Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 270 271 272 273 274 366 2720 / 3658
ምብራቕ ኣፍሪቃ፣  27 ሚልዮን ህዝቢ ውሕስነት መግቢ የብሉን

ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ 27 ሚልዮን ህዝቢ ውሕስነት መግቢ የብሉን

Radio Erena: 25 September 2019 ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ዝርከባ ሸውዓተ ሃገራት ዝነብር 27 ሚልዮን ህዝቢ፣ ውሕስነት መግቢ ከምዘይብሉ መንግስታት በዓል ስልጣን ንምዕባለ (IGAD) ገሊጹ። እዚ ብዝሒ'ዚ፣ [...]
8 ሚልዮን ዶላር ሎተሪ ዝተዓወተ ኢትዮጵያዊ-ካናዳዊ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተቐቲሉ

8 ሚልዮን ዶላር ሎተሪ ዝተዓወተ ኢትዮጵያዊ-ካናዳዊ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተቐቲሉ

Radio Erena: 25 September 2019 ቅድሚ ክልተ ዓመታት፣ 8 ሚልዮን ዶላር ኣመሪካ ዝተዓወተ ኢትዮጵያዊ-ካናዳዊ፣ ናብ መበቆል ሃገሩ ኣብ ዝበጽሓሉ እዋን ተቐቲሉ። መርበባት ሓበሬታ ካናዳ ብዝዘርግሐኦ ዜና መሰረ [...]
ቱርኪን ቀጠርን፣ ኣብ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዘተኮረ ዘተ ኣካይደን

ቱርኪን ቀጠርን፣ ኣብ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዘተኮረ ዘተ ኣካይደን

Radio Erena: 24 September 2019 ቱርኪን ቀጠርን ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ዘለወን መደባት ብምትኳር ዘትየን። ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ቱርኪ ጀነራል ያሲርር ጉለር ምስ ቀጠራዊ ሚኒስተር ምክልኻል ካልድ መሓመ [...]
ኬንያ፣ ቤት ትምህርቲ ብምፍራሱ ሸውዓተ ተማሃሮ ሞይቶም

ኬንያ፣ ቤት ትምህርቲ ብምፍራሱ ሸውዓተ ተማሃሮ ሞይቶም

Radio Erena: 24 September 2019 ኣብ ኬንያ ከተማ ናይሮቢ ዝርከብ ናይ መባእታ ቤት ትምህርቲ ብምፍራሱ ሸውዓተ ተማሃሮ ክሞቱ እንከለዉ ልዕሊ 50 ቆሲሎም። እቲ ካብ ዕንጨት ዝተሰርሐ ቤት ትምህርቲ ዝፈርሰ፣ [...]
ሕ/ኢማራት፣ ኣብ ሶማሊላንድ ዝነበራ መደብ ምህናጽ ወትሃደራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ተሰሪዙ

ሕ/ኢማራት፣ ኣብ ሶማሊላንድ ዝነበራ መደብ ምህናጽ ወትሃደራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ተሰሪዙ

Radio Erena: 23 September 2019 ሕቡራት ኢማራት፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ዝነበራ መደብ ምህናጽ ወትሃደራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዝተሰረዘ ፕረዚደንት ናይታ ርእሰ ምምሕዳር ሙሰ ቢሒ ገሊጹ። ንሱ ዝሓለፈ [...]
“ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ብዋጋ ህይወት ግብጻውያን ክኸውን የብሉን።”ሚ/ጉ/ወጻኢ ግብጺ

“ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ብዋጋ ህይወት ግብጻውያን ክኸውን የብሉን።”ሚ/ጉ/ወጻኢ ግብጺ

Radio Erena: 23 September 2019 ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ብዋጋ ህይወት ዜጋታት ግብጺ ክኸውን የብሉን ክብል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ፣ ሳምሕ ሹኩሪ ገሊጹ። ንሱ፣ ምስ ኣል ሞኒተር ኣብ ዝገበሮ ቃለ [...]
ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ወተሃደራዊ ዝምድናአን ከሐዪላ ተሳማሚዐን

ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ወተሃደራዊ ዝምድናአን ከሐዪላ ተሳማሚዐን

Radio Erena: 22 September 2019 ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ንዝጸንሐን ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ብዝለዓለ መልክዑ ክቕጽሎኦ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ። ማዕከናት ዜና ኣቡ ዳቢ ብዝህቦኦ ዘለዋ ሓበሬታ መሰረት፣ እቲ [...]
ፕረዚደንት ዓብደል ፋታሕ ኣል ሲሲ ስልጣኑ ክገድፍ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ መላእ ግብጺ ተኻዪዱ

ፕረዚደንት ዓብደል ፋታሕ ኣል ሲሲ ስልጣኑ ክገድፍ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ መላእ ግብጺ ተኻዪዱ

Radio Erena: 22 September 2019 ንፕረዚደንት ዓብደል ፋታሕ ኣል ሲሲ ስልጣኑ ክገድፍ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ መላእ ግብጺ ተኻዪዱ። እቲ ዓርቢ 20 መስከረም ድሕሪ ቀትሪ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ኣብ ከተማታት [...]
ጅቡቲ ምስ ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ ኣስላም ኣብ ንግድን ፊናንስን ናይ ልዕሊ 600 ሚልዮን ዶላር ስምምዕ ንግዲ ከቲማ

ጅቡቲ ምስ ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ ኣስላም ኣብ ንግድን ፊናንስን ናይ ልዕሊ 600 ሚልዮን ዶላር ስምምዕ ንግዲ ከቲማ

Radio Erena: 20 September 2019 መንግስቲ ጅቡቲ ምስ ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ ኣስላም ኣብ ንግድን ፊናንስን (ITFC)፣ ናይ ልዕሊ 600 ሚልዮን ዶላር ስምምዕ ንግዲ ከምዝኸተመት፣ ብቋንቋ ፈረንሳ እትዳሎ መርበብ ሓ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ንመኽፈል ደሞዝ ሰራሕተኛታት፣ 600 ሚልዮን ዶላር ካብ ቻይና ተለቂሓ

ደቡብ ሱዳን፣ ንመኽፈል ደሞዝ ሰራሕተኛታት፣ 600 ሚልዮን ዶላር ካብ ቻይና ተለቂሓ

Radio Erena: 20 September 2019 መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ንመኽፈል ደሞዝ ዝኸውን 600 ሚልዮን ዶላር ካብ ቻይና ከምዝተለቅሐ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ዜና ደቡብ ሱዳን ከምዝሓበሮ፣ እቲ ካብ መንግስቲ ቻይና ብልቃ [...]
1 270 271 272 273 274 366 2720 / 3658