Category: ዜና ኤርትራ

1 373 374 375 376 377 591 3750 / 5909
ክፍሊ ኢምግሬሽን ሆላንድ፣  ሰለስተ ኤርትራውያን ተርጎምቲ ካብ ስራሕ ሰጕጉ

ክፍሊ ኢምግሬሽን ሆላንድ፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ተርጎምቲ ካብ ስራሕ ሰጕጉ

Radio Erena: 12 October 2016 ክፍሊ ኢምግሬሽን ሆላንድ፣ ምስ ኤምባሲ ኤርትራ ጥቡቕ ምትእስሳር ጸኒሕዎም ንዝበሎም ሰለስተ ኤርትራውያን ተርጎምቲ ካብ ስራሕ ሰጕጉ። ካልኦት ኣርባዕተ ኤርትራውያን 'ውን ብካልእ ምኽንያታት ካ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዑደት የካይድ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዑደት የካይድ

Radio Erena: 12 October 2016 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ትማሊ ሰሉስ 11 ጥቅምቲ፣ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኣቡዳቢ ምብጻሕ ብምክያድ ምስ ወራሲ ዓራትን ምክልትል ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊትን ሸኽ መሓመድ ቢን ዛ [...]
ብሑቲ ዝተጠቕዐት መርከብ ሕ/ኢ ዓረብ፣ ብሓገዝ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ተሳሒባ ናብ ወደብ ዓሰብ ተጸጊዓ

ብሑቲ ዝተጠቕዐት መርከብ ሕ/ኢ ዓረብ፣ ብሓገዝ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ተሳሒባ ናብ ወደብ ዓሰብ ተጸጊዓ

Radio Erena: 12 October 2016 ብሑቲ ዝተጠቕዐት መርከብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብሓገዝ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ እናተሳሕበት ናብ ወደብ ዓሰብ ከምዝተጸገዐት ተገሊጹ። እታ ብ1 ጥቅምቲ ናብ ኤርትራ ቅርበት ኣብ ዘለዎ ክሊ ማይ [...]
መራሒት ጀርመን  ኣንግላ መርከል፣ ኣብ ኒጀር፣ ማሊን ኢትዮጵያን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺማ

መራሒት ጀርመን ኣንግላ መርከል፣ ኣብ ኒጀር፣ ማሊን ኢትዮጵያን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺማ

Radio Erena: 12 October 2016 መራሒት ጀርመን ኣንግላ መርከል፣ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺማ። ቻንስለር ጀርመን ኣንግላ መርከል፣ ብሰሉስ 11 ጥቅምቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝኣተወትሉ ፣ ኣብ ጉዳያት ስደተኛታት፣ [...]
ዶባት ፈረንሳ ንምስጋር፣ ክልተ ኤርትራውያን መንእሰያት ብሓደጋ  መኪና ሞይቶም

ዶባት ፈረንሳ ንምስጋር፣ ክልተ ኤርትራውያን መንእሰያት ብሓደጋ መኪና ሞይቶም

Radio Erena: 11 October 2016 ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ካሌ ካብ ዝተኣኻኸቡ ስደተኛታት፣ መካይን ብናህሪ ኣብ ዝሓልፋሉን ንኣጋር ክልኩል ኣብ ዝኾነን ኣውራ ጽርግያ ድሕሪ ምእታዉ ሓደ ኤርትራዊ ብሓደጋ መኪና ከምዝሞተ ማ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን 130 ናይ ወፍሪ ትካላት ዓንዩ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን 130 ናይ ወፍሪ ትካላት ዓንዩ

Radio Erena: 11 October 2016 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ካብ 2 ጥቅምቲ ኣትሒዙ ዳግም ኣብ ዝተጎሃሃረ ናዕቢ ህዝቢ ኦርሞ፣ ኣብ ውሽጢ'ዚ ሰሙን ጥራይ 130 ናይ ወፍሪ ትካላት ከምዝዓነወ ዘ ሪፖረትር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። መብዛሕ [...]
መራኽብ ኵናት ኣመሪካ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ፈተነ መጥቃዕቲ ሚሳይል ተኻይዱለን

መራኽብ ኵናት ኣመሪካ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ፈተነ መጥቃዕቲ ሚሳይል ተኻይዱለን

Radio Erena: 11 October 2016 ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ መጻብቦ ባብ ኤልመደብ፣ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ መራኽብ ኵናት ኣመሪካ ፈተነ ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ከምዘካየደ ወትሃደራውያን ምንጭታት ኣመሪካ ይገልጹ። እቲ ሑቲ ካብ ዝቆጻጸ [...]
ተጣበቕቲ ብጉዳይ ስደተኛታት ኣብ ልዕሊ መንግስቲ እስራኤል ዘቕረብዎ ክሲ ብዘይውሳነ ተሰጋጊሩ

ተጣበቕቲ ብጉዳይ ስደተኛታት ኣብ ልዕሊ መንግስቲ እስራኤል ዘቕረብዎ ክሲ ብዘይውሳነ ተሰጋጊሩ

Radio Erena: 10 October 2016 ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፣ ብጉዳይ ስደተኛታት ኣብ ልዕሊ መንግስቲ እስራኤል ዘቕረብዎ ክሲ፣ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ብዘይውሳነ ንሰለስተ ኣዋርሕ ኣሰጋጊርዎ። ብሰንበት 9 ጥቅምቲ ኣብ ሰዓታት ቅድ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ

Radio Erena: 10 October 2016 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዊጁ። እቲ ካብ ቀዳም 8 ጥቅምቲ ኣትሒዙ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝጸንሕ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ፣ ብፓርላማ እታ ሃገር ምሉእ ደገፍ ድሕሪ ምርክ'ዩ ናብ ውሳነ [...]
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ካናዳ፣ ጉዳይ ናይቲ ብምዝመዛ ናጻ ጉልበት ኤርትራውያን ዝተኸሰሰ ኩባንያ ኔቭሰን ክርኢ’ዩ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ካናዳ፣ ጉዳይ ናይቲ ብምዝመዛ ናጻ ጉልበት ኤርትራውያን ዝተኸሰሰ ኩባንያ ኔቭሰን ክርኢ’ዩ

Radio Erena: 07 October 2016 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ካናዳ፣ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ኩባንያ ኔቭሰን ንኤርትራውያን ኣብ ናጻ ናይ ጉልበት ምዝመዛ ኣዋፊሩ ብዝብል ንዝቐረበሉ ክሲ ክርኢ ምዃና ብ6 ጥቅምቲ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍ [...]
1 373 374 375 376 377 591 3750 / 5909