Category: ዜና ኤርትራ
‘ቤት ፍርዲ ሰ.መሰላት ኤውሮጳ፣ ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ከይንሰድድ ምኽልካሉ፣ ፖለቲካዊ ድፍኢት ኣለዎ’ መ.ብሪጣንያ
Radio Erena: 19 June 2022
ቤት ፍርዲ ሰብኣዊ መሰላት ኤውሮጳ፣ ብሪጣንያ ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ከይትሰድድ ደው ዘበለሉ መስርሕ፣ ሕቶታት ዘለዓዕል እዩ ክብል መንግስቲ ብሪጣንያ መግለጺ ኣውጺኡ።
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉ [...]
The Impossible Mission: Reporting Human Rights Situation in Eritrea
Radio Erena: 17 June 2022
Human rights conditions are worsening at some frightening pace in Eritrea. The reports of International non-governmen [...]
ልኡኻት ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ዶባት ኤርትራ ምስ ህወሓት ተፈጢሩ ብዛዕባ ዘሎ ወጥሪ ብዝምልከት ኣብ ኣስመራ ተመያይጦም
Radio Erena: 17 June 2022
ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ፍሉያት ልኡኻት፣ ዳቪድ ኮርፔላ ከምኡ ድማ ፍሉይቲ ልእኽቲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዞባ ቀይሕ ባሕሪን፣ ኣነት ወበር ዝመራሕ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኣስመራ ምብጻሕ [...]
‘ኣብ ኤርትራ፣ 86 ሱዳናውያን ስደተኛታት ጥራይ’ዮም ዘለዉ።’
Radio Erena: 17 June 2022
ልዕሊ 800 ሽሕ ሱዳናውያን ስደተኛታት ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ይነብሩ ምህላዎም ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
ጠቕላላ ብዝሒ ናይቶም ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ዘለዉ ሱዳናውያን ስደተኛታት 82 [...]
ሓተቲ ዑቕባ፣ ካብ ብሪጣንያ ናብ ርዋንዳ ንምስግጋር ዝተወጠነ ቀዳማይ ዙርያ በረራ ተሰሪዙ
Radio Erena: 16 June 2022
ሓተቲ ዑቕባ፣ ካብ ብሪጣንያ ናብ ርዋንዳ ንምስግጋር፣ ብሰሉስ 14 ሰነ ክካየድ ዝተወጠነ በረራ፣ ብምትእትታዉ ቤት ፍርዲ ሰብኣዊ መሰላት ኤውሮጳ ተሰሪዙ።
ካብ 10 ዘይሓልፉ ሓተቲ ዑቕባ፣ [...]
ብሪጣንያ፣ ኣብ ኤርትራ ዝቕጽል ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ
Radio Erena: 15 June 2022
ብሪጣንያ፣ ኣብ ኤርትራ ዝቕጽል ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ።
እታ ሃገር ነዚ ዘተሓሳሰበት፣ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክከታተል፣ ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ቻይና፣ ናይ ኤርትራ ምስ ዝርከቦም ዲፕሎማሰኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘትዩ
Radio Erena: 15 June 2022
ፍሉይ ልኡኽ ቻይና፣ ኣብ ቻይና ምስ ዝመደበሮም ዲፕሎማሰኛታት ሃገራት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከምዝተመያየጠ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ካብ ዝሓለፈ ዓመት ኣትሒዙ ፍሉይ [...]
‘ምስ ህወሓት ተጀሚሩ ዝተባህለ ዝርርብ ሓሶት’ዩ።’ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ
Radio Erena: 14 June 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ህወሓት ዝርርብ ጀሚሩ ኣሎ እናተባህለ ዝጋዋሕ ዘሎ ወረ፣ ሓሶት'ዩ ክብል ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊጹ።
ንሱ፣ ኣብቲ ብ14 ሰነ ንፓርላማ ሃገሩ ዘስም [...]
‘ኣብ ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ኣማኢት ሰባት ብዓጸቦ ሞይቶም።’ ኣሶሸተድ ፕረስ
Radio Erena: 14 June 2022
ኣብ ሶማል፣ ኣብዚ ዓመት'ዚ፣ ኣማኢት ሰባት ብሰንኪ ዓጸቦ ከምዝሞቱ ኣሶሸተድ ፕረስ ሓቢሩ።
እቲ ኣገልግሎት ዜና፣ ንሰነዳት መንግስቲ ብምውካስ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ [...]
ብሪጣንያ፣ ኣብ ቀዳማይ ዙርያ፣ ናብ ርዋንዳ ክተሰጋግሮም ናይ ዝመደበት ብዝሒ ሓተቲ ዑቕባ ናብ 11 ወሪዱ
Radio Erena: 14 June 2022
መንግስቲ ብሪጣንያ፣ ምስ መንግስቲ ርዋንዳ ብዝበጽሖ ስምምዕ መሰረት፣ ሎሚ ሰሉስ 14 ሰነ፣ ቀዳማይ ዙርያ ምስግጋር ሓተቲ ዑቕባ ንምክያድ ወጢኑ ኣሎ።
እዚ ካብ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰ [...]