Category: ዜና ኤርትራ

1 536 537 538 539 540 592 5380 / 5916
ኢትዮጵያ ናብ ደቡብ ሱዳን ዝልኣኽ ሓይሊ ኢጋድ ክትመርሕ’ያ

ኢትዮጵያ ናብ ደቡብ ሱዳን ዝልኣኽ ሓይሊ ኢጋድ ክትመርሕ’ያ

Radio Erena: 10 June, 2014 ኢትዮጵያ ናብ ደቡብ ሱዳን ዝልኣኽ ዓቃብ ሰላም ንኢጋድ ብምምራሕ ሰራዊታ ከተዋፍር ምዃና ገሊጻ። ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳንን መራሒ ተቓዋምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከካይድዎ ድሕሪ ዝጸንሑ ሓያሎ ስምዓት፣ [...]
Eritrea bishops in critical letter

Eritrea bishops in critical letter

Radio Erena: 9 June, 2014 Four Eritrean Catholic bishops have published a letter criticising life in the country - a rare move in one of the world's [...]
ጽሟቕ ትሕዝቶ መልእኽቲ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ

ጽሟቕ ትሕዝቶ መልእኽቲ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ

Radio Erena: 9 June, 2014 ነዚ ንምግባር ዚደፍኣና ዘሎ ምድራዊ ወይ ሓላፊ ነገር ንምዕታር ወይ ክብርን ዝናን ተመኒና ወይ ድማ ንኻልእ ናብ ወገንና ንምስሓብ ዘይኮነስ ናይ ኣገልግሎት ባህጊ ጥራሕ’ዩ። ንሃገርና ክንርኢ ከሎና [...]
መበል 8ይ ፕረዚደንት ግብጺ ኮይኑ ዝተመርጸ ኤል ሲሲ፣ ፕረዚደንት ኤርትራን ሓያሎ መራሕቲ ሃገራት ዓረብን ኣብ ዝተኽብሉ ቃለ መሓላ ፈጺሙ

መበል 8ይ ፕረዚደንት ግብጺ ኮይኑ ዝተመርጸ ኤል ሲሲ፣ ፕረዚደንት ኤርትራን ሓያሎ መራሕቲ ሃገራት ዓረብን ኣብ ዝተኽብሉ ቃለ መሓላ ፈጺሙ

Radio Erena: 9 June, 2014 መበል 8ይ ፕረዚደንት ሪፖብሊክ ግብጺ ኮይኑ ዝተመርጸ ዓብደል ፋታሕ ኤል ሲሲ፣ ፕረዚደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ሓያሎ መራሕቲ ሃገራት ዓረብን ኣብ ዝተረኽብሉ፣ ቃለ መሓላ ፈጺሙ። ሓለቓ [...]
ኣልሸባብ፣ ኣብ ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ሽበራዊ መጥቃዕቲ ከካየድ ይኽእል’ዩ ካብ ዝብል ስግኣት ልዑል ጸጥታዊ ጥንቃቀታት ይካየድ ኣሎ

ኣልሸባብ፣ ኣብ ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ሽበራዊ መጥቃዕቲ ከካየድ ይኽእል’ዩ ካብ ዝብል ስግኣት ልዑል ጸጥታዊ ጥንቃቀታት ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 9 June, 2014 ኣልሸባብ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ዘካይዶ ዘሎ ሽበራዊ መጥቃዕታት፣ ኣብ ኢትዮጵያን ኡጋንዳውን'ውን ሽበራዊ መጥቃዕቲ ንምክያድ ውዲት ሓንጺጹ ከምዘሎ ዝእንፍት ጸጥታዊ ሓበሬታ ስለ [...]
ኣርባዕተ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራ ዘለዎም መርገጺ ዘነጽር መልእኽቲ ዘርጊሖም

ኣርባዕተ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራ ዘለዎም መርገጺ ዘነጽር መልእኽቲ ዘርጊሖም

Radio Erena: 6 June, 2014 ህዝቢ ኤርትራ፣ ብቁጠባዊ ቅልውላው፣ ብዋሕዚ ስደትን ሳዕቤናቱን ካልእ ማእለያ ዘይብሉ ጸገማትን ኣብ ከቢድ መከራ ወዲቑ ክነሱ፣ እቲ ጠንቂ “ኣይሰላም ኣይኩናት” ስለዘሎና’ዩ ዝብል መደምደምታ ክወሃ [...]
60 ዶላር ንምስራቕ ንሓደ ኤርትራውያን ስደተኛ ብጉስጢ ዝሃረመ ኣውስትራልያዊ ትሽዓተ ዓመት ክእሰር ተፈሪዱ

60 ዶላር ንምስራቕ ንሓደ ኤርትራውያን ስደተኛ ብጉስጢ ዝሃረመ ኣውስትራልያዊ ትሽዓተ ዓመት ክእሰር ተፈሪዱ

Radio Erena: 6 June, 2014 ካብ ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ 60 ዶላር ንምስራቕ፣ ከቢድ ጉድኣት ዘውረደ ኣውስትራልያዊ ንትሽዓተ ዓመት ክእሰር ተፊሩ። እቲ ናብ ኣውስትራልያ ካብ ዝኣቱ ሓሙሽተ መዓልቱ ጥራይ ጌሩ ዝነበረ ኤርትራዊ፣ [...]
ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ናብ ኢጣልያ ዝተበገሱ 114 ስደተኛታት ቀይዱ

ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ናብ ኢጣልያ ዝተበገሱ 114 ስደተኛታት ቀይዱ

Radio Erena: 6 June, 2014 ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሊብያ፣ ብጃልባ ናብ ኢጣልያ ዝተበገሱ 114 ስደተኛታት ኣብ ቀይዲ የእትዩ። እቶም ስደተኛታት ካብ ትሪፑሊ ድሕሪ ምብጋሶም፣ ቁሩብ ከይርሓቑ’ዮም ብሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ተታሒዞም። [...]
ሩስያ ኣብ ኤርትራ ናይ ዕደና ወፍሪ ከተካይድ ትደሊ

ሩስያ ኣብ ኤርትራ ናይ ዕደና ወፍሪ ከተካይድ ትደሊ

Radio Erena: 5 June, 2014 ሩስያ ኣብ ኤርትራ ናይ ዕደና ወፍሪ ከተካይድ ከምእትደሊ ገሊጻ። ሩስያ ነዚ ዝገለጸት ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ኣብ ሩስያ ዑደት ብምክያድ ምስ ምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወ [...]
ጅቡቲ መዓልታዊ 103 ሽሕ ሜትር ኩብ ማይ ካብ ኢትዮጵያ ክትጓርት

ጅቡቲ መዓልታዊ 103 ሽሕ ሜትር ኩብ ማይ ካብ ኢትዮጵያ ክትጓርት

Radio Erena: 5 June, 2014 ጅቡቲ መዓልታዊ 103 ሽሕ ሜተር ኩብ ማይ ካብ ኢትዮጵያ ብናጻ ክትወስድ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ። ጅቡቲ ሓንቲ ካብተን ብዋሕዲ ጽሩይ ዝስተ ማይ ዝሳቐያ ሃገራት ዓለም ሓንቲ ኮይና፣ ነዚ ንዓመታት ከሳ [...]
1 536 537 538 539 540 592 5380 / 5916