Category: ዜና ኤርትራ
ኣሚር ቐጠር ሸኽ ታሚም ቢን ሓማድ ኣልታኒ ሓድሽ ኣምባሳደር ኣብ ኤርትራ መዚዙ
Radio Erena: 07 October, 2014 እቲ ኣሚር ዝሓለፈ ሰሙን ብዘሕለፎ ውሳኔታት መሰረት፣ ኣቐዲሙ ኣብ ኤርትራ ዝነበረ ኣምባሳደር መሓመድ ዒሳ ሻሂን ኣል ማናይ ካብ ኣስመራ ተሳሒቡ ብ ሓድሽ ኣምባሳደር መሓመድ ራሽድ መሓመድ ኣ [...]
ብቕዓት ምሕደራ መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ 52 ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ መበል 50 ተሰሪዑ
Radio Erena: 07 October, 2014 ብኣህጉራዊ ትካል ኢብራሂም ሞ ዓመታዊ ኣብ ዝዝርጋሕ ጸብጻብ ብቕዓት ምሕደራ መንግስታት ኣፍሪቃ፣ ኣብዚ ኣብዚ ናይ 2014 52 ሃገራት ኣብቲ ዝርዝር ክቐርባ እንከለዋ፣ ዝተሓተ ደረጃ ሒዘን [...]
DP world ወሃብ ኣገልግሎት ኮንተርነራት ኣብ ወደብ ጅቡቲ ናይ 30 ዓመት ውዕሉ ክቕጽል ተስፋ ከምዘለዎ ገሊጹ
Radio Erena: 07 October, 2014 ኣብ ወደብ ጅቡቲ ወሃቢ ኣገልግሎት ተርሚናል ኮንተይነር ዝተኻረየ ኣህጉራዊ ኩባንያ ዲፒ ዎርልድ ነቲ ምስ መንግስቲ እታ ሃገር ዝኣተዎ ናይ 30 ዓመት ውዕል ክምለሰሉ ሕጋዊ መስርሕ የካይድ ም [...]
መንገዲ ኣየር ኤርትራ ካብ ዩክሬን ብክራይ ዘምጽኣ ኤርባስ ዝዓይነታ ነፋሪት ኣስመራ ኣትያ
Radio Erena: 06 October, 2014 መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ያን ኤየር ካብ ዝተባህለ ናይ ዩክሬን መንገዲ ኣየር ብክራይ ዘምጽኣ ኣየርባስ ዝዓይነታ ነፋርት ኣስመራ ከምዝኣተወተ ተሓቢሩ። እታ A320-200 ዝዓይነታ ናይ መጓዓዝ [...]
ኣባላት ግንባር ምብራቕ ሱዳን፣ ስምምዕ ኣስመራ ኣብ ግብሪ ኣይወዓለን ብዝብል መራሕቲ ናይቲ ግንባር ክእለዩ ጸዊዖም
Radio Erena: 06 October, 2014 ኣባላት ግንባር ምብራቕ ሱዳን፣ ነቶም ኣብ ኣስመራ ድሕሪ ዝተኸተመ ስምምዕ ኣብ መንግስቲ ሱዳን ስልጣን ዝተመቃርሑ ሓለፍቲ ካብቲ ግንባር ክእለዩ ከምዝጠለቡ ምንጭታት ዜና ካብቲ ከባቢ ሓቢረን [...]
ፕረዚደንት የመን ነበረ ኣብ ኢትዮጵያ ግዜያዊ ዑቕባ ከምዝሓተተ ተገሊጹ
Radio Erena: 06 October, 2014 ፕረዚደንት የመን ነበረ ዓሊ ዓብደላ ሳልሕ፣ ኣብታ ሃገር ይካየድ ካብ ዘሎ ግጭት ሃዲሙ ኣብ ኢትዮጵያ ግዝያዊ ዑቕባ ከምዝሓተተ ተገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ነበረ፣ ኣንጻሩ ብዝተላዕለ ህዝባዊ ና [...]
ብምኽንያት ቀዳማይ ዓመት ዝኽሪ ግዳያት ላምፔዱሳ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወጻእን ዝተፈላለየ ንጥፈታት ይካይድ ኣሎ
Radio Erena: 03 October, 2014 ዓመቱ ናይቲ ቆልዑን ደቂንስትዮን ዝርከብዎም 360 ኤርትራውያን ዘህለቐ ሓደጋ ባሕሪ ላምፔዱሳ ንምዝካር ኣብ ውሽጢ ዓድን ወጻእን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ኣብ ምክያድ ይርከ [...]
ዓሚ ካብ ዘጋጠመ ሓደጋ ላምፔዱሳ ዝደሓኑ ኤርትራውያን ምስ ጳጳስ ፍራንሲስ ክራኸቡ’ዮም
Radio Erena: 02 October, 2014 ዓሚ ኣብ ላምፔዱሳ ካብ ዘጋጠመ ሓደጋ ዝደሓኑ ኣስታት 50 ስደተኛታት፣ ነታ ዕለት ንምዝካር ኣብ ዘዳልውዎ ፍሉይ መደብ ምስ ጳጳስ ካቶኢካዊት ቤት ከርስትያን ኣቡነ ፍራንሲስ ክራኸቡ ምዃኖም [...]
ብረት ዝዓጠቑ ሽዱሽተ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ከባቢ ከሰላ ኣብ እትርከብ ቁሸት ብነበርቲ ዓዲ ተታሒዞም ናብ ሰራዊት ሱዳን ተረኪቦም
Radio Erena: 01 October, 2014 ብረት ዝዓጠቑ ሽዱሽተ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣልሓፋይር ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ከሰላ ብነበርቲ እቲ ዓዲ ተታሒዞም ናብ ሰራዊት ሱዳን ከምዝተረከቡ ምንጭታት ዜና እቲ ከባቢ ሓቢሮም። እቶም ሽ [...]
ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እስራኤል፣ ስደተኛታት ናብ ሖሎት ክቐርቡ ዘገድድ ትእዛዝ ኣደስኪልዎ
Radio Erena: 01 October, 2014 ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እስራኤል፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ናብ ቤት ማእሰርቲ ሖሎት ክቐርቡ ዘገድድ ትእዛዝ ከምዘደስከሎ ማዕከን ዜና ሃረጽ ገሊጹ። እቲ ሚኒስትሪ ብሰኑይ 29 መ [...]