Category: ዜና ኤርትራ

1 548 549 550 551 552 589 5500 / 5890
ሱዳን፣ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ስደተኛታት ንምግታእ ኣብቲ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘዳውብ ከባቢታት ፍሉይ ሓባራዊ ፖሊስ ከተዋፍር ምዃና ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ስደተኛታት ንምግታእ ኣብቲ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘዳውብ ከባቢታት ፍሉይ ሓባራዊ ፖሊስ ከተዋፍር ምዃና ኣፍሊጣ

Radio Erena: March 26, 2014 ሱዳን ኣብቲ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደዊ ሰብ ዝርኣየሉ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘዳውብ ከባቢታት ሓባራዊ ፖሊስ ንምውፋር ተዳልያ ከምዘላ ሚኒስትሪ ውስጥእዊ ጉዳታት እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ሓ [...]
ኤልሳ ጭሩም፣ ኣብ ጅቡቲ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ፍታሕ ንኽረኽቡ ዝጽውዕ፣ ኣብ ጄኔቫ መግቢ ናይ ምሕሳም ተቓውሞ ተካይድ ኣላ

ኤልሳ ጭሩም፣ ኣብ ጅቡቲ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ፍታሕ ንኽረኽቡ ዝጽውዕ፣ ኣብ ጄኔቫ መግቢ ናይ ምሕሳም ተቓውሞ ተካይድ ኣላ

Radio Erena: March 24, 2014 ኣብ ጅቡቲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ ኤርትራውያን ፍታሕ ንኽረኽቡ ንምጽዋዕ፣ ኤርትራዊት ተጥባቒት ሰብኣዊ መሰላት ኤልሳ ጭሩም ኣብ ጄኔቫ ኣብ ዝርከብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ውድ [...]
ማሕበር ሃገራት ዓረብ ኣብ ዘካይዶ መበል 25 ስሩዕ ኣኼባ፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ጅቡትን ክዝቲ’ዩ

ማሕበር ሃገራት ዓረብ ኣብ ዘካይዶ መበል 25 ስሩዕ ኣኼባ፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ጅቡትን ክዝቲ’ዩ

Radio Erena: March 24, 2014 ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ማሕበር ሃገራት ዓረብ፣ ንመበል 25 ስሩዕ ዋዕላ ንምድላው ኣብ ዘካየድዎ ኣኼባ፣ ሓደ ካብ ዝዝተየሉ ዛዕባታት፣ እቲ ገና ፍታሕ ዘይረኸበ ጉዳይ ኤርትራን ጅቡትን ምዃኑ [...]
ሱዳን፣ ካብ እስራኤል ንዝተጠረዘ ዜጋኣ ብክሲ ስለያ ኣብ ቀይዲ የእትያ

ሱዳን፣ ካብ እስራኤል ንዝተጠረዘ ዜጋኣ ብክሲ ስለያ ኣብ ቀይዲ የእትያ

Radio Erena: March 24, 2014 ሱዳን ንእስራኤል ክስሊ ጸኒሑ ዝበለቶ ዜጋኣ ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወት ኣል ኢንጢባህ ዝተባህለት ጋዜጣ ብምጥቓስ ዮርሳሌም ፖስት ሓቢራ። እቲ መንነቱ ብጽኑር ዘይተሓበረ ሱዳናዊ፣ ቅድሚ 10 ዓመት [...]
ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳን ካብ መንግስቲ ኤርትራ ዝኾነ ሓገዝ ከምዘይረኸቡ ኣፍሊጦም

ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳን ካብ መንግስቲ ኤርትራ ዝኾነ ሓገዝ ከምዘይረኸቡ ኣፍሊጦም

Radio Erena: March 21, 2014 ብሬክ ማሻር ዝምራሕ ተቓዋሚ ሓይሊ ደቡብ ሱዳን ፣ ካብ መንግስቲ ኤርትራ ዝኾነ ሓገዝ ከምዘይረኸበ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ መስርሕ ስምምዕ ሰላም ካብ ዝሳተፉ ዘለዉ ወከልቲ ተቓወ [...]
ኤርትራውያን ዝርከብዎም 21 ሰራሕተኛታት ዝነበርዋ ዘይሕጋዊ ነዳዲ ኣብ ምምልላስ ዝነበረት ናይ ሊብያ መርከብ ኣብ ቀይዲ ኣትያ

ኤርትራውያን ዝርከብዎም 21 ሰራሕተኛታት ዝነበርዋ ዘይሕጋዊ ነዳዲ ኣብ ምምልላስ ዝነበረት ናይ ሊብያ መርከብ ኣብ ቀይዲ ኣትያ

Radio Erena: March 21, 2014 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 21 ሰራሕተኛታት ዝነበርዋ፣ ነዳዲ እተመላልስ ናይ ሊብያ መርከብ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ነዳዲ ኣብ ምምልላስ ኣብ ዝነበረትሉ ኣብ ቀይዲ ኣትያ ከምዘላ ሚኒስትሪ ምክልኻል ኣ [...]
ሜ.ጀነራል ፍሊጶስ ወልደዮሃንስ ሓለቓ ስታፍ ሓ.ም. ኤርትራ ኮይኑ ተመዚዙ፣ ማእከሎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ድማ የዕዘምዝሙ

ሜ.ጀነራል ፍሊጶስ ወልደዮሃንስ ሓለቓ ስታፍ ሓ.ም. ኤርትራ ኮይኑ ተመዚዙ፣ ማእከሎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ድማ የዕዘምዝሙ

Radio Erena: March 20, 2014 ድሕሪ ሞት ሜጀር ጀነራል ገረዝግሄር ዓንደማርያም ውጩ፣ ሜጄር ጀነራል ፊሊጶስ ወልደዮሃንስ ሓለቓ ስታፍ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኮይኑ ምምዛዙ፣ ሓያሎ ማእከሎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ምዕዝምዛማት የ [...]
ስድራቤት ስዉእ ስርሒት ፎርቶ ኮለነል ወዲ ዓሊ ናብ ኖርወይ ተጣይሰን

ስድራቤት ስዉእ ስርሒት ፎርቶ ኮለነል ወዲ ዓሊ ናብ ኖርወይ ተጣይሰን

Radio Erena: March 20, 2014 ስድራ ቤት ናይቲ ኣብ ስርሒት ፎርቶ 21 ጥሪ 2013 ዝተሰውአ ኮለነል ስዒድ ዓሊ ሕጃይ ብሓገዝ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራትን መንግስቲ ኢትዮጵያን ናብ ኖርወይ ከምዝተጣየ [...]
መንገዲ ኣየር ቱርኪ፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን 13 ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር ምዃኑ ብወግዒ ኣፍሊጡ

መንገዲ ኣየር ቱርኪ፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን 13 ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር ምዃኑ ብወግዒ ኣፍሊጡ

Radio Erena: March 19, 2014 መንገዲ ኣየር ቱርኪ፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን 13 ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር ምዃኑ ብወግዒ ኣፍሊጡ። ነዚ ዘረጋገጸ ኣካያዲ ስራሕ እቲ መንገዲ ኣየር ተመል ኮቲል ንማዕከናት [...]
ኢጣልያ ልዕሊ 270 ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 600 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣድሒና

ኢጣልያ ልዕሊ 270 ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 600 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣድሒና

Radio Erena: March 19, 2014 ዋሕዚ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ብመንገዲ ማእከላይ ባሕሪ ናብ ኢጣልያ ኣዝዩ ገኒንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሓይሊ ባሕሪ እታ ሃገር ኣስታት 600 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ከምዘድሓ [...]
1 548 549 550 551 552 589 5500 / 5890