Category: ዜና ኤርትራ

1 534 535 536 537 538 589 5360 / 5890
60 ዶላር ንምስራቕ ንሓደ ኤርትራውያን ስደተኛ ብጉስጢ ዝሃረመ ኣውስትራልያዊ ትሽዓተ ዓመት ክእሰር ተፈሪዱ

60 ዶላር ንምስራቕ ንሓደ ኤርትራውያን ስደተኛ ብጉስጢ ዝሃረመ ኣውስትራልያዊ ትሽዓተ ዓመት ክእሰር ተፈሪዱ

Radio Erena: 6 June, 2014 ካብ ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ 60 ዶላር ንምስራቕ፣ ከቢድ ጉድኣት ዘውረደ ኣውስትራልያዊ ንትሽዓተ ዓመት ክእሰር ተፊሩ። እቲ ናብ ኣውስትራልያ ካብ ዝኣቱ ሓሙሽተ መዓልቱ ጥራይ ጌሩ ዝነበረ ኤርትራዊ፣ [...]
ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ናብ ኢጣልያ ዝተበገሱ 114 ስደተኛታት ቀይዱ

ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ናብ ኢጣልያ ዝተበገሱ 114 ስደተኛታት ቀይዱ

Radio Erena: 6 June, 2014 ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሊብያ፣ ብጃልባ ናብ ኢጣልያ ዝተበገሱ 114 ስደተኛታት ኣብ ቀይዲ የእትዩ። እቶም ስደተኛታት ካብ ትሪፑሊ ድሕሪ ምብጋሶም፣ ቁሩብ ከይርሓቑ’ዮም ብሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ተታሒዞም። [...]
ሩስያ ኣብ ኤርትራ ናይ ዕደና ወፍሪ ከተካይድ ትደሊ

ሩስያ ኣብ ኤርትራ ናይ ዕደና ወፍሪ ከተካይድ ትደሊ

Radio Erena: 5 June, 2014 ሩስያ ኣብ ኤርትራ ናይ ዕደና ወፍሪ ከተካይድ ከምእትደሊ ገሊጻ። ሩስያ ነዚ ዝገለጸት ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ኣብ ሩስያ ዑደት ብምክያድ ምስ ምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወ [...]
ጅቡቲ መዓልታዊ 103 ሽሕ ሜትር ኩብ ማይ ካብ ኢትዮጵያ ክትጓርት

ጅቡቲ መዓልታዊ 103 ሽሕ ሜትር ኩብ ማይ ካብ ኢትዮጵያ ክትጓርት

Radio Erena: 5 June, 2014 ጅቡቲ መዓልታዊ 103 ሽሕ ሜተር ኩብ ማይ ካብ ኢትዮጵያ ብናጻ ክትወስድ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ። ጅቡቲ ሓንቲ ካብተን ብዋሕዲ ጽሩይ ዝስተ ማይ ዝሳቐያ ሃገራት ዓለም ሓንቲ ኮይና፣ ነዚ ንዓመታት ከሳ [...]
ጁባ-ካምፓላ ዝካየድ ዘሎ ንግዳዊ ልውውጥ ብ 30 ሚእታዊት ጎዲሉ

ጁባ-ካምፓላ ዝካየድ ዘሎ ንግዳዊ ልውውጥ ብ 30 ሚእታዊት ጎዲሉ

Radio Erena: 5 June, 2014 ኣብ ደቡብ ሱዳን ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት፣ ነቲ ካብን ናብን ካምፓላ-ጁባ ዝካየድ ዝነበረ ንግዳዊ ንጥፈታት ብኣስታት 30 ሚእታዊት ከምዝዓንቐፎ ተሓቢሩ። ማዕከን ዜና ኢንዲፐንደት ንባንክ ዓለም ብምጥቃ [...]
ድሕሪ ናይ 15 ዓመታት ማእሰርቲ ካብ ካርሸሊ ዘምለጠ ደጀን ኣብ ኤርትራውያን እቲ ዝዓበየ መዘራረቢ ኮይኑ ኣሎ

ድሕሪ ናይ 15 ዓመታት ማእሰርቲ ካብ ካርሸሊ ዘምለጠ ደጀን ኣብ ኤርትራውያን እቲ ዝዓበየ መዘራረቢ ኮይኑ ኣሎ

Radio Erena: June 04, 2014 15 ዓመታት ኣብ ቀይዲ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ፓይሎት ደጀን ዓንደ ሕሸል፣ ኣብ ሕንምብርቲ ኣስመራ ካብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ካርሸሊ ድሕሪ ምምላጡ፣ ምስ ሬድዮ ኣሰና ዘካየዶ ሸውዓተ ክፋላት ቃለ መጠ [...]
ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት 74 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት 74 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

Radio Erena: June 04, 2014 ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት 74 ሰባት ከምዝተቐትሉ ሬድዮ ፍራንስ ኢንተርናሽናል ንምንጭታታ ብምጥቃስ ገሊጻ። እቲ ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ቁሸት ኣቶ ዝካየድ ዘሎ ግጭት፣ ሰራዊ [...]
“The migration of Eritreans is a deliberate case of human trafficking conceived and orchestrated by the US.” B. General Abraha Kassa

“The migration of Eritreans is a deliberate case of human trafficking conceived and orchestrated by the US.” B. General Abraha Kassa

Radio Erena: June 03, 2014 "The migration of Eritreans is not a phenomenon driven by an economic pull factor as it is usually the case in our contemp [...]
“ጠንቂ ስደት ኤርትራውያን ኣመሪካ’ያ” ብ.ጀነራል ኣብርሃ ካሳ

“ጠንቂ ስደት ኤርትራውያን ኣመሪካ’ያ” ብ.ጀነራል ኣብርሃ ካሳ

Radio Erena: June 03, 2014 ኣብ ጉዳይ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂ ሰብ ዘተኮረ ካብ 21 ክሳብ 22 ግንቦት ኣብ ካርቱም ኣብ ዝተኻየደ ዞባዊ ዋዕላ ዝተሳተፈ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ፣ ብስደት ኤርትራውያንን ሳዕቤናቱን [...]
የመን፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 2500 ስደተኛታት ኣብ ሓደ ወርሒ

የመን፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 2500 ስደተኛታት ኣብ ሓደ ወርሒ

Radio Erena: June 03, 2014 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 2 500 ስደተኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብዛ ዝሓለፈት ወርሒ ናብ የመን ከምዝኣተዉ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቶም 150 ደቂንስትዮን 65 ቆልዑን ዝርከብዎም ስደ [...]
1 534 535 536 537 538 589 5360 / 5890