Category: ዜና ኤርትራ

1 449 450 451 452 453 592 4510 / 5916
ኤርትራ እትርከቦ ልፍንታዊ ሓይሊ ባሕሪ ሃገራት ኣፍሪቃን ዓረብን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከምዝተዋፈረ ተገሊጹ

ኤርትራ እትርከቦ ልፍንታዊ ሓይሊ ባሕሪ ሃገራት ኣፍሪቃን ዓረብን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከምዝተዋፈረ ተገሊጹ

Radio Erena: 25 August 2015 ብስዑዲ ዓረብ ዝተመርሐ ወትሃደራዊ ሓይሊ ኣብታ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እትርከብ ወደብ ሖዴዳን ካልእ ከባቢታትን የመን መጥቃዕቲ ኣብ ዘካይደሉ ዘሎ እዋን፣ ካብ ኣፍሪቃን ሃገራት ዓረብን ዝተዋጽአ ልፍ [...]
ካብ ሖሎት ዝተፈትሑ ኣስታት 1200 ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ናብ ከተማታት ቴልኣቪቭን ኤላትን ከይኣትዉ ዝኽልክል ሓድሽ ሕጊ ተኣዊጁ

ካብ ሖሎት ዝተፈትሑ ኣስታት 1200 ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ናብ ከተማታት ቴልኣቪቭን ኤላትን ከይኣትዉ ዝኽልክል ሓድሽ ሕጊ ተኣዊጁ

Radio Erena: 25 August 2015 ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት እስራኤል፣ ካብ ክፉት ቤት ማእሰርቲ ሖልት ዝፍትሑ ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን፣ ናብ ከተማታት ቴልኣቪቭን ኤላትን ከይኣትዉ ዝኽልክል ሓድሽ ኣዋጅ ነዲፍ። እቲ ብሚኒስተር [...]
ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ልዕሊ ሽወደናዊት መንእሰይ ፈጺሞም ዝተባህለ ጾታዊ ዓመጽ፣ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ሕሉፍ ጽልኢ ብዘለዎም ሽወደናውያን ዝተጋወሓ ናይ ሓሶት ወረ ምዃኑ ተሓቢሩ

ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ልዕሊ ሽወደናዊት መንእሰይ ፈጺሞም ዝተባህለ ጾታዊ ዓመጽ፣ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ሕሉፍ ጽልኢ ብዘለዎም ሽወደናውያን ዝተጋወሓ ናይ ሓሶት ወረ ምዃኑ ተሓቢሩ

Radio Erena: 25 August 2015 ኣብ ልዕሊ ሽወደናዊት መንእሰይ ብኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ተፈጺሙ ዝተባህለ ጾታዊ ዓመጽ፣ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ሕሊፍ ጽልኢ ብዘለዎም ሽወደናውያን ዝተጋወሐ ናይ ሓሶት ወረ'ዩ ክትብል ካብ ዞባ [...]
ስዑዲ ዓረብ 21 ኤርትራውያን ጠሪዛ

ስዑዲ ዓረብ 21 ኤርትራውያን ጠሪዛ

Radio Erena: 24 August 2015 ስዑዲ ዓረብ 21 ኤርትራውያን መንእሰያት ከምዝጠረዘት ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። እቶም ብቀዳም 22 ነሓሰ ልክዕ ሰዓት 11:00 ካብ ከተማ ጀዳ ዝተጠረዙ ኤርትራውያን፣ ኣስመራ ኣብ መዓ [...]
ሽወደናዊት መንእሰይ ብምዕማጽ ዝተጠርጠሩ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ቀይዲ ኣትዮም

ሽወደናዊት መንእሰይ ብምዕማጽ ዝተጠርጠሩ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ቀይዲ ኣትዮም

Radio Erena: 24 August 2015 22 ዓመት ንዝዕድሚኣ ሽወደናዊት መንእሰይ ብምዕማጽ ዝተጠርጠሩ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ተሓቢሩ። ነቲ ዝሓለፈ ሰሙን ሉድቪካ ኣብ ዝተባህለት ሽወደን ከተማ ዘጋጠመ [...]
ኤርትራዊ ኣትለት ግርማይ ገብረስላሴ፣ ኣብ ታሪኽ ውድድር ማራቶን ብዕድመ ዝንኣሰ ተዓዋቲ ወርቂ ማዳልያ ብምዃን ክብረ ወሰን ሒዙ

ኤርትራዊ ኣትለት ግርማይ ገብረስላሴ፣ ኣብ ታሪኽ ውድድር ማራቶን ብዕድመ ዝንኣሰ ተዓዋቲ ወርቂ ማዳልያ ብምዃን ክብረ ወሰን ሒዙ

Radio Erena: 24 August 2015 ኣብ ቤጂንግ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድር ኣትለቲክስ፣ ኤርትራዊ ኣትለት ግርማይ ገብረስላሴ፣ ኣብ ታሪኽ ውድድር ማራቶን ብዕድመ ዝነኣሰ ተዕእዋቲ ወርቂ ማዳልያ ብምዃን ክብረ ወሰን ሒዙ። እዚ ኣብ [...]
ኣብዚ ክልተ ዓመትን መንፈቕን፣ ኣስታት 3 ሽሕ ኤርትራውያን ካብ እስራኤል ወጺኦም

ኣብዚ ክልተ ዓመትን መንፈቕን፣ ኣስታት 3 ሽሕ ኤርትራውያን ካብ እስራኤል ወጺኦም

Radio Erena : 21 August 2015 ካብ ጥሪ 2013 ክሳብ'ዚ ወርሒ ናይዚ ዓመት'ዚ፣ 1059 ኤርትራውያን ካብ እስራኤል ናብ ኤርትራ ከምዝተመልሱ ንጸብጻብ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እስራኤል፣ ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ሃረጽ ሓቢሩ [...]
ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ብዶብ ክልቲኤን ሃገራት ዝግበር ዘሎ ምስግጋር ስደተኛታት ንምግታእ ሓድሽ ስምምዕ ከቲመን

ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ብዶብ ክልቲኤን ሃገራት ዝግበር ዘሎ ምስግጋር ስደተኛታት ንምግታእ ሓድሽ ስምምዕ ከቲመን

Radio Erena : 21 August 2015 ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ንክልቲኤን ብዘዳውብ ከባቢ ካሌ ንዝካየድ ዘሎ ምስግጋር ስደተኛታት ንምግታእ ሓድሽ ስምምዕ ከቲመን። ሚኒስተራት ውሽጣዊ ጉዳያት ክልቲኤን ሃገራት ትማሊ ሓሙስ 20 ነሓሰ [...]
ኢትዮጵያ ብሽበራ ተኸሲሶም ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ ሓሙሽተ መራሕቲ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ክልቀቑ ተወሲኑ

ኢትዮጵያ ብሽበራ ተኸሲሶም ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ ሓሙሽተ መራሕቲ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ክልቀቑ ተወሲኑ

Radio Erena : 21 August 2015 ፈደራላዊ ቤት ፍርዲ ኢትዮጵያ፣ ብናይ ሽበራዊ ገበን ተኸሲሶም ዝነበሩ መራሕቲ ተቃወምቲ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ዝርከብዎም ብውሕዱ ሓሙሽተ ፖለቲከኛታት ናጻ ክወጹ ወሲኑ። እቲ ላዕለዋይ ቤት ፍር [...]
መንግስቲ ኤርትራ ንዜጋታት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብዘይ ቪዛ ናብ ኤርትራ ክኣትዉ ፈቒዱ

መንግስቲ ኤርትራ ንዜጋታት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብዘይ ቪዛ ናብ ኤርትራ ክኣትዉ ፈቒዱ

Radio Erena: 20 August 2015 መንግስቲ ኤርትራ ንዜጋታት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብዘይ ቪዛ ናብ ኤርትራ ክኣትዉ ፈቒዱ። ዝሓለፈ ሰሙን ነዚ ዘረጋገጸ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ዜጋታቱ ኤርትራ ናብ እትር [...]
1 449 450 451 452 453 592 4510 / 5916