Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 315 316 317 318 319 361 3170 / 3601
ፕ.ኣልበሽር፣ ጉዳይ ደ.ሱዳን ንምፍታሕ ተበግሶ ይወስድ

ፕ.ኣልበሽር፣ ጉዳይ ደ.ሱዳን ንምፍታሕ ተበግሶ ይወስድ

Radio Erena: 24 June 2018 ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ንምፍታሕ ተበጊሱ ዘሎ ፕረዚደንት ኣልበሽር፣ ምስ ፕረዚደንት ሙሰቨኒ ንምምኻር፣ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ዩጋንዳ ሰዲዱ። እቲ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ዝመርሖ ልኡኽ፣ ምስ [...]
ዚምባብወ፣ ንፕረዚደንት’ታ ሃገር ንምቕታል ዝተኻየደ ፈተነ ፈሺሉ

ዚምባብወ፣ ንፕረዚደንት’ታ ሃገር ንምቕታል ዝተኻየደ ፈተነ ፈሺሉ

Radio Erena: 24 June 2018 ኣብ ዚምባብወ ንፕረዚደንት’ታ ሃገር ንምቕታል ዝተኻየደ ፈተነ ከምዝፈሸለ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣረዲኡ። ፕረዚደንት ኤመርሰን መንጋጓ፣ ንምርጫ ጎስጓስ ኣብ ዘካዪደሉ ዝነበረ እዋን፣ መንነቶም [...]
20 ሰነ ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ

20 ሰነ ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ

Radio Erena: 21 June 2018 20 ሰነ ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት፣ ትማሊ ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ ውዒላ። እዛ ዕለት ትዝከር ዘላ፣ ካብ ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓኑ ልዕሊ 60 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 629 ስደተኛታት ዝጸዓነት መርከ [...]
ኣመሪካ፣  C-130E ዝዓይነታ ወትሃደራዊት ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት ንኢትዮጵያ ለጊሳ

ኣመሪካ፣ C-130E ዝዓይነታ ወትሃደራዊት ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት ንኢትዮጵያ ለጊሳ

Radio Erena: 19 June 2018 ምምሕዳር ትራምፕ፣ ኣስታት 11 ሚልዮን ዶላር ዝዋግኣ፣ C-130E ሄርኩለስ ዝዓይነታ ወትሃደራዊት ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ብሓገዝ ሂቡ። እታ ኣብ ምጉዕዓዝ ወትሃደራትን ንብረትን [...]
ኢትዮጵያ፣ ንሞት ዝተፈርዱ 40 እሱራት ብምሕረት ፈቲሖም

ኢትዮጵያ፣ ንሞት ዝተፈርዱ 40 እሱራት ብምሕረት ፈቲሖም

Radio Erena: 19 June 2018 መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሞት ዝተፈርዶም 40 እሱራት ዝርከብዎም ልዕሊ 300 ሰባት ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ብምሕረት ምፍትሑ ማዕከናት ዜና ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢረን። እቲ መንግስቲ፣ ነዞም ቅትለት ዝርከቦ ዝ [...]
ናብ ኤርትራ ኣዝያ ዝቐረበት ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ናይ የመን ንምቁጽጻር ዝካየድ ዘሎ ኲናት ይቕጽል

ናብ ኤርትራ ኣዝያ ዝቐረበት ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ናይ የመን ንምቁጽጻር ዝካየድ ዘሎ ኲናት ይቕጽል

Radio Erena: 17 June 2018 ናብ ኤርትራ ኣዝያ ዝቐረበት ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ናይ የመን ንምቁጽጻር ዝካየድ ዘሎ ኲናት ይቕጽል ከምዘሎ ማዕከናት ዜና ዓለም ገሊጸን። ኣብዚ ብቀዳም 16 ሰነ ዝወዓለ ኲናት፣ ብስዑዲ ዓረብን መ [...]
ሱዳንን ግብጽን ዝምድነአን ንምሕያል ይጽዕራ

ሱዳንን ግብጽን ዝምድነአን ንምሕያል ይጽዕራ

Radio Erena: 17 June 2018 ላዕለዎት ሰበስልጣን ሱዳንን ግብጽን፣ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ካርቱም ክራኸቡ ምዃኖም፣ ካብ ሱዳን ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ኣምባሳደር ግብጺ ኣብ ሱዳን ዑስማን ሻልቱት ንጋዜጠኛታት [...]
ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን፣ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዒላታት ነዳዲ ብሓባር ንምብርባሩ ይዝትያ

ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን፣ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዒላታት ነዳዲ ብሓባር ንምብርባሩ ይዝትያ

Radio Erena: 15 June 2018 ሱዳን፣ ኣብቲ ዘሰሓሕብ ከባቢታት ሄግሊግ ዝርከብ ዒላታት ነዳዲ ዳግም ንፍርያት ምብቅዑ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘተ ተካይድ ከምዘላ ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ ሚኒስተር ነዳዲ ኣዝሃሪ ዓብዱልቃድር ዓብደላ ዝ [...]
ኢጣልያን ፈረንሳን ብጉዳይ ስደተኛታት ይሰሓሓባ

ኢጣልያን ፈረንሳን ብጉዳይ ስደተኛታት ይሰሓሓባ

Radio Erena: 14 June 2018 ኢጣልያ፣ ልዕሊ 600 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ናብ ገማግም ባሕራ ከይትጽጋዕ ድሕሪ ምኽልካላ፣ መንግስቲ ፈረንሳ ንዝሃቦ ነቐፌታ ኮኒና። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢጣልያ፣ ንኣምባሳደር ፈረንሳ ኣብ [...]
ሩስያ፣ ኣብ ሱዳን መናሃርያ ሓይሊ ባሕሪ ከተቕውም ትሓትት

ሩስያ፣ ኣብ ሱዳን መናሃርያ ሓይሊ ባሕሪ ከተቕውም ትሓትት

Radio Erena: 14 June 2018 ሩስያ፣ ኣብ ሱዳን መናሃርያ ሓይሊ ባሕሪ ንኽወሃባ ትሓትት ከምዘላ ተገሊጹ። ኣምባሳደር ሩስያ ኣብ ሱዳን ቭላድሚር ጊልቶቭ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ንማዕከን ዜና 'ስፑትኒክ' ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፣ መንግስታት [...]
1 315 316 317 318 319 361 3170 / 3601