Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 269 270 271 272 273 366 2710 / 3658
ፈረንሳ፣ ዋዕላ ወፍሪ ሱዳን ከተእንግድ ቅርብቲ ከምዘላ ገሊጻ

ፈረንሳ፣ ዋዕላ ወፍሪ ሱዳን ከተእንግድ ቅርብቲ ከምዘላ ገሊጻ

Radio Erena: 03 October 2019 ፈረንሳ፣ ቁጠባዊ ሱዳን ንምሕዋይ ዝሕግዝ ዋዕላ ወፍሪ ከተንእግድ ቅርብቲ ከምዘላ ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝገለጸ፣ ጎኒ ጎኒ'ቲ ኣብ ኒውዮርክ ዝተኻየደ [...]
ኣብ ጎንደር፣ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ብሄር ግጭት ኣስታት 20 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ

ኣብ ጎንደር፣ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ብሄር ግጭት ኣስታት 20 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ

Radio Erena: 02 October 2019 ኣብ ጎንደር፣ ከባቢ ጭልጋ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ብሄር ግጭት ብውሕዱ 20 ሰባት ከምዝተቐትሉ ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብቲ ቦታ ንዝርከቡ ናይ ዓይኒ መሰኻክር ብምውካስ ኣ [...]
መራሕቲ ኬንያን ሶማልን ኣብ ዘሰሓሕቦም ዘሎ ጉዳያት ዘትዮም

መራሕቲ ኬንያን ሶማልን ኣብ ዘሰሓሕቦም ዘሎ ጉዳያት ዘትዮም

Radio Erena: 02 October 2019 ፕረዚደንታት ኬንያን ሶማልን፣ ንክልቲኤን ሃገራት ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳያት ተመያይጦም። እቶም መራሕቲ፣ ጎኒ ጊኒ'ቲ ኣብ ኒውዮርክ ዝተኻየደ መበል 74 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃ [...]
ሑቲ፣ ምሩዃት ዝርከብዎም ኣስታት 300 እሱራት ብናጻ ኣፋንዩ

ሑቲ፣ ምሩዃት ዝርከብዎም ኣስታት 300 እሱራት ብናጻ ኣፋንዩ

Radio Erena: 02 October 2019 ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ምሩዃት ኵናት ዝርከብዎም ኣስታት 300 እሱራት ነጻ ከምዝፈነወ ኣፍሊጡ። እቶም እሱራት ብሰኑይ 30 መስከረም ዝተፈትሑ፣ ኣካል ናይቲ ኣብ 2018 ኣብ ስቶ [...]
ወዱ ንፕረዚደንትን ምክትል ፕረዚደንትን ኢኳቶርያል ጊኒ ዝውንነን 25 መጋየጺ መካይን ብጨረታ ብ34 ሚልዮን ዶላር  ተሸይጠን

ወዱ ንፕረዚደንትን ምክትል ፕረዚደንትን ኢኳቶርያል ጊኒ ዝውንነን 25 መጋየጺ መካይን ብጨረታ ብ34 ሚልዮን ዶላር ተሸይጠን

Radio Erena: 01 October 2019 ወዱ ንፕረዚደንት እኳቶርያል ጊኒን፣ምክትል ፕረዚደንት እታ ሃገርን፣ ቲዮዶር ኦቢያንግ ማንግ ዝውንነን 25 ናይ መጌጺ መካይን፣ ኣብ ስዊዘርላንድ ብጨረታ ተሸይጠን። ወዲ ፕረዚደን [...]
ሓደ ካብ እሙናት ዓጀብቲ ንጉስ ሳልማን ተቐቲሉ

ሓደ ካብ እሙናት ዓጀብቲ ንጉስ ሳልማን ተቐቲሉ

Radio Erena: 01 October 2019 ሓደ ካብ እሙናት ዓጀብቲ ንጉስ ሳልማን፣ ምዃኑ ዝተገልጸ ሜጀር ጀነራል ዓብደልዓዚል ኣል ፋግሃም ተቐቲሉ። ኣቐታትላ እቲ ሓደ ካብ ፍሉያት ኣባላት ሓለዋ ንጉስ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣካ [...]
ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ናይ ሽምግልና ተራ ክትጻወት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ

ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ናይ ሽምግልና ተራ ክትጻወት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ

Radio Erena: 29 September 2019 ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ናይ ሽምግልና ተራ ክትጻወት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ። ዋና ጸሓፊ’ቲ ውድብ ኣንቶንዮ ጉተረዝ፣ ምስ ፕረዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተራኸበሉ [...]
ሱዳን ምስ ሊብያን ማእከላይ ኣፍሪቃ ሪፖብሊክን ዘለዋ ዶብ ዓጽያ

ሱዳን ምስ ሊብያን ማእከላይ ኣፍሪቃ ሪፖብሊክን ዘለዋ ዶብ ዓጽያ

Radio Erena: 27 September 2019 ሱዳን ምስ ሊብያን ማእከላይ ኣፍሪቃ ሪፖብሊክን ዘለዋ ዶብ ሰበስልጣን ሓድሽ መንግስቲ ሱዳን ትማሊ 26 መስከረም ኣብ ዳርፉር ምስ ሓለፍቲ’ቲ ዞባ ድሕሪ ዘካየዱዎ ኣኼባ፣ ሱዳ [...]
ግብጺ:- ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ዝተሳተፉ ልዕሊ 1,100 ሰባት ተኣሲሮም

ግብጺ:- ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ዝተሳተፉ ልዕሊ 1,100 ሰባት ተኣሲሮም

Radio Erena: 26 September 2019 ንፕረዚደንት ኣል ሲሲ ካብ ስልጣኑ ክወርድ ዝጸወዐ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዝተኻየደሉ፣ ልዕሊ 1,100 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም ከምዘለዉ፣ ተጣበቕቲ መሰላት እታ ሃገር ገሊጾም። [...]
ደቡብ ሱዳን:- ስድራቤት ሳልቫ ኪር ብብልሽውና ይኽሰሱ

ደቡብ ሱዳን:- ስድራቤት ሳልቫ ኪር ብብልሽውና ይኽሰሱ

Radio Erena: 26 September 2019 ስድራቤት ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ኣብ ሓያሎ ባንክታትን ትካላት ነዳዲን ወነንቲ ብርኪ ብምዃን ገንዘብ ህዝቢ ይዘምቱ ኣለዉ፣ ተባሂሉ ንዝቐረበ ክሲ መንግስቲ እታ ሃገር ነጺጉዎ። ኣፈኛ [...]
1 269 270 271 272 273 366 2710 / 3658