Category: ዜና ኤርትራ

1 530 531 532 533 534 592 5320 / 5916
የመን፣ ንኢትዮጵያዊ ተቓዋሚ ናብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዘረከበት ክልቲኦም መንግስታት ብወግዒ ገሊጾም

የመን፣ ንኢትዮጵያዊ ተቓዋሚ ናብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዘረከበት ክልቲኦም መንግስታት ብወግዒ ገሊጾም

Radio Erena: 09 July, 2014 የመን፣ ናብ ኤርትራ የመርሕ ንዝነበረ ኢትዮጵያ ተቓዋሚ ኣብ ትራንዚት ድሕሪ ምሓዛ ብኡ ንብኡ ናብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘረከበትሉ ምኽንያት፣ ኣብ መንጎ የመንን ኢትዮጵያ ብዘሎ ብገበን ንዝድለዩ ው [...]
ኩባንያ ዕደና ሳንሪጅ 60% ፕሮጀክት ኣስመራ ወኒኑ

ኩባንያ ዕደና ሳንሪጅ 60% ፕሮጀክት ኣስመራ ወኒኑ

Radio Erena: 08 July, 2014 ኩባንያ ዕደና ሳንሪጅ፣ 60 ሚእታዊት ናይቲ ናይ ኣስመራ ፕሮጀክት ዝፍለጥ ናይ ዕደና ንጥፈታት ከምዝወነነ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ካናዳ ዝመደሩ ኩባንያ ነዚ ዝገለጸ፣ ብ27 ሰነ 2014 ምስቲ ብመንግ [...]
‘ናይ ኤርትራ ፓስፖርት እቲ ናብ ዝወሓደ ሃገራት ከንቐሳቕስ ዝኽእል ፓስፖርት’ዩ’ ሓድሽ መጽናዕቲ

‘ናይ ኤርትራ ፓስፖርት እቲ ናብ ዝወሓደ ሃገራት ከንቐሳቕስ ዝኽእል ፓስፖርት’ዩ’ ሓድሽ መጽናዕቲ

Radio Erena: 08 July, 2014 ካብ 52 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ እቲ ዝወሓደ ናይ ምንቕስቓስ ናጽነት ዘለዎ ፓስፖርት ናይ ኤርትራ ምዃኑ ሓደ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ኣብ መጽሔት ጉድ ‘GOOD’ ዝቐረበ መጽናዕታዊ ጽ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ቅድድም ብሽክለታ ካልኣይ ደረጃ ሒዛ

ኤርትራ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ቅድድም ብሽክለታ ካልኣይ ደረጃ ሒዛ

Radio Erena: 07 July, 2014 ኣህጉራዊ ማሕበር ቅድድም ብሽክለታ ዓለም (UCI)፡ ናይ’ዛ ዝዛዘምናያ ወርሒ ሰነ፡ ደረጃ ቅድድም ብሽክለታ ሃገራትን ተቐዳደምቲን ኣውጺኡ ኣሎ። በቲ ዝውጸ ደረጃ መሰረት፡ ሞሮኮ ብ971 ነጥቢ ቀ [...]
ብተደጋጋሚ ገኒኑ ዘሎ ምቁራጽ ኤሌክትሪክ፣ ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ሓበሬታ ይግልሎ ኣሎ

ብተደጋጋሚ ገኒኑ ዘሎ ምቁራጽ ኤሌክትሪክ፣ ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ሓበሬታ ይግልሎ ኣሎ

Radio Erena: 07 July, 2014 ኣብ መላእ ኤርትራ ብፍላይ ድማ ኣብ ከተማታት ገኒኑ ዝርአ ዘሎ ምቁራጽ ኤሌክትሪክ፣ ህዝቢ ንኩነታት ሃገሩን ካልእ ምዕባለታት ዓለም ከይከታተል ካብ ሓበሬታ ገሊልዎ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና [...]
ናብ ኣስመራ እናምርሐ ኣብ የመን ዝተታሕዘ ኢትዮጵያ ተቓዋሚ ናብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ተረኪቡ

ናብ ኣስመራ እናምርሐ ኣብ የመን ዝተታሕዘ ኢትዮጵያ ተቓዋሚ ናብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ተረኪቡ

Radio Erena: 07 July, 2014 ናብ ኣስመራ እናምርሐ ኣንከሎ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ሰንዓ ዝተቐየደ ኣቶ ኣንዳርጋቸው ጽገ፣ መንግስቲ የመን ናብ ኢትዮጵያ ከምዘረከቦ ተገሊጹ። እቲ ናይ ብሪጣንያ ዜግነት ዘለዎ ዋና ጸሓፊ ናይቲ ግ [...]
ኣስመራን ከባቢኣን ንሸሞንተ ተኸታታሊ መዓልታት ኤሌክትሪክ ኣቋሪጹ

ኣስመራን ከባቢኣን ንሸሞንተ ተኸታታሊ መዓልታት ኤሌክትሪክ ኣቋሪጹ

Radio Erena: 04 July, 2014 ኣብ ኤርትራ ኣገልግሎት ጸዓት ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናበኣሰ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ እዋን፣ ኣስመራን ከባቢኣን ንሸሞንተ ተኸታታሊ መዓልታት ኤሌክትሪክ ከምዘይነበረ ምንጭታት ኤረና ካብ ኣስመራ ኣረጋጊጾም [...]
መንግስታት ኤርትራን ኢጣልያን ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት ዘተኮረ ዝርርብ ኣካይዶም

መንግስታት ኤርትራን ኢጣልያን ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት ዘተኮረ ዝርርብ ኣካይዶም

Radio Erena: 04 July, 2014 መንግስታት ኤርትራን ኢጣልያን፣ ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት ዘተኮረ ዝርርብ ኣካይዶም። እቲ ዝርርብ ዝተኻየደ፣ ብምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ላፖ ፒስተሊ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኢጣልያ ኣብ [...]
የመን ቀይዳቶ ዘላ ኢትዮጵያ ተቓዋሚ እንተዘይፈቲሓቶ፣ በረራታት መንገዲ ኣየር የመን ናብ ኤርትራ ደው ከምዘብል መንግስቲ ኤርትራ ኣፍሊጡ

የመን ቀይዳቶ ዘላ ኢትዮጵያ ተቓዋሚ እንተዘይፈቲሓቶ፣ በረራታት መንገዲ ኣየር የመን ናብ ኤርትራ ደው ከምዘብል መንግስቲ ኤርትራ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 04 July, 2014 የመን፣ ነቲ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣብ ትራንዚት ዝቐየደቶ መራሒ ተቓዋሚ ኢትዮጵያ እንተዘይፈቲሓቶ፣ መንገዲ ኣየር የመን ናብ ኤርትራ እተካይዶ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክስርዞ ምዃኑ መንግስቲ ኤርት [...]
Eritrean Government Threatened To Suspend Yemeni Airlines

Eritrean Government Threatened To Suspend Yemeni Airlines

Radio Erena: 03 July, 2014 Eritrean government threatened to cancel the right of Yemeni airlines to land in Eritrea unless it can issue assurances fo [...]
1 530 531 532 533 534 592 5320 / 5916