Category: ዜና ኤርትራ

1 361 362 363 364 365 592 3630 / 5916
10 ታሕሳስ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት  ተዘኪሩ

10 ታሕሳስ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ተዘኪሩ

Radio Erena: 13 December 2016 10ታሕሳስ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ ውዒሉ። ድሕሪ ምእዋጅ ሓፈሻዊ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ 1948 ዓመታዊ ዝዝክር ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት፣ ነቲ ኣብ ሓያ [...]
ኤርትራዊ-ሽወደናዊ፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ንኽጽንበር ጻውዒት ቀሪብሉ

ኤርትራዊ-ሽወደናዊ፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ንኽጽንበር ጻውዒት ቀሪብሉ

Radio Erena: 13 December 2016 ኤርትራዊ ዝመበቆሉ ሽወደናዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ፣ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ንኽጽንበር ጻውዒት ከምዝቐረበሉ መርበባት ሓበሬታ ስፖርት ኣቃሊሐን። እቲ ”ናይ መጻኢ ዝላ [...]
ልኡኽ መንግስቲ ኣመሪካ፣ ብጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ንምዝርራብ ናብ ኢትዮጵያ ከምርሕ’ዩ

ልኡኽ መንግስቲ ኣመሪካ፣ ብጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ንምዝርራብ ናብ ኢትዮጵያ ከምርሕ’ዩ

Radio Erena: 13 December 2016 ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ዘለዋ ነቐፌታን ትዕዝብትን ንምግላጽ ላዕለዋይ ወኪላ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክትልእኽ ምዃና ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ከብትን ጤለ -በጊዕን ግብሪ ክኸፍላ ምግዳዱ ንሓረስቶት ኣቖጢዑ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ከብትን ጤለ -በጊዕን ግብሪ ክኸፍላ ምግዳዱ ንሓረስቶት ኣቖጢዑ

Radio Erena: 12 December 2016 መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ ሕርሻ ገጠርን ኣፍረይቲ እንስሳ ዘቤትን ክኽፈል ሰሊዕዎ ዘሎ ግብሪ፣ ኣብ ሓረስቶት ቁጠዐ ፈጢሩ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ መንግስቲ፣ ነቶም ኣብ ልም [...]
ስዑዲ ዓረብን ሕ/ ኢማራትን ልዕሊ 7 ቢልዮን ዶላር ዝዋግአን ሄሊኮፕተራት ኵናት  ካብ ኣመሪካ ክሽምታ’የን

ስዑዲ ዓረብን ሕ/ ኢማራትን ልዕሊ 7 ቢልዮን ዶላር ዝዋግአን ሄሊኮፕተራት ኵናት ካብ ኣመሪካ ክሽምታ’የን

Radio Erena: 12 December 2016 ኣመሪካ ንስዑዲን ሕቡራት ኢማራትን ዝተራቐቓ ሄሊኮፕተራት ኵናት ክትሸጠለን ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ። እዚ ዝተፈገጸ፣ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ዝሓለፈ ሰሙን ንባይቶ እታ ሃገር ኣብ ዝሃቦ [...]
ወሰኽ ደሞዝ “ስማዊ’ዩ” ብዝብል ምዕዝምዛም ኣባላት ሰራዊት ይቕጽል

ወሰኽ ደሞዝ “ስማዊ’ዩ” ብዝብል ምዕዝምዛም ኣባላት ሰራዊት ይቕጽል

Radio Erena: 09 December 2016 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣተግቢረዮ ዝበሎ ወሰኽ ደሞዝ ኣባላት ሰራዊት 'ስማዊ' ብዝብል ምዕዝምዛማት ይቕጽል ኣሎ። ካብ ዝተፈላለየ ኣሃዱታት ኤርትራ ብብዝሒ ናብ ስደት ዝውሕዙ ዘለዉ ኣባላት ሰራዊ [...]
ሕ/ኢ/ዓረብ ንሱዳን ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ሰሊዓ

ሕ/ኢ/ዓረብ ንሱዳን ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ሰሊዓ

Radio Erena: 09 December 2016 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ቁጠባ ሱዳን ንምሕዋይ ኣብ ሃገራዊ ባንክ ሱዳን ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ከተቐምጥ ምዃና ተሓቢሩ። እዚ ዝተሓበረ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ [...]
መራሕቲ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ኣብ ጉዳይ የመን ዘትዮም

መራሕቲ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ኣብ ጉዳይ የመን ዘትዮም

Radio Erena: 09 December 2016 ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ኣብ ጉዳይ የመን፣ ሶርያ፣ ኢራንን ካልእ ዞባዊ ጉዳያትን ዘተኮረ ፍሉይ ኣኼባ ኣብ ባሕሬን ኣካይደን። ኣብቲ ብ7 ታሕሳስ ኣብ ከተማ ማናማ ዝተኻየደ መበል 37 ኣኼባ መ [...]
ፈረንሳ፣ ኤርትራውያን ምዃኖም ዝገለጹ ሰለስተ ሓተቲ ዑቕባ ክትጥርዝያ

ፈረንሳ፣ ኤርትራውያን ምዃኖም ዝገለጹ ሰለስተ ሓተቲ ዑቕባ ክትጥርዝያ

Radio Erena: 08 December 2016 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኤርትራውያን ምዃኖም ንዝገለጹ ሰለስተ ሓተቲ ዑቕባ ንምጥራዞም ይዳሎ ከምዘሎ ላ ሲማድ ዝተባህለ፣ ንኩነታት ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ ዝከታተል ትካል ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ናብ [...]
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ጅቡቲ ኣብ ቻይና ምብጻሕ የካይድ

ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ጅቡቲ ኣብ ቻይና ምብጻሕ የካይድ

Radio Erena: 08 December 2016 ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ጀነራል ዛካርያ ሸኽ ኢብራሂም ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ጅቡቲ ኣብ ቻይና ምብጻሕ ከምዝፈጸመ ኣገልግሎት ዜና ቻይና ካብ ቤጂንግ ሓቢሩ። እቲ ወትሃደራዊ [...]
1 361 362 363 364 365 592 3630 / 5916