Category: ዜና ኤርትራ

1 371 372 373 374 375 588 3730 / 5879
ንኣዲስ ኣበባን ጅቡቲን ዘራኽብ ናይ ኤለክትሪክ መንገዲ ባቡር ስርሑ ጀሚሩ

ንኣዲስ ኣበባን ጅቡቲን ዘራኽብ ናይ ኤለክትሪክ መንገዲ ባቡር ስርሑ ጀሚሩ

Radio Erena: 07 October 2016 750 ኪሎሜተር'ዩ ዝንውሓቱ፣ ንኣዲስ ኣበባን ጅቡቲን ዘራኽብ ናይ ኤለክትሪክ መንገዲ ባቡር ብ5 ጥቅምቲ ብወግዒ ስርሑ ጀሚሩ። ኣብ ኣፍሪቃ ንክልተ ሃገራት ዘራኸበ ናይ መጀመርያ ናይ ኤልክትሪ [...]
መራሕቲ ሱዳንን ግብጽን ኣብ ሓባራዊ ስትራቴጅያዊ ሽርክና ዘተኮረ ስምምዓት ኣካይዶም

መራሕቲ ሱዳንን ግብጽን ኣብ ሓባራዊ ስትራቴጅያዊ ሽርክና ዘተኮረ ስምምዓት ኣካይዶም

Radio Erena: 07 October 2016 መራሕቲ ሱዳንን ግብጽን፣ ኣብ ዝተፈላለየ ጉዳያት ብሓባር ክሰርሑ ተሰማሚዖም። እቲ ስምምዕ ዝተበጽሐ፣ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ብ5 ጥቅምቲ ብ ካይሮ ዑደት ብምክያድ ምስ ፕረዚ [...]
ኣልሸባብ ኣብ ዶብ ኬንያ ሽዱሽተ ሰባት ቀቲሉ

ኣልሸባብ ኣብ ዶብ ኬንያ ሽዱሽተ ሰባት ቀቲሉ

Radio Erena: 07 October 2016 ሽበራዊ ጉጅለ ኣልሸባብ ኣብ ዶብ ኬንያ ኣብ እትርከብ ከተማ ማንደራ፣ ኣብ መንበሪ ኣባይቲ ሰለማውያን ሰባት ብምእታው ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ከምዝቀተለ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። እቲ [...]
ኣቡነ መቃርዮስ ኣብ ክፉት ቤት ማእሰርቲ ኾሎት ንዝርከቡ ኤርትራውያን በጺሖም

ኣቡነ መቃርዮስ ኣብ ክፉት ቤት ማእሰርቲ ኾሎት ንዝርከቡ ኤርትራውያን በጺሖም

Radio Erena: 06 October 2016 ሓደ ካብ መስራቲ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ኣብ ሴሜን ኣመሪካ  ዝኾኑ ኣቡነ መቃርዮስ፣ ኣብ እስራኤል ኣብ ኾሎት ተኣሲሮም ንዝርከቡ ኤርትራውያን በጺሖም። ኣቡነ መቃር [...]
ሑቲ፣ ንኤርትራ ኣብ ዘዋስን መጻብቦ ባብ ኤልመንደብ፣ ኣብ ዘጥቅዓ መርከብ ሓያሎ ሰራሕተኛታት ከምዝቖሰሉ ሚ/ጉ/ወጻኢ ኢማራት ተኣሚኑ

ሑቲ፣ ንኤርትራ ኣብ ዘዋስን መጻብቦ ባብ ኤልመንደብ፣ ኣብ ዘጥቅዓ መርከብ ሓያሎ ሰራሕተኛታት ከምዝቖሰሉ ሚ/ጉ/ወጻኢ ኢማራት ተኣሚኑ

Radio Erena: 06 October 2016 ሓያሎ ሰራሕተኛታት ናይታ ሑቲ፣ ንኤርትራ ቅርበት ኣብ ዘለዎ ክሊ ማይ ባብ ኤልመንደብ  ዘጥቅዓ ናይ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ መርከብ፣  ጉድኣት ከምዝበጽሖም ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢማራት ኣፍሊ [...]
ካብ ቀብሪ ናይቶም ኣብ በዓል ኢሬቻ ዝሞቱ ተወላዶ ኦሮሞ ዝምለስ ዝነበረ ህዝቢ፣ መርኣያ ተቓውሞኡ ሽዱሽተ ናይ ጽዕነት መካይን ኣቃጺሉ

ካብ ቀብሪ ናይቶም ኣብ በዓል ኢሬቻ ዝሞቱ ተወላዶ ኦሮሞ ዝምለስ ዝነበረ ህዝቢ፣ መርኣያ ተቓውሞኡ ሽዱሽተ ናይ ጽዕነት መካይን ኣቃጺሉ

Radio Erena: 06 October 2016 ኣብ ሃይማኖታዊ በዓል ህዝቢ ኦሮሞ- ኢሬቻ ኣብ ዝተላዕለ ናዕቢ ናይ ዝሞቱ ሰባት ስነ ስርዓት ቀብሪ፣ ብ4 ጥቅምቲ  ድሕሪ ምፍጻሙ፣ ህዝቢ መርኣያ ተቓውምኡ ኣብ ጎደና ደው ኢለን ንዝነበራ ሽዱ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ዋጋታት ነዳዲ የጉድል

መንግስቲ ኤርትራ ዋጋታት ነዳዲ የጉድል

Radio Erena: 05 October 2016 ዋጋ ነዳዲ ብደረጃ ዓለም ኣንቖልቑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ኤርትራ'ውን ኣብ ዋጋታት ነዳዲ ምጉዳል ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ ካብ 4 ጥቅምቲ ኣትሒዙ ግብራዊ ዝኸውን ምምሕያስ ዋጋ [...]
ሳልሳይ ዓመት ሓደጋ ላምፔዱሳ ኣብ ዝተዘከረሉ ዕለት፣ ኣስታት 6 ሽሕ ስደተኛታት ኣብ  ባሕሪ ድሕኖም

ሳልሳይ ዓመት ሓደጋ ላምፔዱሳ ኣብ ዝተዘከረሉ ዕለት፣ ኣስታት 6 ሽሕ ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ድሕኖም

Radio Erena: 05 October 2016 ኣስታት 360 ኤርትራውያን ኣብ ላምፐዱሳ ዝጠሓልሉ ሳልሳይ ዓመት ኣብ ዝዝከረሉ ዝነበረ ዕለት፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 6 ሽሕ ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከምዝደሓኑ ኢጣልያ ኣፍሊ [...]
ንብሪጣንያን ፈረንሳን ዘራኽብ ወደብ ካሌ ብመንደቕ ይሕጸር ኣሎ

ንብሪጣንያን ፈረንሳን ዘራኽብ ወደብ ካሌ ብመንደቕ ይሕጸር ኣሎ

Radio Erena: 05 October 2016 ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ፣ ንብሪጣንያን ፈረንሳን ዘራኽብ ወደብ ካሌ ብመንደቕ ይሕጸር ኣሎ። እቲ ብመንደቕ ክሕጸር ጀሚሩ ዘሎ ከባቢታት ካሌ፣ መብዛሕቱ መራኽብ ናብ ዝጽግዓሉ ከባቢ ወደብን መ [...]
ሑቱ፣ ንኤርትራ ኣብ ዘዋስን መጻብቦ ባብ ኤልመንደብ፣ መርከብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣጥቂዑ

ሑቱ፣ ንኤርትራ ኣብ ዘዋስን መጻብቦ ባብ ኤልመንደብ፣ መርከብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣጥቂዑ

Radio Erena: 04 October 2016 ዝተፈላለየ ሓገዛት ጽዒና ናብ የመን እተምርሕ ዝነበረት መርከብ ሓይሊ ባሕሪ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብዕጡቓት ሑቲ ከምዝተጠቕዐት ኣገልግሎት ዜና ኢማራት ዋማ ሓቢሩ። እታ፣ ንኤርትራ፣ ጅቡቲን [...]
1 371 372 373 374 375 588 3730 / 5879