Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 268 269 270 271 272 366 2700 / 3658
መንግስቲ ግብጺ፣ ኣንጻሩ ዝካየድ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ከምዘይጻወር ኣጠንቂቑ

መንግስቲ ግብጺ፣ ኣንጻሩ ዝካየድ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ከምዘይጻወር ኣጠንቂቑ

Radio Erena: 11 October 2019 መንግስቲ ግብጺ፣ ኣንጻሩ ዝካየድ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ከምዘይጻወር ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ሙስጠፋ ማድቡሊ ኣጠንቂቑ። ንሱ ኣብ ዘመሓላለፎ መጠንቀቕታ፣ ነታ ሃገር ንምሕማስ ዝ [...]
ሕቡራት ኢማራት፣ ኣብ ዓደን ዝጸንሐ ገለ ክፋል ሰራዊታ ስሒባ

ሕቡራት ኢማራት፣ ኣብ ዓደን ዝጸንሐ ገለ ክፋል ሰራዊታ ስሒባ

Radio Erena: 10 October 2019 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ የመን ከተማ ዓደን ዓስኪሩ ዝጸንሐ ገለ ክፋል ሰራዊታ ከምዝሰሓበት ተገሊጹ። ሮይተርስ ንናይ ዓይኒ መሰኻክር ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረቦ ዜና፣ ወትሃደራት ዝጸዓና [...]
ርዋንዳ፣ “ደቂንስትዮ ርኹሳት’የን” ኢሉ ዝሰበኸ ኣመሪካዊ ፓስተር ተሰጕጉ

ርዋንዳ፣ “ደቂንስትዮ ርኹሳት’የን” ኢሉ ዝሰበኸ ኣመሪካዊ ፓስተር ተሰጕጉ

Radio Erena: 10 October 2019 ኣብ ርዋንዳ፣ "ደቂንስትዮ ርኹሳት'የን" ኢሉ ዝሰበኸ ኣመሪካዊ ፓስተር ከምዝተሰጎገ፣ መንግስታዊ ማዕከን ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ግሬግ ስኮፍ ዝተባህለ ፓስተር፣ ብዝውንና፣ መንፈ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዘይሕጋዊ ጠበናጁ፣ ኣብ ጸጥታ እታ ሃገር ሻቕሎት ይፈጥር

ኢትዮጵያ፣ ዘይሕጋዊ ጠበናጁ፣ ኣብ ጸጥታ እታ ሃገር ሻቕሎት ይፈጥር

Radio Erena: 09 October 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ካብን ናብን ዝንቀሳቐስ ዘሎ ዘይሕጋዊ ኣጽዋር፣ ኣብ ጸጥታ እታ ሃገር ኣዝዩ ኣሻቓሊ ጉዳይ ኮይኑ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ሓድሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ስልጣን ካብ ዝመ [...]
ክሊማዊ ለውጢ ዓለምና ቆላሕታ ክግበረሉ ዝጽውዕ ምንቅስቃስ፣ ብደረጃ ዓለም ተቓውሞታት የካይድ

ክሊማዊ ለውጢ ዓለምና ቆላሕታ ክግበረሉ ዝጽውዕ ምንቅስቃስ፣ ብደረጃ ዓለም ተቓውሞታት የካይድ

Radio Erena: 09 October 2019 ክሊማዊ ለውጢ ዓለምና፣ ኣብ ዘሻቕል ደረጃ በጺሑ ኣሎ እናበለ ዝጣበቕ፣ Extinction Rebellion XR ዝተባህለ ምንቅስቃስ፣ ብደረጃ ዓለም ሰፊሕ ናይ ተቓውሞ ሰልፍታት የካይድ [...]
ሱዳን፣ ካብ ስዑዲ ዓረብን ኢማራትን ኣስታት 1.5 ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ረኺባ

ሱዳን፣ ካብ ስዑዲ ዓረብን ኢማራትን ኣስታት 1.5 ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ረኺባ

Radio Erena: 09 October 2019 ሱዳን፣ ካብ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ኣስታት 1.5 ቢልዮን ዶላር ብሓገዝ ምርካባ ኣፍሊጣ። እቲ ገንዘብ ኣካል እቲ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ድሕሪ ምውዳቕ ስርዓት [...]
መራሕቲ ሱዳን ኣብ ስዑዲ ዓረብ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይዱ

መራሕቲ ሱዳን ኣብ ስዑዲ ዓረብ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይዱ

Radio Erena: 08 October 2019 ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶቅን፣ ፕረዚደንት መሰጋገሪ መንግስቲ ጀነራል ቡርሃን ዓብደል ፈታሕን ኣብ ስዑዲ ዓረብ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዶም። እቶም መራሕቲ ብ [...]
70 ፖለቲካውያን ውድባት ኢትዮጵያ፣ መግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ ከካዪዱ ምዃኖም ገሊጾም

70 ፖለቲካውያን ውድባት ኢትዮጵያ፣ መግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ ከካዪዱ ምዃኖም ገሊጾም

Radio Erena: 06 October 2019 70 ፖለቲካውያን ውድባት ኢትዮጵያ፣ ንቅጥዕታት ምርጫን ምቛም ውድባትን ኣመልኪቱ ንዝወጸ ሓድሽ ሕጊ ንምቅዋም፣ ኣባላተን መግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ ከካዪዱ ምዃኖም ገሊጾም። ኣፈኛታት ናይቲ [...]
ኣብ ዞባ ዳርፉር ገና ዓመጽን ግርጭትን ይቕጽል ከምዘሎ ተገሊጹ

ኣብ ዞባ ዳርፉር ገና ዓመጽን ግርጭትን ይቕጽል ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 06 October 2019 ብኣንጻር’ቲ ሰበስልጣን ሱዳን ማዕቀብ ክለዓል ዘቕርቡዎ ዘለዉ ጠለብ፣ ዞባ ዳርፉር ገና ዓመጽን ግርጭትን ይምስክር ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣብ ባይቶ ጸጥታ ንማዕቀብ ሱዳን ዝከታተል ጉጅለ ኣብ [...]
ቀ/ሚ እስራኤል ኣብ ጉዳይ ምስጓግ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ምስ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ምዝርራቡ ገሊጹ

ቀ/ሚ እስራኤል ኣብ ጉዳይ ምስጓግ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ምስ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ምዝርራቡ ገሊጹ

Radio Erena: 04 October 2019 ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ፣ ኣብ ጉዳይ ምስጓግ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ከምዝተዘራረበ ተገሊጹ። ማዕከን ዜና ታ [...]
1 268 269 270 271 272 366 2700 / 3658