀጽሪ ቤት ማእሰርቲ ሖሎት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: February 19, 2014 ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኣሽሓት ኤርትራውያን ከም መቐጸልታ ናይቲ ዘካይድዎ ዘለዉ ናይ ተቓውሞ ሰልፍታት፣ ኣብቲ ዝተገፉ ብጾቶም ተኣሲሮምሉ ዘለዉ ሖሎት ዝተባህለ ኣብ በረኻ ዝተደኮነ መዓስኮር [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ሓቲቶም ብዝርከቡ ህቡባት ኤርትራውያን ተዋሳእቲ ዝተዳለወት ሓዳስ ፊልም ንምርኢት ክትቀርብ’ያ

ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ሓቲቶም ብዝርከቡ ህቡባት ኤርትራውያን ተዋሳእቲ ዝተዳለወት ሓዳስ ፊልም ንምርኢት ክትቀርብ’ያ

Radio Erena: February 19, 2014 ብምትሕብባር ዓርቢ ሓርነትን ኣብ ስደት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ህቡብት ኤርትራውያን ተዋሳእቲን ስነጥበበኛታትን ዝተዳለወት ‘ስዉእ ተዛሪቡ’ ዘርእስታ ሓዳስ ፊልም ኣብዚ ቀረባ እዋን ንምርኢት [...]
ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራን ሩስያን ኣብ ሓያሎ ነጥብታት ዘተኮረ ዝርርብ ኣካይዶም

ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራን ሩስያን ኣብ ሓያሎ ነጥብታት ዘተኮረ ዝርርብ ኣካይዶም

Radio Erena: February 17, 2014 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማብን ሳልሕ፣ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ሰርጌ ላቭሮቭ ሎሚ ሰኑይ 17 ለካቲት ኣብ ሞስኮ ብምርኻብ ከምዝተዘራረበ ሬድዮ ድምጺ ሩስያ ሓቢራ። [...]
መንገዲ ኣየር ሱዳን፣ ንመስመራት መንገዲ ኣየር ኤርትራ ብምትካእ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር’ዩ

መንገዲ ኣየር ሱዳን፣ ንመስመራት መንገዲ ኣየር ኤርትራ ብምትካእ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር’ዩ

Radio Erena: February 17, 2014 ኣብ ዝበዝሐ ክፍሊ ዓለም ናይ መጓዓዝያ በረራታት ከየካይድ ዝተኣገደ መንገዲ ኣየር ሱዳን፣ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ካብ ዝስርሑ ደው ዝበለ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ብምትካእ ካብን ናብ ኣስመራ [...]
ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ላምፔዱሳ ልዕሊ 400 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ኣድሒኑ

ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ላምፔዱሳ ልዕሊ 400 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ኣድሒኑ

Radio Erena: February 17, 2014 ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሲሲልያን ላምፔዱሳን ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 400 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ከምዘድሓኑ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቶም 1 [...]
ኣብ እስራኤል፣ ኤርትራውያን ብብዝሒ ኣብ ዝእከብሉ ከባቢ ከተማ ቴልኣቪቭ፣ መንነቶም ዘይተፈልጡ ሰለስተ ስደተኛታት ብኻራ ተሃሪሞም

ኣብ እስራኤል፣ ኤርትራውያን ብብዝሒ ኣብ ዝእከብሉ ከባቢ ከተማ ቴልኣቪቭ፣ መንነቶም ዘይተፈልጡ ሰለስተ ስደተኛታት ብኻራ ተሃሪሞም

Radio Erena: February 17, 2014 ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ሃገራት ኣፍሪቃ ብብዝሒ ኣብ ዝውዕልሉ፣ ብእንዳኣውኦቡስ ኣብ ዝፍለጥ ከባቢ ቴሊኣቪቭ፣ ሰለስተ ሰባት መንነቶም ብዘይተፈልጡ ሰባት ብኻራ ከምዝተሃርሙ ጆርሳ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ዘለዎ መርገጺ ንምንጻር ናብ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ደብዳቤ ልኢኹ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ዘለዎ መርገጺ ንምንጻር ናብ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ደብዳቤ ልኢኹ

Radio Erena: February 14, 2014 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ዘለዎ መርገጺ ብዝምልከት ናብ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሰቬኒ መልእኽቲ ሰዲዱ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ግጭት ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝተወልዓሉ ናብ [...]
ኤርትራ ብናጽነት ፕረስ ንተኸታታሊ ሸውዓተ ዓመት ኣብ ድሕሪት ተሰሪዓ

ኤርትራ ብናጽነት ፕረስ ንተኸታታሊ ሸውዓተ ዓመት ኣብ ድሕሪት ተሰሪዓ

Radio Erena: February 13, 2014 ኤርትራ ሎሚ ዓመት’ውን ብናጽነት ፕረስ ኣብ ድሕሪት ተሰሪዓ ከምዘላ ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ ዝተባህለ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዝዘርግሖ ዓመታዊ ጸብጻብ ገሊጹ። ካብ 180 ሃገራት፣ ኣብ መወዳእታ [...]
1 556 557 558 559 560 593 5580 / 5930