Category: ዜና ኤርትራ

ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ ምትካል ጸሓያዊ ጸዓት 7 ሚልዮን ኤውሮ መዊሉ
Radio Erena: 26 February 2015 ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኤርትራ ኣብ ምዕምዕባል ጸሓያዊ ጸዓት ዘገልግሉ መሳርሒታት ንምትካል ናይ ኣስታት 7 ሚልዮን ኤውሮ ገንዘብ ከበርክት ምዃኑ ተገሊጹ። ኣብ ኤርትራ ኣብ ምትካል ንጸሓያዊ ጸ [...]

መንግስቲ ሱዳን ኣብ ከባቢታት ከሰላ ዝሃንጾ ዘሎ ኣብ መመንጨዊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝውዕል ዲጋ ኣማኢት ሰባት ካብ መነባብርኦም ኣመዛቢሉ
Radio Erena: 26 February 2015 መንግስቲ ሱዳን ኣብቲ ምስ ኤርትራ ዘዳውብ ከባቢታት ከሰላ ንመመንጨዊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝሃንጾ ዘሎ ዲጋ ኣማኢት ሰባት ካብ መነባብርኦም ከምዘዘናበለ ምንጭታት ዜና ሓቢሮም። እቲ ካብ ላዕላይ [...]

ኣመሪካ ድሕሪ 20 ዓመታት ኣብ ሶማል ኣምባሳደር መዚዛ
Radio Erena: 26 February 2015 መንግስቲ ኣመሪካ ድሕሪ 20 ዓመታት ንመጀመርያ እዋኑ ኣብ ሶማል ኣምባሳደር ከዋፍር ምዃኑ ኣፍሊጡ። ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ብ24 ለካቲት ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ ፕረዚደንት ኦ [...]

ጅቡቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ተጻብኦታት ትገብር ኣላ ክብል መንግስቲ ኤርትራ ናብ ንግስነት ቀጠር ጥርዓን ኣቕሪቡ
Radio Erena : 25 February 2015 ጅቡቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ተጻብኦታት ትገብር ኣላ ክብል መንግስቲ ኤርትራ ናብ ንግስነት ቀጠር ጥርዓን ኣቕሪቡ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዛዕባ'ዚ ናይ ቀረባ መግለጺታት ፕረዚደንት ጅ [...]

ብዝሒ ዘለዎም ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ብዘይዝኾነ ኣላዩ ባሕሪ እናሰገሩ ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ዑቕባ ይሓቱ ምህላዉም ተገሊጹ
Radio Erena : 25 February 2015 ብዝሒ ዘለዎም ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ብባሕሪ እናሰገሩ ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ይኣትዉ ምህላዎም የዘራርብ ኣሎ። መብዛሕቶም እዞም ቆልዑ ብዘይዝኾነ ኣላዩ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ኢትዮጵ [...]

ፖሊስ ኬንያ ልዕሊ 100 ኢትዮጵያውያን ቀይዱ
Radio Erena : 25 February 2015 ፖሊስ ኬንያ ልዕሊ 100 ኢትዮጵያውያን ኣብ ቀይዲ የእትዩ። እቶም ኣብ ቀይዲ ኣትዮም ዘለዉ ኢትዮጵያውያን፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ደቡብ ኣፍሪቃ ንምስጋር ኣብ ከተማ ናይሮቢ ኣብ ሓደ ገዛ [...]
ኣመሪካ ኣብ መጎዓዝያ ሰራዊትን ኣጽዋርን እተገልግል ዓባይ ነፋሪት ንኢትዮጵያ ብሓገዝ ሂባ
Radio Erena: 24 February 2015 ኣመሪካ፣ ኣብ ምጉዕዓዝ ሰብን ኣጽዋርን እተገልግል ሲ-130 ሄርኩለስ ዝዓይነታ ዓባይ ወትሃደራዊት ነፋሪት ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ብሓገዝ ከምዝሃበት ዘ ሪፖርተር ዝተባህለት ጋዜጣ ሓቢራ። እታ [...]

ፕረዚደንት ሮበርት ሙጋበ ንመበል 91 ዓመት ልደቱ ብናይ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ዶላር ወጻኢ ኣብዒሉ
Radio Erena: 24 February 2015 ፕረዚደንት ዚምባብዌን እዋናዊ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪቃን ሮበርት ሙጋበ መበል 91 ዓመተ ልደቱ ብናይ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ዶላር ወጻኢታት ኣብዒሉ። ፕረዚደንት ሙጋበ፣ ብቀዳም 21 ለካቲት [...]

ግብጺ ኣብ የመን ዝርከብ ኤምባሲኣ ዓጽያ
Radio Erena: 24 February 2015 ግብጺ ኣብ የመን ዝርከብ ኤምባሲኣ ከምዝዓጸወት ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ነቲ ኣብ የመን ዝነበረ ኤምባሲኣ ጠቕሊላ ዝዓጸወትሉ ምኽንያት፣ ጸጥታ ሃገር ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኮይንሉ ኣብ ዘሎ እዋን'ዩ [...]

ኣምባሳደር ፈረንሳ ኣብ ኤርትራ ነበር፣ ብኣልሸባብ ንዝተታሕዘ ኣባል ስለያ ሃገሩ ንምፍታሕ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ብሓባር ይሰርሑ ምንባሮም ተኣሚኑ
Radio Erena: 23 February 2015 ካብ 2009 ክሳብ 2012 ኣምባሳደር ፈረንሳ ኣብ ኤርትራ ዝነበረ ሮዠ ኡክ (Roger Auque) ፣ ብኣልሸባብ ተታሒዙ ንዝነበረ ኣባል ስለያ ፈረንሳ ደኒ ኣሌክስ ንምፍታሕ ምስ ኣባላት ስለ [...]