Category: ዜና ኤርትራ

1 370 371 372 373 374 592 3720 / 5914
ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ሓገዝ ሰራዊት ኣልጀርያ ይሓታ

ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ሓገዝ ሰራዊት ኣልጀርያ ይሓታ

Radio Erena: 01 November 2016 ኣልጀርያ ኣብቲ ብስዑዲ ዓረብ ተመሪሑ ኣንጻር ሑቲ ናይ የመን ዝካየድ ዘሎ ወትሃደራዊ መጥቃዕቲ ኢዳ ክትጽንብር ስዑዲን ቀጠርን ሓቲተን። ማዕከን ዜና ሚድልኢስት ኣይ ( Middle East E [...]
ህግደፍ፣ ብዛዕባ’ታ መቐለ ዝዓለበት ነፋሪትን ዑቕባ ዝሓተቱ ክልተ ኣብረርታን ዝተቃልሐ ዜና ‘ሓሶት’ዩ’ ዝብል ጎስጓስ የካይድ

ህግደፍ፣ ብዛዕባ’ታ መቐለ ዝዓለበት ነፋሪትን ዑቕባ ዝሓተቱ ክልተ ኣብረርታን ዝተቃልሐ ዜና ‘ሓሶት’ዩ’ ዝብል ጎስጓስ የካይድ

Radio Erena: 31 October 2016 ደገፍቲ ህግደፍ፣ ብዛዕባ'ታ ብ26 ጥቅምቲ ካብ ኣስመራ ተበጊሳ መቐለ ዝዓለበት ነፋሪትን ዑቕባ ዝሓተቱ ክልተ ኣብረርታን ዝተዘርግሐ ዜና 'ሓሶት'ዩ' ዝብል ጽዑቕ ጎስጓስ የካይዱ ኣለዉ። ሚኒስ [...]
ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጽነት ሃይማኖታት፣ ኤርትራ ንእትርከበን ሒደት ሃገራት ማእከል ብምግባር ተዘኪሩ

ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጽነት ሃይማኖታት፣ ኤርትራ ንእትርከበን ሒደት ሃገራት ማእከል ብምግባር ተዘኪሩ

Radio Erena: 31 October 2016 ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጽነት ሃይማኖታት ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ። ኣብቲ ብ27 ጥቅምቲ ተዘኪሩ ዝወዓለ ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጽነት ሃይማኖታት፣ ኤርትራ ብምግሃስ መሰል ሃይማኖታት ኣብ ቅድሚት ካብ ዝስ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ዕሉላት ጸላእቲ ናጻ ፕረስ ካብ ዝኾኑ 28 መራሕቲ ሃገራት፣ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ተሰሪዑ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ዕሉላት ጸላእቲ ናጻ ፕረስ ካብ ዝኾኑ 28 መራሕቲ ሃገራት፣ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ተሰሪዑ

Radio Erena: 31 October 2016 ፕረዚደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ካብ ዕሉላት ጸላእቲ ናጻ ፕረስ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ከምዝስራዕ ሓድሽ ጸብጻብ ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ ኣፍሊጡ። እቲ ፓሪስ ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ትካል ዝሓ [...]
ፕረዚደንት ኡሁሩ ኬንያታ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ምብጻሕ ፈጺሙ

ፕረዚደንት ኡሁሩ ኬንያታ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ምብጻሕ ፈጺሙ

Radio Erena: 31 October 2016 ፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ፣ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ከምዝፈጸም ማዕከና ዜና ኬንያ ሓቢረን። እቲ ፕረዚደንት፣ ትማሊ 30 ጥቅምቲ ካርቱም ድሕሪ ምእታዉ፣ ምስ ፕረዚደንት ሱዳ [...]
ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ፣ ንኣተገባብራ ወሰኽ ደሞዝ ይቃወሙ ኣለዉ

ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ፣ ንኣተገባብራ ወሰኽ ደሞዝ ይቃወሙ ኣለዉ

Radio Erena: 28 October 2016 ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ፣ ንኣተገባብራ ወሰኽ ደሞዝ ይቃወሙ ምህላዎም ካብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ኣባላት ሰራዊት ንኣተገባብር ወሰኽ ደሞዝ ዝቃወሙ ዘለዉ፣ መ [...]
ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ መንግስቲ ኤርትራ ንዝፍጽሞ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ኒው ዮርክ ኣካይዶም

ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ መንግስቲ ኤርትራ ንዝፍጽሞ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ኒው ዮርክ ኣካይዶም

Radio Erena: 27 October 2016 ካብ ዝተፈላለያ ግዝኣታት ኣመሪካን ካልእ ክፍሊ ዓለምን ኣብ ከተማ ኒው ዮርክ ዝተኣኻኸቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ መንግስቲ ኤርትር ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ንዝፍጽሞ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት [...]
ኤርትራ፣ ንንግዲ ካብ ዘይምችኣ ቀዳሞት ሃገራት ምዃና ባንክ ዓለም ገሊጹ

ኤርትራ፣ ንንግዲ ካብ ዘይምችኣ ቀዳሞት ሃገራት ምዃና ባንክ ዓለም ገሊጹ

Radio Erena: 27 October 2016 ኤርትራ፣ ካብተን ቀዳሞት ንንግዲ ዘይምችኣ ሃገራት ምዃና ሓድሽ ጸብጻብ ባንክ ዓለም ኣፍሊጡ። እቲ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ዝተዘርግሐ ጸብጻብ ባንክ ዓለም፣ ንንግዲ ዘይምችኣ ሃገራት ኢሉ ምስ ኤርትራ [...]
ፕረዚደንት ኣንጎላ፣ ጓሉ ንሃብቲ ነዳዲ እታ ሃገር ከተመሓድር ምርቁሑ ተቓውሞ ገጢምዎ

ፕረዚደንት ኣንጎላ፣ ጓሉ ንሃብቲ ነዳዲ እታ ሃገር ከተመሓድር ምርቁሑ ተቓውሞ ገጢምዎ

Radio Erena: 27 October 2016 ሓደ ካብቶም ኣብ ስልጣን ንነዊሕ ዓመታት ዝጸንሑ መራሕቲ ኣፍሪቃ ዝኾነ ፕረዚደንት ኣንጎላ ሆሰ ኤድዋርዶ ዶ ሳንቶስ፣ ንጓሉ ሓላፊት ናይቲ ብመንግስቲ ዝውነን ኩባንያ ነዳዲ ክትከውን ምርቁሑ ኣ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዑደት ኣካይዱ

ፕረዚደንት ሱዳን ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዑደት ኣካይዱ

Radio Erena: 27 October 2016 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ምስ ንጉስ ሳልም ናይ ስዑዲ ዓረብ ዘትዩ። እቲ ፕረዚደንት ብሓያሎ ሚኒስተራቱ ተሰንዩ ብሰኑይ 24 ጥቅምቲ ናብ ሃገር ድሕሪ ምእታዉ፣ ብዛዕባ ህሉው ኩ [...]
1 370 371 372 373 374 592 3720 / 5914