Category: ዜና ኤርትራ

1 529 530 531 532 533 593 5310 / 5924
ኤርትራውያን ኣብ የመን ንክልተ ወርሒ ኣብ ጎደና

ኤርትራውያን ኣብ የመን ንክልተ ወርሒ ኣብ ጎደና

Radio Erena: 17 July, 2014 ንልዕሊ ክልተ ወርሒ ብዘይዝኾነ መጽለሊ ኣብ የመን ኣብ ጎደናታት ሰንዓ ኣብ ግዳም ዝነብሩ ዘለዉ ኣስታት 200 ኤርትራውያን፣ ክሳብ እዚ እዋን እዚ ጉዳዮም ዝርኢ ኣካል ብዘይምህላዉ ብምረት ገሊጾ [...]
ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ቀቢላታት ግጭት ተኻይዱ

ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ቀቢላታት ግጭት ተኻይዱ

Radio Erena: 17 July, 2014 ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ፣ ዞባ ሸካ ኣብ መብጎ ክልተ ቀቢላታት ብዝተወልዐ ግጭት ሓይሎ ሰባት ከምዝተቐትሉን 130 ኣባይቲ ድማ ከምዝተቓጸለን ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ሓቢራ። ቅድሚ 12 ዓመት ዝተጓሃሃር ግ [...]
ጅቡቲ ተወሳኺ ሰራዊት ናብ ሶማል ከተዋፍር’ያ

ጅቡቲ ተወሳኺ ሰራዊት ናብ ሶማል ከተዋፍር’ያ

Radio Erena: 17 July, 2014 ጅቡቲ ናብ ሶማል ተወሳኺ ሰራዊት ክትልእኽ ምዃና ኣፍሊጣ። ጅቡቲ፣ ምስ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተጸንበረ ኣስታት ሓደ ሽሕ ሰራዊት ኣብ ሶማል ኣዋፊራ ከምዘላ ዝፍለጥ’ዩ። እዚ ሕጂ [...]
ንሕክምና ናብ ሱዳን ዝተላእከ ናይ በረራ ቴክኒሻን ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ኣብ ካርቱም ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ዑቕባ ሓቲቱ

ንሕክምና ናብ ሱዳን ዝተላእከ ናይ በረራ ቴክኒሻን ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ኣብ ካርቱም ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ዑቕባ ሓቲቱ

Radio Erena: 16 July, 2014 ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ናይ ነፋሪት ሓደጋ ናይ ሕቖ መስበርቲ ዘጋጠሞ ምኩር ናይ በረራ ቴክኒሻን ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ምክትል ተለንተ ኣረፋይነ ፣ ንሕክምና ናብ ሱዳን ድሕሪ ምልኣኹ፣ ኣብ ካርቱም ኣብ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ ላዕለዋይ ናይ ማህደረ ትምህርቲ ዕድል ዝሃቦም ኤርትራውያን ስደተኛታት ተመሪቖም

መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ ላዕለዋይ ናይ ማህደረ ትምህርቲ ዕድል ዝሃቦም ኤርትራውያን ስደተኛታት ተመሪቖም

Radio Erena: 16 July, 2014 ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ሓቲቶም ካብ ዝርከቡ 10ታት ኣሽሓት ኤርትራውያን፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሓያሎ ካብኣቶም ብዝሃቦም ናይ ላዕለዋይ ናይ ማህደረ ትምህርቲ ዕድል፣ ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት ብቀዳማይ [...]
መንግስቲ ካናዳ፣ ንቆንስል ሃገረ ኤርትራ ናይ መወዳእታ መጠንቀቕታ ሂቡ

መንግስቲ ካናዳ፣ ንቆንስል ሃገረ ኤርትራ ናይ መወዳእታ መጠንቀቕታ ሂቡ

Radio Erena: 16 July, 2014 መንግስቲ ካናዳ፣ ናብ ጠቕላሊ ቆንስል ሃገረ ኤርትራ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝልኣኾ ወግዓዊ ደብዳቤ፣ እቲ ቆንስል ብዝኾነ ዓይነትን ኣገባብን ኣብታ ሃገር ካብ ዝነብሩ ኤርትራውያን ዘይሕጋዊ ግብሪ ይእክ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ፕረዚደንት ኦባማ ኣብ ዝጸውዖ ታሪኻዊ ዋዕላ ኣመሪካን ሃገራት ኣፍሪቃን ኣይተዓደመን

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ፕረዚደንት ኦባማ ኣብ ዝጸውዖ ታሪኻዊ ዋዕላ ኣመሪካን ሃገራት ኣፍሪቃን ኣይተዓደመን

Radio Erena: 15 July, 2014 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝካየድ፣ ኣብ ታሪኽ ኣመሪካ ናይ መጀመርያ ዝኾነ ዋዕላ ኣመሪካን ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብዘይካ ፕረዚደንታት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ዑመር ሓሰን ኣልበሽርን ሮበርት ሙጋበን ብምሉ [...]
ሱዳናውያን ኣብ ኢትዮጵያ ናይ 2.4 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ የካይዱ ኣለዉ

ሱዳናውያን ኣብ ኢትዮጵያ ናይ 2.4 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ የካይዱ ኣለዉ

Radio Erena: 15 July, 2014 ሱዳናውያን ኣብ ኢትዮጵያ ናይ 2.4 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ የካይዱ ምህላዎም ፕረዚደንት ማሕበር ወፍሪ ሱዳን ዓዋድ ኣልከሪም ስዒድ ሓቢሩ። ንሱ፣ ንማዕከን ዜና ሱዳን ቪዥን ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፣ ሱዳ [...]
ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ምስ ሰበስልጣን ፈረንሳ ንምርኻብ ዘቕርቦ ሓሳብ ተቐባልነት ኣይረኸበን

ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ምስ ሰበስልጣን ፈረንሳ ንምርኻብ ዘቕርቦ ሓሳብ ተቐባልነት ኣይረኸበን

Radio Erena: 14 July, 2014 ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ፈረንሳ ንኽራከብ ዘቕረቦ ጻውዒት ተቐባልነት ከምዘይረኸበ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ፣ ምስ ላዕለዎት ሰ [...]
ቆንስል ኤርትራ ኣብ ካናዳ፣ ደገፍቲ መንግስቲ ኣብ ናይ ክረምቲ ዕረፍቶም ናብ ኤርትራ እናገሹ ክልተካብ ሚእቲ ክኸፍሉ ይሕብሮም ኣሎ

ቆንስል ኤርትራ ኣብ ካናዳ፣ ደገፍቲ መንግስቲ ኣብ ናይ ክረምቲ ዕረፍቶም ናብ ኤርትራ እናገሹ ክልተካብ ሚእቲ ክኸፍሉ ይሕብሮም ኣሎ

Radio Erena: 14 July, 2014 ቤት ጽሕፈት ቆንስል መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ካናዳ፣ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ደገፍቲ መንግስቲ 2 ሚእታዊት ካብ እቶቶም ብምኽንያት ናይ ክረምቲ ዕረፍቲ ናብ ኤርትራ ኣብ ዝገሽሉ ክኸፍልዎ ይሕብሮም ኣሎ [...]
1 529 530 531 532 533 593 5310 / 5924