Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 266 267 268 269 270 365 2680 / 3650
ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ንቀ/ር እስራኤል ናብ ኢትዮጵያ ክበጽሕ ዕድመ ኣቕሪብሉ

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ንቀ/ር እስራኤል ናብ ኢትዮጵያ ክበጽሕ ዕድመ ኣቕሪብሉ

Radio Erena: 17 October 2019 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ንቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ናብ ኢትዮጵያ ክበጽሕ ዕድመ ከምዘቕረበሉ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ሓቢሩ። ኣብይ ኣሕመድ ንናታ [...]
ኢትዮጵያ፣ ንከተማታት ኣዲስ ኣበባን ባህርዳርን ዘራኽብ መስመር ተዓጽዩ

ኢትዮጵያ፣ ንከተማታት ኣዲስ ኣበባን ባህርዳርን ዘራኽብ መስመር ተዓጽዩ

Radio Erena: 16 October 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ንከተማታት ኣዲስ ኣበባን ባህርዳርን ዘራኽብ ናይ መጓዓዝያ መስመራት፣ ብ15 ጥቅምቲ ተዓጽዩ ከምዝወዓለ ዝተፈላለዩ ወገናት ካብታ ሃገር ሓቢሮም። ምዕጽዋ እቲ መን [...]
ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ከባቢ ብዝተፈንጀረ ነታጕ 10 ፖሊስ ኬንያ ተቐቲሎም

ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ከባቢ ብዝተፈንጀረ ነታጕ 10 ፖሊስ ኬንያ ተቐቲሎም

Radio Erena: 16 October 2019 ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ምብራቓዊ ክፋል ኬንያ ኣብ ዝርከብ ዞባ ጋሪሳ፣ ነታጕ ብምጽዋድ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 10 ኣባላት ፖሊስ ኬንያ ከምዝተቐትሉ ጸብጻብ ፖሊስ እታ ሃገር ሓ [...]
መሰጋገሪ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ክቐውም ምዃኑ ተገሊጹ

መሰጋገሪ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ክቐውም ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 15 October 2019 ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ሚያርዲትን መራሒ ተቓወምቲ ሬክ ማቻርን ዝተሰማምዕሉ፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ኣብ 12 ሕዳር ክቐውም ትጽቢት ከምዘሎ ተገሊጹ። ቀጥታዊ ርክባቶም ብተደጋጋሚ ክሰ [...]
ኣብ ጂቡቲ ተዓጊቶም ዝጸንሑ 142 ኢትዮጵያን ናብ ዓዶም ተመሊሶም

ኣብ ጂቡቲ ተዓጊቶም ዝጸንሑ 142 ኢትዮጵያን ናብ ዓዶም ተመሊሶም

Radio Erena: 15 October 2019 ኣብ ጂቡቲ ተዓጊቶም ዝጸንሑ 142 ኢትዮጵያ ናብ ዓዶም ከምዝመለሰ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት (IOM)ኣፍሊጡ። እቶም ኢትዮጵያን፣ ቀይሕ ባሕሪ ብምቁራጽ ናብ ስዑዲ ዓረብ ንምእ [...]
ኢትዮጵያ፣ ምስ ጅቡቲ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ክልል ዓፈር ብዝተፈጸመ መጥቓዕቲ ብውሕዱ 16 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ምስ ጅቡቲ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ክልል ዓፈር ብዝተፈጸመ መጥቓዕቲ ብውሕዱ 16 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 15 October 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ምስ ጅቡቲ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ክልል ዓፈር ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 16 ሰባት ከምዝሞቱን ሓያሎ ከምዝቖሰሉን ተገሊጹ። እቲ ብቀዳም ንግሆ ዝተኻየደ መጥቃዕ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ ኣባላት ሰራዊት ክኾና ከምዝኽእላ ኣዊጃ

ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ ኣባላት ሰራዊት ክኾና ከምዝኽእላ ኣዊጃ

Radio Erena: 14 October 2019 ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ፣ ኣባላት ሰራዊት ክኾና ዝፈቅድ ሓድሽ ኣዋጅ ወጺኡ። እቲ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ዝወጸ፣ ደቂንስትዮ ወትሃደራት ክኾና ከምዝኽእላ ዝገልጽ ኣዋጅ፣ [...]
ሱዳን፣ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ተናዊሑ

ሱዳን፣ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ተናዊሑ

Radio Erena: 13 October 2019 ኣብ ሱዳን ጸኒዑ ዝጸንሐ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ንተወሳኺ ሰለስተ ኣዋርሕ ከምዝተናወሐ ተገሊጹ። መሰጋገሪ መንግስቲ’ታ ሃገር ብ10 ጥቅምቲ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቲ እዋን ህጹጽ ሓደ [...]
ኢትዮጵያ፣ ነፋሪት ኲናት ወዲቓ ብምሕምሻሻ፣ ክልተ ፓይለት ሞይቶም

ኢትዮጵያ፣ ነፋሪት ኲናት ወዲቓ ብምሕምሻሻ፣ ክልተ ፓይለት ሞይቶም

Radio Erena: 13 October 2019 ዋንነት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኾነት ናይ ውግእ ነፋሪት ወዲቓ ብምሕምሻሻ፣ ክልተ ኣብረርታ ከምዝሞቱ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ዘ ሪፖርተር ካብታ ሃገር ኣብ ዘመሓላለፎ ዜ [...]
ኣመሪካ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተወሰኽቲ 3 ሽሕ ወተሃደራት ከተዋፍር’ያ

ኣመሪካ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተወሰኽቲ 3 ሽሕ ወተሃደራት ከተዋፍር’ያ

Radio Erena: 13 October 2019 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ተወሰኽቲ 3 ሽሕ ወተሃደራት ከተዋፍር ሙዃና ተገሊጹ። ብዓርቢ 11 ጥቅምቲ ካብ ፐንታጎን ዝወጸ መግለጺ ከምዘመልክቶ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብ [...]
1 266 267 268 269 270 365 2680 / 3650