Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 267 268 269 270 271 366 2690 / 3654
ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ ኣባላት ሰራዊት ክኾና ከምዝኽእላ ኣዊጃ

ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ ኣባላት ሰራዊት ክኾና ከምዝኽእላ ኣዊጃ

Radio Erena: 14 October 2019 ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ፣ ኣባላት ሰራዊት ክኾና ዝፈቅድ ሓድሽ ኣዋጅ ወጺኡ። እቲ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ዝወጸ፣ ደቂንስትዮ ወትሃደራት ክኾና ከምዝኽእላ ዝገልጽ ኣዋጅ፣ [...]
ሱዳን፣ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ተናዊሑ

ሱዳን፣ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ተናዊሑ

Radio Erena: 13 October 2019 ኣብ ሱዳን ጸኒዑ ዝጸንሐ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ንተወሳኺ ሰለስተ ኣዋርሕ ከምዝተናወሐ ተገሊጹ። መሰጋገሪ መንግስቲ’ታ ሃገር ብ10 ጥቅምቲ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቲ እዋን ህጹጽ ሓደ [...]
ኢትዮጵያ፣ ነፋሪት ኲናት ወዲቓ ብምሕምሻሻ፣ ክልተ ፓይለት ሞይቶም

ኢትዮጵያ፣ ነፋሪት ኲናት ወዲቓ ብምሕምሻሻ፣ ክልተ ፓይለት ሞይቶም

Radio Erena: 13 October 2019 ዋንነት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኾነት ናይ ውግእ ነፋሪት ወዲቓ ብምሕምሻሻ፣ ክልተ ኣብረርታ ከምዝሞቱ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ዘ ሪፖርተር ካብታ ሃገር ኣብ ዘመሓላለፎ ዜ [...]
ኣመሪካ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተወሰኽቲ 3 ሽሕ ወተሃደራት ከተዋፍር’ያ

ኣመሪካ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተወሰኽቲ 3 ሽሕ ወተሃደራት ከተዋፍር’ያ

Radio Erena: 13 October 2019 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ተወሰኽቲ 3 ሽሕ ወተሃደራት ከተዋፍር ሙዃና ተገሊጹ። ብዓርቢ 11 ጥቅምቲ ካብ ፐንታጎን ዝወጸ መግለጺ ከምዘመልክቶ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብ [...]
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ስልማት ናይ ሰላም ኖቤል ተዓዊቱ

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ስልማት ናይ ሰላም ኖቤል ተዓዊቱ

Radio Erena: 11 October 2019 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፣ ስልማት ናይ ሰላም ኖቤል 2019 ተዓዊቱ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ኣብ ሚያዝያ 2018 ኣብ ስልጣን ካብ ዝመጸሉ እዋን፣ ም [...]
መራሕቲ ሱዳን፣ ደቡብ ሱዳን፣ ሶማልያ፣ ኡጋንዳን ኬንያን ኣብ ምምራቕ “ፓርክ ሓድነት” ኢትዮጵያ ተሳቲፎም

መራሕቲ ሱዳን፣ ደቡብ ሱዳን፣ ሶማልያ፣ ኡጋንዳን ኬንያን ኣብ ምምራቕ “ፓርክ ሓድነት” ኢትዮጵያ ተሳቲፎም

Radio Erena: 11 October 2019 መራሕቲ ሱዳን፣ ድቡብ ሱዳን፣ ሶማልያ፣ ኡጋንዳን ኬንያን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ብዝገበረሎም ዕድመ መሰረት ኢትዮጵያ ኣትዮም። እቶም መራሕቲ፣ ብ10 ጥቅምቲ ኣብ ዝተኻየደ [...]
መንግስቲ ግብጺ፣ ኣንጻሩ ዝካየድ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ከምዘይጻወር ኣጠንቂቑ

መንግስቲ ግብጺ፣ ኣንጻሩ ዝካየድ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ከምዘይጻወር ኣጠንቂቑ

Radio Erena: 11 October 2019 መንግስቲ ግብጺ፣ ኣንጻሩ ዝካየድ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ከምዘይጻወር ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ሙስጠፋ ማድቡሊ ኣጠንቂቑ። ንሱ ኣብ ዘመሓላለፎ መጠንቀቕታ፣ ነታ ሃገር ንምሕማስ ዝ [...]
ሕቡራት ኢማራት፣ ኣብ ዓደን ዝጸንሐ ገለ ክፋል ሰራዊታ ስሒባ

ሕቡራት ኢማራት፣ ኣብ ዓደን ዝጸንሐ ገለ ክፋል ሰራዊታ ስሒባ

Radio Erena: 10 October 2019 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ የመን ከተማ ዓደን ዓስኪሩ ዝጸንሐ ገለ ክፋል ሰራዊታ ከምዝሰሓበት ተገሊጹ። ሮይተርስ ንናይ ዓይኒ መሰኻክር ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረቦ ዜና፣ ወትሃደራት ዝጸዓና [...]
ርዋንዳ፣ “ደቂንስትዮ ርኹሳት’የን” ኢሉ ዝሰበኸ ኣመሪካዊ ፓስተር ተሰጕጉ

ርዋንዳ፣ “ደቂንስትዮ ርኹሳት’የን” ኢሉ ዝሰበኸ ኣመሪካዊ ፓስተር ተሰጕጉ

Radio Erena: 10 October 2019 ኣብ ርዋንዳ፣ "ደቂንስትዮ ርኹሳት'የን" ኢሉ ዝሰበኸ ኣመሪካዊ ፓስተር ከምዝተሰጎገ፣ መንግስታዊ ማዕከን ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ግሬግ ስኮፍ ዝተባህለ ፓስተር፣ ብዝውንና፣ መንፈ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዘይሕጋዊ ጠበናጁ፣ ኣብ ጸጥታ እታ ሃገር ሻቕሎት ይፈጥር

ኢትዮጵያ፣ ዘይሕጋዊ ጠበናጁ፣ ኣብ ጸጥታ እታ ሃገር ሻቕሎት ይፈጥር

Radio Erena: 09 October 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ካብን ናብን ዝንቀሳቐስ ዘሎ ዘይሕጋዊ ኣጽዋር፣ ኣብ ጸጥታ እታ ሃገር ኣዝዩ ኣሻቓሊ ጉዳይ ኮይኑ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ሓድሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ስልጣን ካብ ዝመ [...]
1 267 268 269 270 271 366 2690 / 3654