Category: ዜና ኤርትራ

1 535 536 537 538 539 630 5370 / 6293
የመን ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ጽኑዕ ሓለዋ ተካይድ። ምጥሓል ኢትዮጵያን ስደተኛታት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይቕጽል

የመን ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ጽኑዕ ሓለዋ ተካይድ። ምጥሓል ኢትዮጵያን ስደተኛታት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይቕጽል

Radio Erena: 30 December 2014 ብሰንኪ ጸጥታዊ ሃጓፍ ሃገራዊ ድሕነታ ኣብ ሓደጋ ወዲቑ ዝርከብ የመን፣ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ጽኑዕ ሓለዋ ክካየድ ኣዚዛ። ሚኒስተር ውስጣዊ ጉዳያት የመን፣ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ብገማግም [...]
ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ካብ ፓኪስትና ናብ ናይጀርያ ዝተላእከ ኣጽዋር ብክሊ ኣየሩ ከይሓልፍ ከልኪሉ

ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ካብ ፓኪስትና ናብ ናይጀርያ ዝተላእከ ኣጽዋር ብክሊ ኣየሩ ከይሓልፍ ከልኪሉ

Radio Erena: 30 December 2014 ንስግነት ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ፓኪስታን ተሸሚቱ ናብ ናይጀርያ ዝዓለመ ኣጽዋር ዝጸዓነት ነፋሪት ብክሊ ኣየሩ ከይትሓልፍ ከልኪሉ። እታ ታንክታትን ሓያሎ ተተኮስትን ዝጸዓነት ዓባይ ናይ ካርጎ ነ [...]
ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ፣ ኣብ ልደት ፈረንጂ ኤረትራውያን ዝርከብዎም 1300 ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ኣድሒነ ኢሉ

ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ፣ ኣብ ልደት ፈረንጂ ኤረትራውያን ዝርከብዎም 1300 ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ኣድሒነ ኢሉ

Radio Erena: 29 December 2014 ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ ኣብ ልደት ፈረንጂ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 1300 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣድሒነ ኢሉ። እቶም ናብ ኢጣልያ ንምስጋር ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሓደጋ ዝኣተዉ ኣብ [...]
ንምትሓዙ 3 ሚልዮን ዶላር ዝተሰልዓሉ መራሒ ኣልሸባብ ኢዱ ሂቡ

ንምትሓዙ 3 ሚልዮን ዶላር ዝተሰልዓሉ መራሒ ኣልሸባብ ኢዱ ሂቡ

Radio Erena: 29 December 2014 ብዝልዓለ ካብ ዝህደኑ መራሕቲ ኣልሸባብ ሓደ ዝኾነ ዛካርያ እስማዒል ኣሕመድ ሕርሲ፣ ናብ መንግስቲ ሶማል ኢዱ ሂቡ። እቲ ንዘትሕእዞ ወይ ድማ ዘለዎ ቦታ ንዝሓበረ ሰብ ብምምሕዳር ዋሽንግተን [...]
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ዑደት ኣካይዱ

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ዑደት ኣካይዱ

Radio Erena: 29 December 2014 ፕረዚደንት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሰለስተ መዓልታት ወግዓዊ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት ኣብቲ ካብ ዓርቢ 26 ታሕሳስ ክሳብ ትማሊ ሰንበት 28 ታሕሳስ ዘካየዶ ዑደት፣ [...]
መንግስቲ ሱዳን ኣብ ካርቱም ዝርከቡ ኤርትራውያን ይገፍፍ

መንግስቲ ሱዳን ኣብ ካርቱም ዝርከቡ ኤርትራውያን ይገፍፍ

Radio Erena: 27 December 2014 ሓይልታት ጸጥታን ፖሊስን መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን ገዛ ገዛ እንዳኣተው ክገፉ ከምዝጀመሩ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ብፍላይ ኣብ ከተማ ካርቱም ዝርከቡ ኤርትራ [...]
ኣብ መዓስከር ሸገረብ ዝነበረ ውጡር ኩነታት ክሃድእ ጀሚሩ

ኣብ መዓስከር ሸገረብ ዝነበረ ውጡር ኩነታት ክሃድእ ጀሚሩ

Radio Erena : 26 December 2014 ኣብ መዓስከር ሸገረብ ዝሓደረ ውጡር ኩነታት ካብ ሎሚ ወጋሕታ ብተመዛማዲ ክሃድእ ምጅማሩ ኣብቲ መዓስከር ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ካብቲ መዓስከር ሃዲሞም ኣብ [...]
ድሕሪ’ቲ 21 ኤርትራውያን ዝጠሓልሉ ናይ ሸገረብ ኩነታት፣ ኣብቲ መዓስከር ስደተኛታት ከቢድ ወጥሪ ይቕጽል ኣሎ

ድሕሪ’ቲ 21 ኤርትራውያን ዝጠሓልሉ ናይ ሸገረብ ኩነታት፣ ኣብቲ መዓስከር ስደተኛታት ከቢድ ወጥሪ ይቕጽል ኣሎ

Radio Erena: 26 December 2014 ድሕሪ'ቲ ኣብ ከባቢ ጊርባ መዓስከር ሸገረብ ዘጋጠመ ምጥሓል 21 ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣብ መዓስከር ሸገረብ ብኤርትራውያን ዝተራእየ ናይ ርድኡና ዕግርግር፣ ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ሱዳን [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ባህር ዳር፣ ብሪጣንያዊ በጻሒ ሃገር ተቐቲሉ

ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ባህር ዳር፣ ብሪጣንያዊ በጻሒ ሃገር ተቐቲሉ

Radio Erena: 26 December 2014 ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ፣ ከተማ ብህር ዳር፣ ብሪጣንያዊ በጻሒ ሃገር ብዝተተኮሰሉ ጥይት ተቐቲሉ። እቲ 51 ዓመት ዝዕድምኡ ብሪጣንያዊ በጻሒ ሃገር፣ መንነቱ ዛጊት ዘይተሓበረ ዕጡቕ ብዝተ [...]
ኣብ ወሓዚ ኣጥባራ 21 ኤርትራውያን ስደተኛታት ጥሒሎም

ኣብ ወሓዚ ኣጥባራ 21 ኤርትራውያን ስደተኛታት ጥሒሎም

Radio Erena: 24 December 2014 ካብ መዓስከር ስደተኛታት ሸገረብ ተበጊሶም ብመንገዲ ከሰላ ናብ ውሽጢ ካርቱም ዝወስድ መንገዲ ንምእታው ንወሓዚ ኣጥባራ ብጃልባ ዝሰግሩ ዝነበሩ 21 ኤርትራውያን ከምዝጠሓሉ ምንጭታት ሬድዮ ኤ [...]
1 535 536 537 538 539 630 5370 / 6293