Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 314 315 316 317 318 365 3160 / 3650
የመን፣ ሰራዊት መንግስቲ ንከተማ ሰንዓን ሖደይዳን ዘራኽብ መስመር ተቖጻጺሩ

የመን፣ ሰራዊት መንግስቲ ንከተማ ሰንዓን ሖደይዳን ዘራኽብ መስመር ተቖጻጺሩ

Radio Erena: 12 September 2018 ብስዑዲ ዓረብን መሻርኽታን ዝድገፍ ሰራዊት የመን፣ ንከተማ ሰንዓን ሖደይዳን ዘራኽብ መስመር ከምዝተቖጻጸሮ ተገሊጹ። ኣብቲ ካብ ሰምበት 9 መስከረም ዝጀመረ ውግእ፣ ዕጡቓት ሓይልታት ሑቲ ካብ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን፣ መሰረታዊ ምቅይያር ሰበስልጣናት የካይድ

ፕረዚደንት ሱዳን፣ መሰረታዊ ምቅይያር ሰበስልጣናት የካይድ

Radio Erena: 11 September 2018 ፕረዚደንት ሱዳን፣ ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ መሰረታዊ ምቅይያር ሰበስልጣናት የካይድ ኣሎ። ኣብዚ ብሰምበት 9 መስከረም ዝጀመረ ምቅይያር፣ ካልኣይ ምኽትል ፕረዚደንት ዝነበረ ሓሳቦ መሓመድ ዓብ [...]
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ግብጺ፣ ን75 ኣባላት ኣሕዋት እስላም ዝነበሩ ናይ ሞት ፍርዲ በዪኑ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ግብጺ፣ ን75 ኣባላት ኣሕዋት እስላም ዝነበሩ ናይ ሞት ፍርዲ በዪኑ

Radio Erena: 09 September 2018 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ግብጺ፣ ን75 ኣባላት ኣሕዋት እስላም ዝነበሩ ናይ ሞት ፍርዲ በዪኑ። ኣብቲ ብዕለት 8 መስከረም ዝተዋህበ ብይን፣ ክልተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣሕዋት እስላም ከምዝርከብዎም [...]
ስፐይን፣ ንስዑዲ ዓረብ ኣጽዋር ክትሸጠላ ዝኣተወቶ ውዕል ሰሪዛ

ስፐይን፣ ንስዑዲ ዓረብ ኣጽዋር ክትሸጠላ ዝኣተወቶ ውዕል ሰሪዛ

Radio Erena: 06 September 2018 ስፐይን፣ ንስዑዲ ዓረብ ኣጽዋር ክትሸጠላ ዝኣተወቶ ውዕል ከምዝሰረዘቶ ኣፍሊጣ። ሚኒስትሪ ምክልኻል ስፐይን ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ስዑዲ ዓረብ ኣብ የመን እተካዪዶ ዘላ ደብዳብ ኣብ ልዕሊ ሰላ [...]
ቤት ፍርዲ ብሪጣንያ፣ ሰበስልጣን ጂቡቲ ንብረት ዲፒ ዎርልድ ከይትንክፍዎ ውሳኔ ኣመሓላሊፉ

ቤት ፍርዲ ብሪጣንያ፣ ሰበስልጣን ጂቡቲ ንብረት ዲፒ ዎርልድ ከይትንክፍዎ ውሳኔ ኣመሓላሊፉ

Radio Erena: 06 September 2018 ቤት ፍርዲ ብሪጣንያ፣ ሰበስልጣ ጂቡቲ ኣብ ወደብ ዶራለ ዝርከብ ቤት ጽሕፈታትን ኣባላትን ዲፒ ዎርልድ ክትንክፍዎም የብሎም ክብል ውሳኔ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ፍርዲ ብ 5 መስከረም ኣብ ዘውጸ [...]
ሱዳን፣ ‘ኣልበሽር ዘለዎ ምርጫ፣ ኣይንሳተፍን’ ማሊክ ኣጋር

ሱዳን፣ ‘ኣልበሽር ዘለዎ ምርጫ፣ ኣይንሳተፍን’ ማሊክ ኣጋር

Radio Erena: 05 September 2018  መራሒ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ሰሜን ሱዳን፣ ን2020 ዝካየድ ፕረዚደታዊ ምርጫ ፕረዚደንት ኣልበሽር ክሳተፍ የብሉን ኢሉ። ማሊክ ኣጋር ብ2 መስከረም ምስ መጽሄት ማዳራት ጀዲዳ ኣብ ዝገበሮ ቃለ [...]
ኢትዮጵያ፣ ምህማም መሬት ብውሑዱ 12 ሰባት ቀቲሉ

ኢትዮጵያ፣ ምህማም መሬት ብውሑዱ 12 ሰባት ቀቲሉ

Radio Erena: 05 September 2018 ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ደቡብ ብዘጋጠመ ናይ መሬት ምህማም ብዉሑዱ 12 ሰባት ከምዝሞቱ፣ ኣገልግሎት ዜና’ታ ሃገር ገሊጹ። ኣመሓዳሪ’ቲ ዞባ ኣልታየ ኣለሙ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ እቲ ምህማም መሬት ብሰ [...]
ኢትዮጵያ፣ ነፋሪት ሓይሊ ኣየር ወዲቓ

ኢትዮጵያ፣ ነፋሪት ሓይሊ ኣየር ወዲቓ

Radio Erena: 04 September 2018   ብሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ እትውነን ነፋሪት ወዲቓ ብምሕምሻሻ፣ 17 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ።  እታ ብዕለት 30 ነሓሰ፣ ካብ ድሬዳዋ ተበጊሳ ናብ ደብረዘይት እትጎዓዝ ዝነበረት ነፋሪት ኣብ [...]
ሶማል፣ ኣብ መኪና ብዝተጻወደ ነታጒ ብውሑዱ ሽዱሽተ ሰባት ሞይቶም

ሶማል፣ ኣብ መኪና ብዝተጻወደ ነታጒ ብውሑዱ ሽዱሽተ ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 04 September 2018 ኣብ ሶማል ከተማ ሞቓድሾ ኣብ መኪና ብዝተጻወደ ነታጒ፣ ብውሑዱ ሽዱሽተ ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ከተማ ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ብሰምበት 2 መስከረም ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ኣብ ምምሕዳ [...]
የመን፣ ናይ ረዲኤት መግቢ ሒዛ ኣብ ልዕሊ ትጎዓዝ ዝነበረት መኪና  መጥቃቲ ወሪዱ

የመን፣ ናይ ረዲኤት መግቢ ሒዛ ኣብ ልዕሊ ትጎዓዝ ዝነበረት መኪና መጥቃቲ ወሪዱ

Radio Erena: 04 September 2018 ኣብ የመን፣ ናይ ረዲኤት መግቢ ሒዛ ኣብ ልዕሊ ትጎዓዝ ዝነበረት መኪና መጥቃቲ ከምዝተኻየደ ተገሊጹ። እታ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት እትውነን ናይ ጽዕነት መኪና፣ ኣብ ደቡባዊ ሖደይዳ ንዝርከቡ [...]
1 314 315 316 317 318 365 3160 / 3650