Category: ኣህጉራዊ ዜና
ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ሰላም ክሳተፍ ብፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ዕድመ ቀሪብሉ
Radio Erena: 05 November 2019
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ዝመጽእ ሰሙን ካብ 11 ክሳብ 13 ሕዳር ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ሰላም ክሳተፍ ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ዕድመ ከምዘቕረበሉ ቤት መንግስቲ [...]
ሱዳን፣ ልዕሊ 4 ሽሕ ወትሃደራታ ኣብ የመን ተቐቲሎም ንዝብል ሓበሬታ ነጺጋቶ
Radio Erena: 05 November 2019
ሱዳን፣ ኣብ የመን ተዋፊሩ ካብ ዘሎ ሰራዊታ፣ ልዕሊ 4 ሽሕ ወትሃደራት ተቐቲሎም ንዝብል ሓበሬታ ነጺጋቶ።
ኣፈኛ ሰራዊት ሱዳን ብርጋደር ጀነራል ዓምር ኣል ሓሰን ኣብ ዝሃቦ ጋ [...]
ጅቡቲ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት ንክልተ መዓልታት ዝተኻየደ ተቓውሞ፣ ዳግም ክግሃሃር ከምዝኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 04 November 2019
ኣብ ጅቡቲ፣ ኣንጻር'ቲ ብፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ ዝምራሕ መንግስቲ ዝተኻየደ ተቓውሞን ናዕብን፣ ዳግም ክጎሃሃር ከምዝኽእል ተቓወምቲ ውድባት ካብ ፓሪስ ሓቢሮም።
እቲ ኣ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ታሪኻ ንመጀመርያ እዋን ስፖርታዊ ቅልስ ደቂንስትዮ ኣአንጊዳ
Radio Erena: 04 November 2019
ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ታሪኽ እታ ሃገር ናይ መጀመርያ ዝኾነ፣ ስፖርታዊ ቅልስ ደቂንስትዮ- women's wrestling ተኻይዱ።
ኣብቲ ብ31 ጥቅምቲ፣ ኣብ ሪያድ ዝተኻየደ ስ [...]
ኢትዮጵያ፣ ምስ ዓሌታዊ ግጭት ብዝተሓሓዝ 409 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም
Radio Erena: 03 November 2019
ኣብ ኢትዮጵያ ምስቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ ግርጭት ብዝተኣሳሰረ ልዕሊ 400 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም ከምዘለዉ ተገሊጹ።
እቲ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ንምቅዋም ጀሚሩ ናብ ዓ [...]
‘’ኣብ የመን ልዕሊ 4 ሽሕ ሱዳናውያን ወተሃደራት ተቐቲሎም’’ ኣል ሑቲ
Radio Erena: 03 November 2019
ኲናት የመን ካብ ዝጅምር ልዕሊ 4 ሽሕ ሱዳናውያን ተቐቲሎም ከምዘለዉ፣ ኣል ሑቲ ገሊጹ።
ወሃብ ቃል ኣልሑቲ የሕያ ሳሪያ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ብስዑዲ ዓረብ ዝድገፍ ልፍንቲ ሃገራት ዓ [...]
መራሒ ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳን፣ ምቛም ናይ ልፍንቲ መንግስቲ ክናዋሕ ጸዊዑ
Radio Erena: 01 November 2019
መራሒ ተቓዋሚ ደቡብ ሱዳን ሬክ ማቻር፣ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ኣብ ስምምዕ ሰላም ንዘርእዮ ዘሎ ምድንጓያት ብምንቃፍ ምቓም ናይ ልፍንቲ መንግስቲ ካብቲ ዝተመደበሉ ዕለት ብ ሽዱሽተ [...]
ኖርወይ፣ ደቂንስትዮ ክነብርኣ ዝመችአት ሃገር ተባሂላ
Radio Erena: 01 November 2019
ኖርወይ፣ ደቂንስትዮ ክነብርኣ ቀዳመይቲ ሃገር ተባሂላ።
ኣብ ጉዳይ ድሕነት፣ መሰልን ዋንነት ሕሳብ ባንክን ደቂንስትዮ ኣብ ግምት ብምእታው ኣብ 167 ሃገራት ዝ [...]
“ሩስያ፣ ካብ ኣጽዋር ንላዕሊ፣ መግቢ’ያ ናብ ኣፍሪቃ ትልእኽ” ፕረዚደንት ፑቲን
Radio Erena: 31 October 2019
ሩስያ፣ ናብ ኣፍሪቃ ብሰደድ ካብ እትልእኮ ነገራት፣ መግቢ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ከምዝስራዕ ፕረዚደንት እታ ሃገር ቭላድሚር ፑቲን ገሊጹ።
ንሱ ብዝሃቦ መግለጺመሰረት፣ ሩስያ ኣብዚ እዋን' [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ድሕነት ዜጋታት ኣብ ምውሓስ ግቡእ ክገብር መራሕቲ ሃይማኖት ጸዊዖም
Radio Erena: 31 October 2019
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ድሕነት ዜጋታት ኣብ ምውሓስ ግቡኡ ክገብር ሸውዓተ መራሕቲ ሃይማኖት እታ ሃገር ጸዊዖም።
ንሳቶም ነዚ ዝጸውዑ፣ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ክልል ኦሮሞ ድሕሪ ዝተጎሃሃረ [...]