Category: ዜና ኤርትራ

1 372 373 374 375 376 592 3740 / 5917
ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 7 ሽሕ ስደተኛታት ተኣኻኺቦምሉ ዘለዉ ካሌ ካብ ሎሚ ክዓኑ’ዩ

ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 7 ሽሕ ስደተኛታት ተኣኻኺቦምሉ ዘለዉ ካሌ ካብ ሎሚ ክዓኑ’ዩ

Radio Erena: 24 October 2016 ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 7 ሽሕ ስደተኛታት ተኣኻኺቦምሉ ዘለዉ ካሌ፣ ካብ ሎሚ 24 ጥቅምቲ ጀሚሩ ይዓኑ ኣሎ። እቲ ብጁንግል ወይ ጣሻ ዝፍለጥ፣ ናብ ብሪጣንያን [...]
ኣብ እስራኤል ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ጉያ እግሪ፣ ኤርትራውያን ዝንኣድ ዓወታት ኣመዝጊቦም

ኣብ እስራኤል ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ጉያ እግሪ፣ ኤርትራውያን ዝንኣድ ዓወታት ኣመዝጊቦም

Radio Erena: 24 October 2016 ኣብ እስራኤል፣ ከተማ ቴልኣቪቭ፣ ብዓርቢ 21 ጥቅምቲ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ጉያ እግሪ፣ ኣብ ናይ 5 ሽሕ ሜትሮ 18 ዓመት ዝዕድሚኣ ኤርትራዊት መንእሰይ ራሄል ገብረጻድቕ ካልኣይ ደረጃ ብምሓ [...]
መንእሰያት፣ መንነት ወረቀት ንምሕዳስ ካብ ኣሃዱታቶም መረጋገጺ ከምጽኡ ይሕተቱ

መንእሰያት፣ መንነት ወረቀት ንምሕዳስ ካብ ኣሃዱታቶም መረጋገጺ ከምጽኡ ይሕተቱ

Radio Erena: 21 October 2016 ናይ ኤርትራ ዜግነት መንነት ወረቀት ንምሕዳስ፣ ህዝቢ ናይ ነባርትን ወይ ከኣ ካብ ኣሃዱታት መረጋገጺ ከምጽእ ይሓትት ኣሎ። መንነት ወረቀት ንምሕዳስ ናይ ቀደም መንነት ምምላሱ ወይ ምርካቡ እ [...]
መንበሪ ኣባይቲ ንኽህነጸሎም ዝተመዝገቡ ደገፍቲ ህግደፍ፣ ዝተረፎም ገንዘብ ብመንገዲ ባንክ ሩስያ ክኸፍሉ ጻውዒት ቀሪብሎም

መንበሪ ኣባይቲ ንኽህነጸሎም ዝተመዝገቡ ደገፍቲ ህግደፍ፣ ዝተረፎም ገንዘብ ብመንገዲ ባንክ ሩስያ ክኸፍሉ ጻውዒት ቀሪብሎም

Radio Erena: 21 October 2016 ብኤሮን ዶላርን ጥራይ ኣብ ዝተሸጠ መሬት፣ ኣብ ከባቢ ሓሊበት፡ ሰምበልን ስፐይስን መንበሪ ኣባይቲ ንኽህነጸሎም ዝተመዝገቡ ደገፍቲ ህግደፍ፣ እንተ ወሓደ ፍርቂ ናይቲ ዝተተመነ ዋጋ ክሳብ 18 [...]
ፕረዚደንት ጅቡቲ ኣብ ልዕሊ ፌስቡክ ዘቕረቦ ክሲ ቤት ፍርዲ ተነጺጉ

ፕረዚደንት ጅቡቲ ኣብ ልዕሊ ፌስቡክ ዘቕረቦ ክሲ ቤት ፍርዲ ተነጺጉ

Radio Erena: 21 October 2016 ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ጉለ፣ ኣብ ኣየርለንድ ዝመደበሩ ጨንፈር ፌስቡክ ብዛዕባይ ኣነዋሪ ጽሑፋት ዘርጊሑ ብዝብል ንዘቕረቦ ክሲ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣየርላንድ ነጺግዎ። መርበብ ሓበሬ [...]
ኢጣልያ፣ ኣብ ዚምባብዌ ዝነበረ ኣምባሳደራ ናብ ኤርትራ መዲባ

ኢጣልያ፣ ኣብ ዚምባብዌ ዝነበረ ኣምባሳደራ ናብ ኤርትራ መዲባ

Radio Erena: 20 October 2016 ኢጣልያ፣ ካብ 16 ጥቅምቲ ኣትሒዛ ሓድሽ ኣምባሳደር ኣብ ኤርትራ መዚዛ። ሓዲሽ ተመዚዙ ዘሎ ኢጣልያዊ ዲፕሎማሰኛ ስቴፋኖ ሞስካተሊ፣ ኣቐዲሙ ኣምባሳደር መንግስቲ ኢጣልያ ኣብ ዚምባብዌ ዝነበረ' [...]
ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ፣ ሒዞሞ ዘለው ሞባይል ቴሌፎናት ከረክቡ ይሕተቱ

ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ፣ ሒዞሞ ዘለው ሞባይል ቴሌፎናት ከረክቡ ይሕተቱ

Radio Erena: 19 October 2016 ኣባላት ኣሃዱታት ሰራዊት ኤርትራ፣ ሒዞም ዘለዉ ተንቀሳቓሲ ቴሌፎናት ከረክቡ ብተደጋጋሚ ይሕተቱ ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ብመሰረት መንግስቲ ዘውጽኦ ኣዋጅ፣ ኣባላት ሰራዊት ሞባ [...]
ኣብ ትሕቲ ዳዒሽ ዝጸንሓ ሸሞንተ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ናጻ ወጺኤን

ኣብ ትሕቲ ዳዒሽ ዝጸንሓ ሸሞንተ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ናጻ ወጺኤን

Radio Erena: 19 October 2016 ዳዒሽ ናይ ሊብያ ጨውዩወን ዝጸንሐ ሸሞንተ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ፣ ብሓይልታት ሚስራታ ናጻ ከምዝወጻ ማዕከን ዜና ሊብያ ኦብዘርቨር ሓቢሩ። እተን ኣብ ሲርተ ተጨውየን፣ ዝነበራ ኤርትራውያን፣ [...]
ወትሃደራት ኢትዮጵያ ዶብ ድሕሪ ምጥሓሶም፣ ኬንያ ሰራዊታ ኣዋፊራ

ወትሃደራት ኢትዮጵያ ዶብ ድሕሪ ምጥሓሶም፣ ኬንያ ሰራዊታ ኣዋፊራ

Radio Erena: 19 October 2016 ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ዕጡቓት ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ንምህዳን ዶብ ኬንያ ድሕሪ ምጥሓሱ፣ መንግስቲ ኬንያ ሰራዊቱ ናብቲ ከባቢ ከምዘንቀሳቐሰ ማዕከን ዜና ደይሊ ኔሽን ካብ ናይሮቢ ሓቢሩ። ብሰንበት [...]
እስራኤል፣ ናይ ኣይሁድ መበቆል ዘለዎም ኢትዮጵያውያን ተግዕዝ

እስራኤል፣ ናይ ኣይሁድ መበቆል ዘለዎም ኢትዮጵያውያን ተግዕዝ

Radio Erena: 19 October 2016 መንግስቲ እስራኤል ናይ ኣሁድ መበቆል ዘለዎም ኢትዮጵያውያን፣ ካብ ኢትዮጵያ ናብ እስራኤል ከምዘግዓዘት ማዕከናት ዜና እስራኤል ሓቢረን። እቶም ዝሓለፈ ሰሙን ብ10 ጥቅምቲ ናብ እስራኤል ዝኣተ [...]
1 372 373 374 375 376 592 3740 / 5917