ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንሸሞንተ መጋቢት ብዝተፈላለየ ኣገባባት ይዝክራ

ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንሸሞንተ መጋቢት ብዝተፈላለየ ኣገባባት ይዝክራ

Radio Erena : 06 March 2015

eropriwo

ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝርከባ ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ፣ ንሸሞንተ መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደዊንስትዮ ብዝተፈላለየ ኣገባብ ይዝክራኣ ኣለዋ።

መብዛሕተን እዘን ኣብ ስደት ዝነብራ ኤርትራውን፣ ነቲ ኣብ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ መዛንኧን ደቂንስትዮ ዝወርድ ዘሎ ኣደራዕ ከምዘተሓሳሰበን ብምግላጽ፣ ንፍትሕን ለውጥን ክቃለሳ ምዃነን ብምርግጋጽ’የን ነዛ ዕለት ዝዝክርኣ ዘለዋ።

 

ኣብ ኤርትራ ኣዝየን ብዙሓት ደቂንስትዮ ብሰንኪ ፖለቲካ፣ እምነትን ካልእ ዝተፈላለየ ምኽንያታትን ብዘይዝኾነ ሕጋዊ ክስን ፍርዲ ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ይሳቐያ ከምዘለዋ ዝፍለጥ’ዩ።

====================================

COMMENTS

WORDPRESS: 0