Category: ዜና ኤርትራ

1 362 363 364 365 366 589 3640 / 5890
ሱዳን፣ ብሰንኪ ወሰኽ ዋጋታት ነዳዲን መድሃኒትን ሰፊሕ ተቓውሞ  ክካየድ ጻውዒት ይቐርብ

ሱዳን፣ ብሰንኪ ወሰኽ ዋጋታት ነዳዲን መድሃኒትን ሰፊሕ ተቓውሞ ክካየድ ጻውዒት ይቐርብ

Radio Erena: 27 November 2016 ተቓወምቲ ሰልፍታት ሱዳን፣ ክሳብ ዕለት 29 ዝጸንሕ ህዝባዊ ኣብያ ክለዓል ጸዊዖም። እቲ ካብ ሎሚ ሰምበት ክጅምር ዝተጸወዐ ህዝባዊ ኣብያ፣ መንግስቲ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ነዳዲ ክገብሮ ዝጸንሐ [...]
ካብ ኢጣልያ ናብ ጀርመን ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንምስጋር ዝሓለነ ኤርትራዊ ትሕቲ ዕድመ ብሓደጋ ባቡር ሞይቱ

ካብ ኢጣልያ ናብ ጀርመን ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንምስጋር ዝሓለነ ኤርትራዊ ትሕቲ ዕድመ ብሓደጋ ባቡር ሞይቱ

Radio Erena: 25 November 2016 ካብ ኢጣልያ ናብ ጀርመን ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንምስጋር ዝሓለነ ኤርትራዊ ስደተኛ ብሓደጋ ባቡር ከምዝሞተ ማዕከናት ዜና ኢጣልያ ሓቢረን። እቲ ኣቤል ተመስገን ዝተባህለ ወዲ 17 ዓመት ትሕቲ ዕ [...]
ሱዳን፣ ብጸሊም ዕዳጋ ዶላርን ኤውሮን ንዘሽርፉን ዝሕውሉን ሰባት ትሃድን

ሱዳን፣ ብጸሊም ዕዳጋ ዶላርን ኤውሮን ንዘሽርፉን ዝሕውሉን ሰባት ትሃድን

Radio Erena: 25 November 2016 ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ብጸሊም ዕዳጋ ዶላርን ኤውሮን ንዘሽርፉን ዝሕውሉን ሓያሎ ሰባት ከምዝቐየዱ ምንጭታት ዜና ካብ ካርቱም ሓቢሮም። እቶም ዝተፈላለየ ዜግነት ከምዘለዎም ዝተሓበሩ ብጸሊም [...]
ጥንታውያን ነፈርቲ ብምብራር ሃገራት ዘቋርጹ ዝነበሩ ብሪጣንያውያን ናብ ኢትዮጵያ ድሕሪ ምእታዎም ተኣሲሮም

ጥንታውያን ነፈርቲ ብምብራር ሃገራት ዘቋርጹ ዝነበሩ ብሪጣንያውያን ናብ ኢትዮጵያ ድሕሪ ምእታዎም ተኣሲሮም

Radio Erena: 25 November 2016 ጥንታውያን ነፈርቲ ብምብራር ሃገራት ዘቋርጹ ዝነበሩ ብሪጣንያውያን ናብ ኢትዮጵያ ድሕሪ ምእታዎም ከምዝተኣስሩ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። እቶም ኣብረርቲ ጥንታውያን ነፈርቲ፣ ሃገራት ኤውሮጳ ብም [...]
ኣብ ዓመተ 2016፣ ናብ  ኤርትራ ዝበጽሐ መራሒ ናይ ወጻኢ ሃገር ዘይምንባሩ፣ ዞባውን ኣህጉራውን ተነጽሎ ዘጉልሕ ምዃኑ ተገሊጹ

ኣብ ዓመተ 2016፣ ናብ ኤርትራ ዝበጽሐ መራሒ ናይ ወጻኢ ሃገር ዘይምንባሩ፣ ዞባውን ኣህጉራውን ተነጽሎ ዘጉልሕ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 24 November 2016 ኣብ ዓመተ 2016፣ ዝኾነ መራሒ ሃገር ናብ ኤርትራ ዘይምብጽሑ፣ መንግስቲ ኤርትራ ካብ ዞባውን ኣህጉራዊን ዝምድናታት ተነጺሉ ከምዘሎ ዘጉልሕ ምዃኑ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ዲፕሎማሰኛታት ኣ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን ሞይቱ ዝብል ዜና ሓሶት ምዃኑ ዳይሬክተር ቤት ጽሕፈት እቲ ፕረዚደንት ኣፍሊጡ

ፕረዚደንት ሱዳን ሞይቱ ዝብል ዜና ሓሶት ምዃኑ ዳይሬክተር ቤት ጽሕፈት እቲ ፕረዚደንት ኣፍሊጡ

Radio Erena: 24 November 2016 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ሞይቱ ዝብል ዜና ሓሶት ምዃኑ፣ ዳይሬክተር ቤት ጽሕፈት እቲ ፕረዚደንት ዑስማን ጣሃ ኣፍሊጡ። ፕረዚደንት ኣልበሽር ብሰንኪ ሃንደበታዊ ወቕዒ ልቢ ከምዝ [...]
ካብ ኣመሪካን ፈረንሳን ዝተዋጽአ ጥሙር ሓይሊ ዕማማ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ጅቡቲ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይዱ

ካብ ኣመሪካን ፈረንሳን ዝተዋጽአ ጥሙር ሓይሊ ዕማማ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ጅቡቲ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይዱ

Radio Erena: 24 November 2016 ካብ ኣመሪካን ፈረንሳን ዝተዋጽአ ጥሙር ሓይሊ ዕማማ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ጅቡቲ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይዱ። ኣብቲ ብፈረንሳ ተወዲቡ፣ ኣብ ጅቡቲ ዝተኻየደ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ፣ ብ [...]
ጃፓን፣ ድሕሪ ካልኣይ ኵናት ዓለም ንመጀመርያ እዋና ተዋጋኢ ሰራዊት ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣዋፊራ

ጃፓን፣ ድሕሪ ካልኣይ ኵናት ዓለም ንመጀመርያ እዋና ተዋጋኢ ሰራዊት ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣዋፊራ

Radio Erena: 23 November 2016 ጃፓን፣ ናብ ደቡብ ሱዳን ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ከምዘዋፈረት ኤምባሲ እታ ሃገር ካብ ጁባ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብዚ ሳልስዚ'ዚ ጃፓን ዘዋፈረቶ ሰራዊት፣ ብረት ዝዓጠቐን ነብሰ ናይ ምክልኻል ስጉምቲ [...]
ኣብ ሊብያ፣ ብሰንኪ ህበይ ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት 20 ሰባት ሞይቶም

ኣብ ሊብያ፣ ብሰንኪ ህበይ ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት 20 ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 23 November 2016 ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ሰብሓ ብሰንኪ ህበይ ብዝተወልዐ ግጭት ብውሕዲ 20 ሰባት ከምዝሞቱ ቢቢሲ ሓቢሩ። ካብ ዓሌት ጉዳድፋ ብዝኾነት ስድራ ከምእትውነን ዝተገልጸት ህበይ፣ ንሓንቲ ካብ ዓሌት ኣው [...]
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ

Radio Erena: 22 November 2016 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ኣብ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ከምዝፈጸመ ማዕካናት ዜና ካብ ሪያድ ሓቢረን። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ምስ ሓያሎ ኣ [...]
1 362 363 364 365 366 589 3640 / 5890