Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 264 265 266 267 268 361 2660 / 3601
ሱዳን ምስ ሊብያን ማእከላይ ኣፍሪቃ ሪፖብሊክን ዘለዋ ዶብ ዓጽያ

ሱዳን ምስ ሊብያን ማእከላይ ኣፍሪቃ ሪፖብሊክን ዘለዋ ዶብ ዓጽያ

Radio Erena: 27 September 2019 ሱዳን ምስ ሊብያን ማእከላይ ኣፍሪቃ ሪፖብሊክን ዘለዋ ዶብ ሰበስልጣን ሓድሽ መንግስቲ ሱዳን ትማሊ 26 መስከረም ኣብ ዳርፉር ምስ ሓለፍቲ’ቲ ዞባ ድሕሪ ዘካየዱዎ ኣኼባ፣ ሱዳ [...]
ግብጺ:- ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ዝተሳተፉ ልዕሊ 1,100 ሰባት ተኣሲሮም

ግብጺ:- ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ዝተሳተፉ ልዕሊ 1,100 ሰባት ተኣሲሮም

Radio Erena: 26 September 2019 ንፕረዚደንት ኣል ሲሲ ካብ ስልጣኑ ክወርድ ዝጸወዐ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዝተኻየደሉ፣ ልዕሊ 1,100 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም ከምዘለዉ፣ ተጣበቕቲ መሰላት እታ ሃገር ገሊጾም። [...]
ደቡብ ሱዳን:- ስድራቤት ሳልቫ ኪር ብብልሽውና ይኽሰሱ

ደቡብ ሱዳን:- ስድራቤት ሳልቫ ኪር ብብልሽውና ይኽሰሱ

Radio Erena: 26 September 2019 ስድራቤት ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ኣብ ሓያሎ ባንክታትን ትካላት ነዳዲን ወነንቲ ብርኪ ብምዃን ገንዘብ ህዝቢ ይዘምቱ ኣለዉ፣ ተባሂሉ ንዝቐረበ ክሲ መንግስቲ እታ ሃገር ነጺጉዎ። ኣፈኛ [...]
ምብራቕ ኣፍሪቃ፣  27 ሚልዮን ህዝቢ ውሕስነት መግቢ የብሉን

ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ 27 ሚልዮን ህዝቢ ውሕስነት መግቢ የብሉን

Radio Erena: 25 September 2019 ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ዝርከባ ሸውዓተ ሃገራት ዝነብር 27 ሚልዮን ህዝቢ፣ ውሕስነት መግቢ ከምዘይብሉ መንግስታት በዓል ስልጣን ንምዕባለ (IGAD) ገሊጹ። እዚ ብዝሒ'ዚ፣ [...]
8 ሚልዮን ዶላር ሎተሪ ዝተዓወተ ኢትዮጵያዊ-ካናዳዊ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተቐቲሉ

8 ሚልዮን ዶላር ሎተሪ ዝተዓወተ ኢትዮጵያዊ-ካናዳዊ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተቐቲሉ

Radio Erena: 25 September 2019 ቅድሚ ክልተ ዓመታት፣ 8 ሚልዮን ዶላር ኣመሪካ ዝተዓወተ ኢትዮጵያዊ-ካናዳዊ፣ ናብ መበቆል ሃገሩ ኣብ ዝበጽሓሉ እዋን ተቐቲሉ። መርበባት ሓበሬታ ካናዳ ብዝዘርግሐኦ ዜና መሰረ [...]
ቱርኪን ቀጠርን፣ ኣብ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዘተኮረ ዘተ ኣካይደን

ቱርኪን ቀጠርን፣ ኣብ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዘተኮረ ዘተ ኣካይደን

Radio Erena: 24 September 2019 ቱርኪን ቀጠርን ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ዘለወን መደባት ብምትኳር ዘትየን። ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ቱርኪ ጀነራል ያሲርር ጉለር ምስ ቀጠራዊ ሚኒስተር ምክልኻል ካልድ መሓመ [...]
ኬንያ፣ ቤት ትምህርቲ ብምፍራሱ ሸውዓተ ተማሃሮ ሞይቶም

ኬንያ፣ ቤት ትምህርቲ ብምፍራሱ ሸውዓተ ተማሃሮ ሞይቶም

Radio Erena: 24 September 2019 ኣብ ኬንያ ከተማ ናይሮቢ ዝርከብ ናይ መባእታ ቤት ትምህርቲ ብምፍራሱ ሸውዓተ ተማሃሮ ክሞቱ እንከለዉ ልዕሊ 50 ቆሲሎም። እቲ ካብ ዕንጨት ዝተሰርሐ ቤት ትምህርቲ ዝፈርሰ፣ [...]
ሕ/ኢማራት፣ ኣብ ሶማሊላንድ ዝነበራ መደብ ምህናጽ ወትሃደራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ተሰሪዙ

ሕ/ኢማራት፣ ኣብ ሶማሊላንድ ዝነበራ መደብ ምህናጽ ወትሃደራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ተሰሪዙ

Radio Erena: 23 September 2019 ሕቡራት ኢማራት፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ዝነበራ መደብ ምህናጽ ወትሃደራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዝተሰረዘ ፕረዚደንት ናይታ ርእሰ ምምሕዳር ሙሰ ቢሒ ገሊጹ። ንሱ ዝሓለፈ [...]
“ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ብዋጋ ህይወት ግብጻውያን ክኸውን የብሉን።”ሚ/ጉ/ወጻኢ ግብጺ

“ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ብዋጋ ህይወት ግብጻውያን ክኸውን የብሉን።”ሚ/ጉ/ወጻኢ ግብጺ

Radio Erena: 23 September 2019 ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ብዋጋ ህይወት ዜጋታት ግብጺ ክኸውን የብሉን ክብል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ፣ ሳምሕ ሹኩሪ ገሊጹ። ንሱ፣ ምስ ኣል ሞኒተር ኣብ ዝገበሮ ቃለ [...]
ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ወተሃደራዊ ዝምድናአን ከሐዪላ ተሳማሚዐን

ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ወተሃደራዊ ዝምድናአን ከሐዪላ ተሳማሚዐን

Radio Erena: 22 September 2019 ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ንዝጸንሐን ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ብዝለዓለ መልክዑ ክቕጽሎኦ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ። ማዕከናት ዜና ኣቡ ዳቢ ብዝህቦኦ ዘለዋ ሓበሬታ መሰረት፣ እቲ [...]
1 264 265 266 267 268 361 2660 / 3601