Category: ዜና ኤርትራ

1 533 534 535 536 537 592 5350 / 5916
ኣብ ፈረንሳ ብሉጽ መንእሰይ ዝተሰምየ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ መርሃዊ ቅዱስ፣ ኣብ ኢጣልያ’ውን ብቕዓቱ ኣመስኪሩ

ኣብ ፈረንሳ ብሉጽ መንእሰይ ዝተሰምየ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ መርሃዊ ቅዱስ፣ ኣብ ኢጣልያ’ውን ብቕዓቱ ኣመስኪሩ

Radio Erena: 25 June, 2014 ካብ ግዜ ናብ ግዜ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ስሙ እናኾለዐ ዝመጽእ ዘሎ፡ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኤም.ቲኤ.ን. ኩቤካ መርሃዊ ቅዱስ፡ ትማሊ ሰሉስ 24 ሰነ 2014፡ ኣብ [...]
ኢትዮጵያዊ ጀነራል ዝመርሖ ኣስታት 14 ሽሕ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኣብ ደቡብ ሱዳን ክዋፈር’ዩ

ኢትዮጵያዊ ጀነራል ዝመርሖ ኣስታት 14 ሽሕ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኣብ ደቡብ ሱዳን ክዋፈር’ዩ

Radio Erena: 25 June, 2014 ኢትዮጵያዊ ጀነራል ዝመርሖ ኣስታት 14 ሽሕ ዓቓብ ሰላም ሰራዊት ኣብ ደቡብ ሱዳን ክዋፈር’ዩ። ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ተኣፋፊ ኩነታት ዝርከብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን፣ ናብ ዝበኣሰ ግጭት ከየምር [...]
ነርወይ ፖለቲካዊ ዑቕባ ንዝነጸገቶም ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ክምለሱ ዝብል ሓሳብ ብትሪ ተነቒፉ

ነርወይ ፖለቲካዊ ዑቕባ ንዝነጸገቶም ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ክምለሱ ዝብል ሓሳብ ብትሪ ተነቒፉ

Radio Erena: 24 June, 2014 ምክትል ሚኒስትሪ ፍትሕን ህዝባዊ ድሕነትን ነርወይ ሂማንሹ ጉላቲ ብዛዕባ ምምላስ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ብዝምልከት ኣብ ኣስመራ ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ከምዝተዘራረበ ተሓቢሩ። እቲ [...]
ካብን ናብን ኤውሮጳን ሶማልን ንፈለማ እዋኑ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራ ጀሚሩ

ካብን ናብን ኤውሮጳን ሶማልን ንፈለማ እዋኑ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራ ጀሚሩ

Radio Erena: 24, June, 2014 ስካይ ግሪኽ ብዝተባህለ መንገዲ ኣየር ዝውነን ፍላይ ኦሎምፒክ ብሰንበት ኣብ ዝጀመሮ ቀጥታዊ በረራ 200 ሰባት ብዝጸዓነት ቦይንግ ዝዓይነታ ነፋሪት ካብ ሽወደን ከተማ ስቶኮልም ተበጊሳ ብመንገዲ [...]
እስራኤል፣ ንስደተኛታት ሞያዊ ስልጠና ክትህብ ምዃና ይግለጽ

እስራኤል፣ ንስደተኛታት ሞያዊ ስልጠና ክትህብ ምዃና ይግለጽ

Radio Erena: 23 June, 2014 መንግስቲ እስራኤል፣ ንስደተኛታት ሓድሽ ናይ ትምህርቲ ዕድል ክህብ ምዃኑ ይግለጽ ኣሎ። ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብ ቴልኣኦቭ ኣብ ዝልኣኾ ጸብጻብ፣ ሚኒስተሪ ትምህርቲ እስራኤል ኣብ ከባቢ ባርሸባ -ኒ [...]
ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽክለት ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ ብሉጽ መንእሰይ ተሰምዩ

ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽክለት ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ ብሉጽ መንእሰይ ተሰምዩ

Radio Erena: 23 June, 2014 ተቐዳዳማይ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኤም.ቲ.ኤን. ኩቤካ ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ፡ ካብ ዓርቢ 20 ሰነ ክሳብ ትማሊ ሰንበት 22 ሰነ፡ ኣብ ፈረንሳ ክካየድ ኣብ ዝቐነየ፡ ውድድር ቅድድም ብሽክለታ [...]
ካናዳ ብሰንኪ ምእካብ ዘይሕጋዊ 2%፣ ንቆንስል መንግስቲ ኤርትራ ክትዓጽዎ ከምእትኽእል ተጠንቕቕ

ካናዳ ብሰንኪ ምእካብ ዘይሕጋዊ 2%፣ ንቆንስል መንግስቲ ኤርትራ ክትዓጽዎ ከምእትኽእል ተጠንቕቕ

Radio Erena: 23 June, 2014  መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ካናዳ ካብ ዝርከቡ ኤርትራውን ዝእክቦ ዘይሕጋዊ ክልተ ካብ ሚእቲ ይቕጽሎ ከምዘሎ ብመርትዖ እንተተረጋጊጹ፣ ካናዳ ተወሳኺ ስጉምቲ ክትወስድ ከምእትኽእል ተጠንቕቕ። ማዕከናት [...]
ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ፣ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ብረዚን ሓላፍነት ዘኪሮማ ውዒሎም

ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ፣ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ብረዚን ሓላፍነት ዘኪሮማ ውዒሎም

Radio Erena: 23 June, 2014 ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውትያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ብክብ ዝበለ ረዚን ሓላፍነት ዘኪሮማ ውዒሎም። ካብ ኢትዮጵያ፣ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣመሪካ፣ [...]
ካቢነ እስራኤል፣ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ስደተኛታት ናብ ዓዶም ገንዘብ ከይልእኩ ዝኽልክል ሓድሽ ሕጊ ኣጽዲቑ

ካቢነ እስራኤል፣ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ስደተኛታት ናብ ዓዶም ገንዘብ ከይልእኩ ዝኽልክል ሓድሽ ሕጊ ኣጽዲቑ

Radio Erena: 19 June, 2014 ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ስደተኛታት፣ ነናብ ዓዶም ገንዘብ ከይልእኩ ዝኽልክል ሓድሽ ሕጊ ከምዘጽደቐ ባይቶ እስራኤል- ክነሰት ኣፍሊጡ። እቲ ባይቶ ብዘይካ’ዞ ካብ እስራኤል ጠቕሊሎም ዝወጹ ስደተኛታት [...]
1 533 534 535 536 537 592 5350 / 5916