Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 313 314 315 316 317 365 3150 / 3650
ደቡብ ሱዳን፣ ዓቃብ ሰላም ክኣቱ እማመ ቀሪቡ

ደቡብ ሱዳን፣ ዓቃብ ሰላም ክኣቱ እማመ ቀሪቡ

Radio Erena: 21 September 2018      ኣብ ደቡብ ሱዳን ዘሎ ውግእ ሓድሕድ ብሰላም ንምዕራፍ ጎዲሉ ዘሎ መስርሕ፣ ምእታው ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ’ዩ ክብል ላዕለዋይ ወኪል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብታ ሃገር ገሊጹ።   [...]
ናይቶም ብዓሌታዊ ግጭት ዝተቐትሉ ኢትዮጵያውያን 58 በጺሑ

ናይቶም ብዓሌታዊ ግጭት ዝተቐትሉ ኢትዮጵያውያን 58 በጺሑ

Radio Erena: 21 September 2018      ቁጽሪ ናይቶም ብዓሌታዊ ግጭት ዝተቐትሉ ኢትዮጵያውያን 58 በጺሑ ከምዘሎ ኣህጉራዊ ትካል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ገሊጹ።       ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ ብወገኑ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ቀዳመ [...]
የመን፣ ደብዳብ ስዑዲ ኣብ ሰላማዊ ህዝቢ ጉድኣት የውርድ

የመን፣ ደብዳብ ስዑዲ ኣብ ሰላማዊ ህዝቢ ጉድኣት የውርድ

Radio Erena: 19 September 2018 ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ልፍንቲ ኣብ ልዕሊ የመን ዘካዪዶ ዘሎ ደብዳብ ነፈርቲ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ብሰንበት 16 መስከረም ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ጉድኣት ኣውሪዱ። ኣብቲ ኣብ ግዝኣ [...]
ኢትዮጵያ: ናይ ብሄራት ግጭት ዘስዓቦ ሞት ናይ ልዕሊ 20 ሰባት ንምቅዋም፣ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻዪዱ

ኢትዮጵያ: ናይ ብሄራት ግጭት ዘስዓቦ ሞት ናይ ልዕሊ 20 ሰባት ንምቅዋም፣ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻዪዱ

Radio Erena: 18 September 2018 ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ብሄራት ግጭት ዘስዓቦ ሞት ናይ ልዕሊ 20 ሰባት ንምቅዋም፣ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻዪዱ። ኣብቲ ብዓርቢ 14 መስከረም ጀሚሩ ናብ ቀዳመ ሰምበት ዝቐጸለ ዓሌታዊ ግጭት፣ ል [...]
ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማልያ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካዪዱ

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማልያ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካዪዱ

Radio Erena: 17 September 2018 ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማልያ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካዪዱ። ወግዓዊ ልሳን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃቦ ሓጺር መግለጺ፣ እቲ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፣ ኣብ ልዕሊ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብ [...]
ወጥሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይቕጽል ኣሎ

ወጥሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይቕጽል ኣሎ

Radio Erena: 16 September 2018      ኣብ ኢትዮጵያ ተቓወምቲ ሓይልታት ኦሮሞ ናብ ሃገሮም ኣብ ዝኣትዉሉ እዋን፣ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከቢድ ወጥሪ ከም እትርከብ፣ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ካብታ ከተማ ሓቢረን።     [...]
ስምምዕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ይጠሓስ

ስምምዕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ይጠሓስ

Radio Erena: 16 September 2018      መንግስትን ተቓወምትን ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ዋዕላ ኢጋድ ዝፈረሙዎ ስምምዕ ሰላም፣ ሓደ መዓልቲ ከይጸነሐ ተጣሒሱ።      ፕረዚደንት ሳልቫ ኪርን ተቓዋሚኡ ሪክ ማቻርን ኣብ ከተማ ኣዲስ [...]
ኢትዮጵያ፣ ቁጽሪ ናይ ዝተመዛበለ ህዝቢ ይዓርግ

ኢትዮጵያ፣ ቁጽሪ ናይ ዝተመዛበለ ህዝቢ ይዓርግ

Radio Erena: 13 September 2018 ኣብ ኢትዮጵያ ቁጽሪ ካብ መነባብሮኦም ተመዛቢሎም ዘለዉ ሰባት ኣብ ዝለዓለ ጠርዙ በጺሑ ከምዘሎ ኣህጉራዊ ትካል ኣይ.ዲ.ኤም.ሲ. ገሊጹ። እቲ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ንዝተመዛበሉ ኣህዛብ ዓለም [...]
ዲፒ ዎርልድ መሰሉ ብሕጊ ከምዘረጋግጽ ይገልጽ

ዲፒ ዎርልድ መሰሉ ብሕጊ ከምዘረጋግጽ ይገልጽ

Radio Erena: 13 September 2018 መንግስቲ ጂቡቲ፣ ነቲ ምስ ዲፒ. ዎርልድ ዝኣተዎ ውዕል ብምስራዝ ቤት ጽሕፈታቱ ምህጋር ይቕጽሎ ብምህላዉ፣ እቲ ትካል ንብረቱ ንምሕላው ኩሉ ሕጋዊ መንገድታት ክጥቀም ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። እቲ [...]
ደቡብ ሱዳን: ናይ 1.2 ቢልዮን ዶላር ለቓሕ ንሱዳን ክትከፍል እያ

ደቡብ ሱዳን: ናይ 1.2 ቢልዮን ዶላር ለቓሕ ንሱዳን ክትከፍል እያ

Radio Erena: 12 September 2018 ደቡብ ሱዳን ኣብ ልዕሌኣ ዝጸንሐ ናይ 1.2 ቢልዮን ዶላር ለቓሕ ንሱዳን ክትከፍል እያ። ሚኒስተር ነዳዲ ደቡብ ሱዳን ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እቲ ካብ 2012 ኣትሒዙ ከይተኸፍለ ዝ [...]
1 313 314 315 316 317 365 3150 / 3650