Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 312 313 314 315 316 366 3140 / 3660
ብሪጣንያ፣ ን’ልዩ ፖሊስ’ ገንዘባዊ ደገፍ ገይራ ንዝብል ክሲ ነጺጋቶ

ብሪጣንያ፣ ን’ልዩ ፖሊስ’ ገንዘባዊ ደገፍ ገይራ ንዝብል ክሲ ነጺጋቶ

Radio Erena: 21 October 2018 ብሪጣንያ፣ ኣብ ክልል ሶማል ናይ ኢትዮጵያ ንዝርከብ ፍሉይ ኣሃዱ ጸጥታ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ለጊሳ ተባሂሉ ንዝወጸ ሓበሬታ ናይ ኣሉታ መልሲ ሂባትሉ። ሓላፊ ክፍሊ ኣህጉራዊ ምዕባለ ኣብ ኢትዮጵያ [...]
ሱዳንን ቀጠርን፣ ወትሃደራዊ ዝምድንአን ይግምግማ

ሱዳንን ቀጠርን፣ ወትሃደራዊ ዝምድንአን ይግምግማ

Radio Erena: 18 October 2018 ሱዳንን ቀጠርን፣ ዘለወን ወትሃደራዊ ዝምድና ገምጊመን። ጋልፍ ኒውስ ብዘቕረቦ ሓበሬታ መሰረት፣ ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ቀጠር፣ ሉዩተናንት ጀነራል ጋነም ቢን ሻሂን ኣል ጋነም ምስ ጠቕላሊ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ማእከል ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ 36 ሄክታር መሬት ንሕቡራት ኢማራት ዓረብ ክትህብ’ያ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ማእከል ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ 36 ሄክታር መሬት ንሕቡራት ኢማራት ዓረብ ክትህብ’ያ

Radio Erena: 18 October 2018 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሕምብርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ 36 ሄክታር መሬት ንሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከተረክብ ምዃና ዘ ሪፖርተር ሓቢሩ። ብትእዛዝ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ንኣውፈርቲ ንጉሳው [...]
ሶማል፣  ኣብ መኪና ቦምብ ብምጽዋድ ኣስታት 600 ሰባት ዝቐተለ ክሱስ ብሞት ተቐጺዑ

ሶማል፣ ኣብ መኪና ቦምብ ብምጽዋድ ኣስታት 600 ሰባት ዝቐተለ ክሱስ ብሞት ተቐጺዑ

Radio Erena: 16 October 2018 ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፣ ኣብ ሶማል ከተማ ሞቛድሾ፣ ኣስታት 600 ሰባት ኣብ ዝቐተለ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ተሳቲፍካ ተባሂሉ ተኸሲሱ ዝጸንሐ ሶማላዊ፣ ትማሊ ብሞት ተቐጺዑ። እቲ ሓሰን ዓደን ኢሳቕ ዝተባ [...]
ጉዳይ ናይቲ ኣብ ቱርኪ ዝሞተ ስዑዳዊ ጋዜጠኛ፣ ኣብ ዕዳጋ ነዳዲ ጽልዋ ከይፈጥር ተሰጊኡ

ጉዳይ ናይቲ ኣብ ቱርኪ ዝሞተ ስዑዳዊ ጋዜጠኛ፣ ኣብ ዕዳጋ ነዳዲ ጽልዋ ከይፈጥር ተሰጊኡ

Radio Erena: 15 October 2018 ጉዳይ ናይቲ፣ ኣብ ቱርኪ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ስዑዲ ዓረብ፣ ደሃዩ ጠፊኡ ድሕሪ ምቕናይ ከምዝሞተ ዝግለጽ ዘሎ ስዑዳዊ ጋዜጠኛ ጀማል ካሾጊ ኣብ ዕዳጋ ነዳዲ ጽልዋ ክፈጥር ከምዝኽእል ተንተንቲ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ኣብ ሶማል ንዝጸንዐ ማዕቀብ ኣጽዋር ከምዝጠሓሰት ክሲ ቀሪቡ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ኣብ ሶማል ንዝጸንዐ ማዕቀብ ኣጽዋር ከምዝጠሓሰት ክሲ ቀሪቡ

Radio Erena: 14 October 2018 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሶማልያ ተነቢሩ ዘሎ ናይ ኣጽዋር ማዕቀብ ብተደጋጋሚ ትጥሕስ ኣላ ክብል ተቖጻጻሪ ጉጅለ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከሲሱ። እቲ ገና ንሕትመት ዘይበጽሐ ዘሎ ጸብጻብ ከምዘ [...]
ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ወደብ ሖደይዳ ተዋፊሩ

ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ወደብ ሖደይዳ ተዋፊሩ

Radio Erena: 09 October 2018 ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ የመን፣ ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ከምዝተዋፈረ ኣል ዓረብያ ሓቢሩ። ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ንወደብ ሖደይዳ ናይ የመን ንምቑጽጻር ድሕሪ ዘካየድኦ ጽዑቕ ደብዳባት'ዩ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ 154 ኡጋንዳውያን ሰጕጓ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ 154 ኡጋንዳውያን ሰጕጓ

Radio Erena: 09 October 2018 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ 154 ኡጋንዳውያን ናብ ዓዶም ከምዝሰጎጎት ንኤምባሲ እታ ሃገር ካብ ኣቡዳቢ ብምጥቃስ ደይሊ ሞኒተር ገሊጹ። ገለ ካብ’ቶም ናብ ዓዶም ተጠሪዞም ዘለዉ ኡጋንዳውያን፣ ሕጋዊ [...]
‘’ኢትዮጵያ መሰረታዊ ደሞክራስያዊ ለውጥታት ክትገብር’ያ’’ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

‘’ኢትዮጵያ መሰረታዊ ደሞክራስያዊ ለውጥታት ክትገብር’ያ’’ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

Radio Erena: 07 October 2018 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ደሞክራስያዊ ኣሰራርሓ ትካላት ንምዕዛዝ ዓበይቲ ለውጥታት ክገብር ምዃኑ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ገሊጹ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ነዚ ዝገለጸ፣ ኣብ መዛዘሚ መበል 11 ዋዕ [...]
ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን፣ ካብ ወትሃደራዊ ህላዌ ናጻ ዝኾነ ዶብ ንምኽፋት ይዝትያ

ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን፣ ካብ ወትሃደራዊ ህላዌ ናጻ ዝኾነ ዶብ ንምኽፋት ይዝትያ

Radio Erena: 02 October 2018 ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን፣ ኣብ ዶባተን ክርአ ንዝጸንሐ ጸጥታዊውን ወትሃደራውን ምትፍናን ንምእላይ፣ ካብ ወትሃደራዊ ህላዌ ናጻ ዝኾነ ዞባ ንምኽፋት ይዘራረባ ከምዘለዋ ተሓቢሩ። ክልቲኤን ሃገራት ነ [...]
1 312 313 314 315 316 366 3140 / 3660