Category: ዜና ኤርትራ

1 549 550 551 552 553 594 5510 / 5935
The 267 Eritrean Refugees will be freed from Negad Detention Centre

The 267 Eritrean Refugees will be freed from Negad Detention Centre

Radio Erena: April 14, 2014 HRCE is pleased to announce the plan to release the 267 Eritrean refugees from Negad detention centre by the Djiboutian a [...]
‘ኤርትራ ብብቕዓት ኩዕሶ እግሪ ካብ 205 ሃገራት ኣብ መበል 200 ተሰሪዓ’ ፊፋ

‘ኤርትራ ብብቕዓት ኩዕሶ እግሪ ካብ 205 ሃገራት ኣብ መበል 200 ተሰሪዓ’ ፊፋ

Radio Erena: April 11, 2014 ካብ መጻረዩ ግጥማት ዋንጫ ኣፍሪቃ 2015 ዝሰሓበት ኤርትራ፣ ኣህጉራዊ ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ማለት ፊፋ ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ ደረጃ ብቕዓት ኣብ መበል 200 ተሰሪዓ። ብመሰረት እቲ ትማሊ 10 ለ [...]
መዓልታዊ ዝርአ ዘሎ ዋሕዚ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ናብ ኢጣልያ ካብ ኣማኢት ናብ ኣሽሓት ተሰጋጊሩ

መዓልታዊ ዝርአ ዘሎ ዋሕዚ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ናብ ኢጣልያ ካብ ኣማኢት ናብ ኣሽሓት ተሰጋጊሩ

Radio Erena: April 11, 2014 ዋሕዚ ስደተኛታት ናብ ኢጣልያ መዓልታዊ ካብ ኣማኢት ናብ ኣሽሓት ተሰጋጊሩ ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስተ መዓልታት ጥራይ ልዕሊ 600 ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 5 ሽሕ ስደተኛታት ብመንገዲ ማእከ [...]
ብይን ኮሚሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ 12 ዓመቱ ኣብ ግብሪ ዘይምውዓሉ፣ ኣውራ ተሓተቲ ኢትዮጵያ’ያ ክብሉ ኤርትራውያን ነቒፎም

ብይን ኮሚሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ 12 ዓመቱ ኣብ ግብሪ ዘይምውዓሉ፣ ኣውራ ተሓተቲ ኢትዮጵያ’ያ ክብሉ ኤርትራውያን ነቒፎም

Radio Erena: April 10, 2014 ብይን ኮሚሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን 12 ዓመት ኣብ ዘቑጽረሉ ዘሎ ወርሒ ሚያዝያ፣ ኢትዮጵያ ንውሳኔ እቲ ኮሚሽን ብምኽባር ካብ ልኡላዊ መሬት ኤርትራ ክትስሕብ ከምዝግባእ ሬድዮ ኤረና ዝተወከ [...]
ኣብ ኤርትራ ዞባ ማእከል ዝካየድ ዘሎ ምርጫ ኣመሓደርትን ኣካየደቲ ስራሕን ንኡሳን ዞባታት ንሃልኪ’ዩ ተባሂሉ

ኣብ ኤርትራ ዞባ ማእከል ዝካየድ ዘሎ ምርጫ ኣመሓደርትን ኣካየደቲ ስራሕን ንኡሳን ዞባታት ንሃልኪ’ዩ ተባሂሉ

Radio Erena: April 10, 2014 ኣብ ዞባ ማእከል፣ ክካየድ ጀሚሩ ዘሎ ምርጫ ኣመሓደርትን ኣካየድቲ ስራሕን ንኡሳን ዞባታት ንሃልክን ድኻምን እንተዘይኮይኑ ዘምጽኦ ለውጢ የለን ክብሉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። [...]
ተቓውሞ ኣለዓዒልኩም ብዝብል ክሲ ካብ  ክልተ ዓመትን ኣርባዕተ ወርሕን ክሳብ ኣርባዕተ ዓመታት ክእሰሩ ዝተፈርዱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ብናይ ገንዘብ መቕጻዕቲ ጥራይ ተፋንዮም

ተቓውሞ ኣለዓዒልኩም ብዝብል ክሲ ካብ ክልተ ዓመትን ኣርባዕተ ወርሕን ክሳብ ኣርባዕተ ዓመታት ክእሰሩ ዝተፈርዱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ብናይ ገንዘብ መቕጻዕቲ ጥራይ ተፋንዮም

Radio Erena: April 10, 2014 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ዓዲ ሓሩሽን ማይ ዓይኒን ዝተኻየደ ተቓውሞታት ወዲብኩም ተባሂሎም ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ 11 ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዝተለቑ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮ [...]
ኣብ ኬንያ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ብዘይብሎም ሶማላውያን ዝጀመረ ግፋ ናብ ኤርትራውያን ልሒሙ

ኣብ ኬንያ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ብዘይብሎም ሶማላውያን ዝጀመረ ግፋ ናብ ኤርትራውያን ልሒሙ

Radio Erena: April 9, 2014 ፕረዚደንት ኡሁሩ ኬንያታ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ዜጋታት ጎረባብቲ ሃገራት ነናብ ዓዶም ክጥረዙ ዝብል ትእዛዝ ድሕሪ ምምሕልላፉ፣ ትማልን ቅድሚ ትማልን ልዕሊ 10 ዝኾኑ ኤርትራውያን ምስ ሶ [...]
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኮለላ ከተካይድ ዝጸንሐት ዓባይ ወትሃደራዊ መርከብ ኢራን ኣብ ወደብ ጅቡቲ ተጸጊዓ

ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኮለላ ከተካይድ ዝጸንሐት ዓባይ ወትሃደራዊ መርከብ ኢራን ኣብ ወደብ ጅቡቲ ተጸጊዓ

Radio Erena: April 9, 2014 ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ወትሃደራዊ ኮለላ ከተካይድ ዝጸንሐት ዓባይ መርከብ ሓይሊ ባሕሪ ኢራን፣ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ተጸጊዓ። እታ ሄሊኮፕተራትን ከበድቲ መዳፍዕን ክትስከም እትኽእል መረክብ ሚሳይላት ዝዓጠ [...]
ፕረዚደንት ኣልበሽር፣ ዘተ ሃገራዊ ዕርቒ ንምትብባዕ፣ ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ኣዚዙ

ፕረዚደንት ኣልበሽር፣ ዘተ ሃገራዊ ዕርቒ ንምትብባዕ፣ ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ኣዚዙ

Radio Erena: April 9, 2014 ፕረዚደንት ኣልበሽር፣ ፖለቲካዊ ጽገና ንምክያድ ምስ ኩሎም ተቓወምቲ ወገናት ክካየድ ተወጢኑ ዘሎ ሃገራዊ ዘተ ንምዕዋት፣ ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ኣዘዙ። ፕረዚደንት ኣልበሽር ምስ ልዕሊ 50 [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ውሽጢ ሒደት ኣዋርሕ መበል ራብዓይ መልእኽቲ ናብ ፕረዚደንት ሱዳን ልኢኹ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ውሽጢ ሒደት ኣዋርሕ መበል ራብዓይ መልእኽቲ ናብ ፕረዚደንት ሱዳን ልኢኹ

Radio Erena: April 8, 2014 ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍን ፖለቲካዊ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኤርትራን ኣቶ የማነ ገብረኣብ ዝመርሖ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ዶባት ኤርትራን ሱዳንን ንዝርአ ዘሎ ፍኑይ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደ [...]
1 549 550 551 552 553 594 5510 / 5935