Category: ዜና ኤርትራ

1 546 547 548 549 550 630 5480 / 6296
ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ተናዊሑ

ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ተናዊሑ

Radio Erena: 30 October, 2014 ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዘንበሮ እገዳ ንተወሳኺ ዓመት ኣናዊሕዎ። እቲ ባይቶ ነዚ ዝወሰነ፣ ዕማም ናይቲ ንኤርትራን ሶማልን ዝቖጻጸር ጉጅለ እቲ ውድብ [...]
ፍትሒ ኣብ ዘይብላ ሃገር፣ ንልዕሊ 10 ዓመታት ሚኒስተር ፍትሒ ፎውዝያ ሃሽም ኣብ ጀዳ….

ፍትሒ ኣብ ዘይብላ ሃገር፣ ንልዕሊ 10 ዓመታት ሚኒስተር ፍትሒ ፎውዝያ ሃሽም ኣብ ጀዳ….

Radio Erena: 30 October, 2014 ሕግን ፍትሕን ኣብ ዝተሳእና ኤርትራ፣ ሚኒስተር ፍትሒ ፎውዝያ ሓሽም ኣብ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ደገፍቲ ህግደፍ፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኤርትራን ፍትሓዊ ኣካይዳ መንግስትን [...]
ዋና ጸሓፊ ው.ሕ.ሃን ፕረዚደንት ባንኪ ዓለምን ኣብ ጎረባብቲ ኤርትራ ዑደት የካይዱ

ዋና ጸሓፊ ው.ሕ.ሃን ፕረዚደንት ባንኪ ዓለምን ኣብ ጎረባብቲ ኤርትራ ዑደት የካይዱ

Radio Erena: 30 October, 2014 ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ባንኪ ሙንን ፕረዚደንት ባንክ ዓለም ጂንግ ዮን ኪምን ኣብ ጎረባብቲ ኤርትራ ዝኾና ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ወግዓዊ ዑደት የካይዱ ኣለዉ። ንሳቶም፣ ናይ ቀርኒ [...]
መራሕቲ ሱዳንን ሊብያን ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ክተሓጋገዙ ተሰማሚዖም

መራሕቲ ሱዳንን ሊብያን ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ክተሓጋገዙ ተሰማሚዖም

Radio Erena: 30 October, 2014 ሱዳንን ሊብያን፣ ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ክተሓጋገዘ ተሰማሚዐን። እዘን ክልተ ጎረባብቲ ሃገራት ነዚ ስምምዕ ዝበጽሓ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ሊብያ ዓብዱላ ኣል ቲኒ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ም [...]
ናብ ሳዋ ክምለሱ ዝተነግሮም ኣባላት 27 ዙርያ፣ መብዛሕቶም ክሳብ ሕጂ ኣይተመልሱን

ናብ ሳዋ ክምለሱ ዝተነግሮም ኣባላት 27 ዙርያ፣ መብዛሕቶም ክሳብ ሕጂ ኣይተመልሱን

Radio Erena: 29 October, 2014 ውጽኢት ናይቲ ዝገበርዎ ፈተና ክፈልጡ ናብ ሳዋ ክምለሱ ዝተነግሮም ኣባላት 27 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት፣ እቶም ዝበዝሑ ክሳብ እዚ እዋን'ዚ ከምዘይተመልሱ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እ [...]
ሓካይም ዚምባብዌ፣ ወሰኽ ደሞዝ ብምጥላብ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ኣካይዶም

ሓካይም ዚምባብዌ፣ ወሰኽ ደሞዝ ብምጥላብ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ኣካይዶም

Radio Erena: 29 October, 2014 ሓካይም ዚምባብዌ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ኣካይዶም። እቶም ትማሊ ስራሕ ደው ብምባል ኣድማ ዘካየዱ ልዕሊ 300 ሓካይም ናይቲ ብመንግስቲ ዝውነን ህዝባዊ ሆስፒታል ከተማ ሃራረ፣ ናይ ወሰ [...]
ኣብ ደቡብ ሱዳን ከባቢ ጁባ ኣብ ዝተወልዐ ግጭት 60 ሰባት ቆሲሎም

ኣብ ደቡብ ሱዳን ከባቢ ጁባ ኣብ ዝተወልዐ ግጭት 60 ሰባት ቆሲሎም

Radio Erena: 29 October, 2014 ኣብ ደቡብ ሱዳን ካብ ከተማ ጁባ ወጻኢ ኣብ ዝርከብ ከባቢታት ብዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 60 ሰባት ከምዝቖሰሉ ኣፈኛ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብ ጁባ ሓቢሩ። ኣብቲ ብሰንበት 26 ጥቕምቲ ዝተኻ [...]
ማሕበረሰብ ዓለም፣ ኤርትራ ንእትርከበ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ 8 ቢልዮን ዶላር ልምዓታዊ ሓገዝ ተመባጺዑ

ማሕበረሰብ ዓለም፣ ኤርትራ ንእትርከበ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ 8 ቢልዮን ዶላር ልምዓታዊ ሓገዝ ተመባጺዑ

Radio Erena: 28 October, 2014 ኣህጉራዊ ማሕበረ ሰብ፣ ኤርትራ ንእትርከበን ሸሞንተ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ሸሞንተ ቢልዮን ልምዓታዊ ሓገዝ ንምብራክት ተመባጺዑ። እተን ኣብ ልምዓታዊ ሓገዝ ዝውዕል ሸሞንተ ቢልዮን ዶላር [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ሱዳን ዘንበረቶ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሓቶ

ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ሱዳን ዘንበረቶ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሓቶ

Radio Erena: 28 October, 2014 ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሱዳን ዘንበረቶ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ክናዋሕ ወሲና። እቲ ምምሕዳር ቢል ክሊንተን ኣብ 1997 ከምኡ ድማ ምምሕዳር ጆርጅ ቡሽ ኣብ 2007 እናተቐባበሉ ዘንጽሕዎ እገ [...]
የመን፣ ኣብ መንጎ ተቓወምትን መንግስትን ምምቕራሕ ካቢነ ሚኒስተራት ተኻይዱ

የመን፣ ኣብ መንጎ ተቓወምትን መንግስትን ምምቕራሕ ካቢነ ሚኒስተራት ተኻይዱ

Radio Erena: 28 October, 2014 ሓድሽ ኣብ ዝቖመ መንግስቲ ሱዳን፣ ንከተማ ሰንዓ ተቖጻጺሮም ካብ ዘለዉ ተቓወምቲ ሁቲ ሽዱሽተ ሚኒስተራት ተመዚዞም። እቲ ብቀዳማይ ሚኒስተር ካልድ ባሃህ ዝምራሕ ሓድሽ መንግስቲ የመን፣ ካብ [...]
1 546 547 548 549 550 630 5480 / 6296