Category: ዜና ኤርትራ

1 448 449 450 451 452 592 4500 / 5916
ኤርትራውያን ን18 መስከረም፣ ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትር፣ ንምዝካር ዝተፈላለየ መደባት ይውድቡ

ኤርትራውያን ን18 መስከረም፣ ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትር፣ ንምዝካር ዝተፈላለየ መደባት ይውድቡ

Radio Erena: 07 September 2015 ኣብ ኤርትራ ጸሊም ታሪኽ ዝተፈጸመሉ 18 መስከረም ንምዝካር ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ዝተፈላለየ መደባት ሰሪዖም ምህላዎም ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተላእከልና ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ልዕሊ ሓያ [...]
ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳምይ ብሽክለታ ናትናኤል ብርሃነ ትማሊ ኣብ ቮልታ ስጳኛ ደሚቑ ውዒሉ

ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳምይ ብሽክለታ ናትናኤል ብርሃነ ትማሊ ኣብ ቮልታ ስጳኛ ደሚቑ ውዒሉ

Radio Erena: 07 September 2015 ትማሊ ሰንበት 6 መስከረም ኣብ ዝተሰላሰለ፡ መበል 15 መድረኽ ቮልታ ስጳንያ፡ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ክለብ ኤም.ቲ.ኤን. ኲቤካ ናትናኤል ብርሃነ፡ ደሚቑ ውዒሉ። ናትናኤል ኣብ'ዚ 175 ርሕ [...]
ኣልሸባብ፣ ኣብ ደቡባዊ ሶማልያ ንዝርከባ ክልተ ከተማታት ተቖጻጺሩ

ኣልሸባብ፣ ኣብ ደቡባዊ ሶማልያ ንዝርከባ ክልተ ከተማታት ተቖጻጺሩ

Radio Erena: 07 September 2015 እቲ ሽበራዊ ጉጅለ፣ ነተን ካብ ርእሰ ከተማ ሞቛድሾ ኣስታት 60 ኪሎሜተር ርሒቐን ዝርከባ ክልተ ንኣሽቱ ከተማታት ክቆጻጸረን ዝኸኣለ፣ ኣብተን ከተማ ተዋፊሩ ዝነበረ ዓቓብ ሰላም ሰራዊት ሕ [...]

ቢሻ፣ ኣብ ከቢድ ቅልውላው ወዲቑ ከምዘሎ ተገሊጹ

    ኣብ ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ዕደና ቢሻ፣ ብሰንኪ ዋጋ ማዕድን ኣብ ዕዳጋ ዓለም ምንቁልቋልን ብልሽውናን ኣብ ከቢድ ቅልውላው ወዲቑ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።     ዕደና ቢሻ ናብ ዕዳጋ ዓለም ዘቕርቦ ምህርቱ ብሉጽን ተ [...]

ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ፣ ኣምባሳደር ሃና ስምኦን ንዘቕረበትሉ ክሲ ምላሽ ሂቡ

    ንናጽነት ፕረስን ድሕነት ጋዜጠኛታትን ዝጣበቕ ትካል ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ፣ ኣምባሳደር ሃና ስምኦን ንዘቕረበትሉ ክሲ ምላሽ ሂቡ።     ኣምባሳደር ሃና ስምኦን ናብ ቤት ጽሕፈት ዩኔስኮ ክፍሊ ናጽነት ሓሳብካ ምግላጽን ምዕባለ ሜድ [...]

ባሕቲ መስመረም ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ብክብ ዝበለ ድምቀት ዘኪሮማ

    ባሕቲ መስመረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ዝተዘከረትሉ እዋን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን’ውን ብክብ ዝበለ ድምቀት ከምዝዘከሩዋ ተሓቢሩ።     እቶም [...]

ባሕቲ መስከረም ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር ኣላ

ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር ኣላ።    ሓያሎ ተቓወምቲ ውድባትን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢን ነዛ መዓልቲ ኣመልኪቶም ንሬድዮ ኤረና ኣብ ዝሰደዱዎ መልእኽቲ፣ ህዝቢ ኤ [...]

ኤርትራውያን ጸሓፍቲ ኣብ መሸጣን ምዝርጋሕን መጻሕፍቶም ይብደሉ ከምዘለዉ ይገልጹ

    ካብን ናብን ኤርትራ ዝግበር ንግዳዊ ንጥፈታት ዳርጋ ፈጺሙ ተዓጽዩ ኣብ ዘለወሉ ግዜ ኣብ ውሽጢ ሃገር ኮይኖም መጽሓፍቲ ዘሕትሙ ዘለው ዜጋታት  ብሰንኪ ዋሕዲ ዕዳጋ መጽሓፍቲ ኣብ መሸጣ ይህሰዩን ይኸስሩን ከም ዘለው ተፈሊጡ።    [...]

ንግብሪ 2% ብዝምልከት ፖሊስ ስዊዘርላንድ መርመራ ጀሚሩ

    ፈደራል ፖሊስ ስዊዘርላንድ ብኤምባሲ ኤርትራ ንዝእከብ ዘሎ ዘይሕጋዊ ግብሪ ክልተ ካብ ሚእቲ ኤርትራ ብዝምልከት መርመራ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።     ዳይረክተር ፈደራል ፖሊስ ኒኮለታ ደላ ቫለ፣ ምስ ማዕከን ዜና ኤስ.ኣር.ኤፍ. ኣብ [...]

ኣብ ጀርመን ንግዚያዊ መዕቆቢ ስደተኛታት ተመዲቡ ዝነበረ ኣዳራሽ ብሓዊ ተቓጺሉ

ኣብ ጀርመን ንግዚያዊ መዕቆቢ ስደተኛታት ተመዲቡ ዝነበረ ኣዳራሽ ብሓዊ ከምዝተቓጸለ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።     ፖሊስ ጀርመን ብወገኑ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቲ ኣብ ምዕራብ ከተማ በርሊን ዝርከብ ናይ ስፖርት ኣዳራሽ፣ [...]
1 448 449 450 451 452 592 4500 / 5916