Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 271 272 273 274 275 365 2730 / 3650
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቡራዩ ዝርከብ ንቑጣ ፖሊስ መጥቃዕቲ ቦምባ ተኻዪዱ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቡራዩ ዝርከብ ንቑጣ ፖሊስ መጥቃዕቲ ቦምባ ተኻዪዱ

Radio Erena: 15 September 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሓደ ናይ ፖሊስ ንቑጣ ብዝተኻየደ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብዉሑዱ ትሽዓተ ሰባት ከምዝቖሰሉ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን። እቲ ኣብ ከተማ ቡራዩ ዝርከብ ን [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ኣብያተ ክርስትያን ኣመሪካ፣ ኣብ ጉዳይ መሰል እምነታት ዘትያ

ስዑዲ ዓረብ፣ ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ኣብያተ ክርስትያን ኣመሪካ፣ ኣብ ጉዳይ መሰል እምነታት ዘትያ

Radio Erena: 13 September 2019 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ጉዳይ መሰል እምነታት ብምትኳር፣ ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲን ወንጌላውያንን ኣብያተ ክርስትያን ኣመሪካ ዘተ ከምዘካየደት ተሓቢሩ። እቲ ብ10 መስከረ [...]
ፕረዚደንት ዚምባብዌ ነበር ሮበርት ሙጋበ፣ ዝቕበረሉ ቦታ ንስድራቤቱን መንግስትን የከራኽር

ፕረዚደንት ዚምባብዌ ነበር ሮበርት ሙጋበ፣ ዝቕበረሉ ቦታ ንስድራቤቱን መንግስትን የከራኽር

Radio Erena: 13 September 2019 ስድራቤት ፕረዚደንት ዚምባብዌ ነበር ሮበርት ሙጋበን መንግስቲ እታ ሃገር፣ ኣብ ጉዳይ ስነ- ስርዓት ቀብሪ ኣብ ምክርኻር ከምዘለዉ ማዕከናት ዜና ካብ ዚምባብዌ ሓቢረን። መንግ [...]
ግብጺ ምስ ቱርኪ ምትእስሳር ኣለዎም ዝበለቶም 16 ኣባላት “ሕውነት ኣስላም” ከምዝኣሰረት ገሊጻ

ግብጺ ምስ ቱርኪ ምትእስሳር ኣለዎም ዝበለቶም 16 ኣባላት “ሕውነት ኣስላም” ከምዝኣሰረት ገሊጻ

Radio Erena: 12 September 2019 መንግስቲ ግብጺ፣ ኣባላት ናይቲ "ሽበራዊ ምንቅስቓስ'ዩ" ዝብሎ "ሕውነት ኣስላም" ዝተባህለ ውድብ ምዃኖም ዝገለጾም 16 ሰባት ከምዝኣሰረ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ ኣብ ዝዘርግ [...]
ብሪጣንያ፣ ንርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ልዕሊ 35 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ

ብሪጣንያ፣ ንርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ልዕሊ 35 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ

Radio Erena: 12 September 2019 ብሪጣንያ፣ ንመንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ 35 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። እቲ ክሳብ 2022 ዓመት ምህረት ዝጸንሐ ናይ ሓገዝ መደብ፣ ኣብ ምህናጽን ምርግጋእ ጸ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ፕረዚደንትን መራሒ ተቓዋምን ዘተ ኣካይዶም

ደቡብ ሱዳን፣ ፕረዚደንትን መራሒ ተቓዋምን ዘተ ኣካይዶም

Radio Erena: 11 September 2019 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ሚያርዲትን መራሒ ዕጡቕ ተቓዋሚ ሬክ ማቻርን ኣብ ከተማ ጁባ ዘተ ኣካይዶም። እቲ ብዞባዊ ውድብ ኢጋድ፣ "ዘተባብዕ'ዩ" ዝተባህለ ዘተ ክልት [...]
ግብጺ፣ ምስ ሱዳን ሓድሽ መድረኽ ዝምድና ክትምስርት ከምእትደሊ ትገልጽ

ግብጺ፣ ምስ ሱዳን ሓድሽ መድረኽ ዝምድና ክትምስርት ከምእትደሊ ትገልጽ

Radio Erena: 10 September 2019 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሳምሕ ሹክሪ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ግብጺ ናብ ሱዳን ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ልኡኽ ብሰኑይ 9 መስከረም ካርቱም ኣብ ዝኣተወሉ፣ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደ [...]
ሃገራት ኤውሮጳ፣ ንመስርሕ ምስግጋር ሱዳን ናብ ደሞክራሲ ደገፈን ከምዘበርክታ ይገልጻ

ሃገራት ኤውሮጳ፣ ንመስርሕ ምስግጋር ሱዳን ናብ ደሞክራሲ ደገፈን ከምዘበርክታ ይገልጻ

Radio Erena: 09 September 2019 መንግስቲ ጀርመንን ሃገራት ኤውሮጳን፣ ንመስርሕ ምስግጋር ሱዳን ናብ ጎደና ደሞክራሲ፣ ደገፈን ከበርክታ ምዃነን ናብታ ሃገር ወግዓዊ ናይ ስራህ ምብጻሕ ዘካየደ ሚኒስተር ጉዳያት ወ [...]
ኢትዮጵያ፣ ቦርድ ምርጫ ካብ ውድባት ንዝቐረበ ተቓውሞ ምላሽ ሂቡ

ኢትዮጵያ፣ ቦርድ ምርጫ ካብ ውድባት ንዝቐረበ ተቓውሞ ምላሽ ሂቡ

Radio Erena: 08 September 2019 ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ንሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ዘጽደቖ ሕጊ ንዝነጸጉዎ ተቓወምቲ ውድባት፣ ኮሚሽን ምርጫ’ታ ሃገር ምላሽ ሂቡሉ። ኣደ ወንበር ቦርድ ምርጫ ብርቱካን ሚደቅሳ [...]
ኢጋድ፣ ኣባል ሃገራት ደርቂ ንምውጋድ ኣኼባ ኣካዪደን

ኢጋድ፣ ኣባል ሃገራት ደርቂ ንምውጋድ ኣኼባ ኣካዪደን

Radio Erena: 08 September 2019 ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ደርቂ ቅድሚ ምጥቅዑ ንምክልኻል ዘኽእለን ተክኖሎጂካዊ ምርምር ዘካይዳሉ ናይ ሓባር ስምምዕ ገይረን። ንክልተ መዓልታት ዝጸንሐ ኣብ ከተማ ናይሮቢ ዝተኻየደ ኣ [...]
1 271 272 273 274 275 365 2730 / 3650