Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 261 262 263 264 265 364 2630 / 3639
ኣልበሽር፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክርከብ ጻውዒት ቀሪቡ

ኣልበሽር፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክርከብ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 10 November 2019 ፕረዚደንት ሱዳን ነበር ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክርከብ ጻውዒት ቀሪቡ። ኣብ እዋን ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ዝዓበየ ተራ ዝተጻወተ ሓይሊ ንናጽነትን ለ [...]
ኣል ሑቲ ኣብ ዘካየዶ ደብዳብ ሚሳይል፣ 8 ሰባት ሞይቶም

ኣል ሑቲ ኣብ ዘካየዶ ደብዳብ ሚሳይል፣ 8 ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 10 November 2019 ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ወደባዊት ከተማ ኣልማኻ ብዘካየዶ ናይ ሚሳይል ደብዳብ፣ ብዉሑዱ ሸሞንተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣፍሊጡ። ወሃብ ቃል ኣልሑቲ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ በቲ ደብዳብ ሓ [...]
ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣንጸላልዩ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ሓባራዊ ዕማም ከምዘድልዮ ውድብ መግብን ሕርሻን ኣዘኻኺሩ

ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣንጸላልዩ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ሓባራዊ ዕማም ከምዘድልዮ ውድብ መግብን ሕርሻን ኣዘኻኺሩ

Radio Erena: 08 November 2019 ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ሃገራት ቀይሕ ባሕርን ኣንጸላልዩ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት፣ ሓባራዊ ጻዕሪ ከምዘድልዮ ውድብ መግብን ሕርሻን ኣዘኻኽሩ። እቲ ውድብ ብ4 [...]
ኣብዘን ዝሓለፋ 3 ኣዋርሕ 90 ሽሕ ዜጋታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ የመን ተሰዲዶም

ኣብዘን ዝሓለፋ 3 ኣዋርሕ 90 ሽሕ ዜጋታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ የመን ተሰዲዶም

Radio Erena: 08 November 2019 ካብ ፈለማ ወርሒ ሚያዝያ ናይዚ ዓመት'ዚ፣ ኣስታት 90 000 ስደተኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ቀይሕ ባሕሪ ሰጊሮም ናብ የመን ከም ዝኣተዉ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት (IOM) [...]
ኢትዮጵያ፣ ግብጺ ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ ዲጋ ተሃድሶ ዝጸንሐን ዘይምርድዳእ ክሳብ 15 ጥሪ 2020 ክፈትሓ ብመንገዲ ምምሕዳር ትራምፕ ኣብ ስምምዕ በጺሐን

ኢትዮጵያ፣ ግብጺ ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ ዲጋ ተሃድሶ ዝጸንሐን ዘይምርድዳእ ክሳብ 15 ጥሪ 2020 ክፈትሓ ብመንገዲ ምምሕዳር ትራምፕ ኣብ ስምምዕ በጺሐን

Radio Erena: 08 November 2019 ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ዲጋ ተሃድሶ ዝጸንሐን ዘይምርድዳእ፣ ኣብዚ ዝመጽእ ዘሎ ክልተ ኣዋርሕ ከፈትሐኦ፣ ብመንገዲ ምምሕዳር ትራም ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሓ ኣፍሊጠን። [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዓመትን መንፈቕን ልዕሊ 30 ኣብያተ ክርስትያን ተቓጺለን

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዓመትን መንፈቕን ልዕሊ 30 ኣብያተ ክርስትያን ተቓጺለን

Radio Erena: 07 November 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ስልጣን ካብ ዝመጸሉ ክሳብ እውዚ እዋን'ዚ ልዕሊ 30 ኣብያተ ክርስትያን ከምዝተቓጸላ ማዕከን ዜና CBN ገሊጹ። መብዛሕተን እተን [...]
ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ናብ ጅቡቲን ሶማልን ይበጽሕ

ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ናብ ጅቡቲን ሶማልን ይበጽሕ

Radio Erena: 06 November 2019 ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ጀነራል ስቴፈን ታውንሰንድ ናብ ጅቡቲን ሶማልን ዑደት ኣካይዱ። እቲ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ መራሒ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ናብዘን ሃገራት ዑደት [...]
ቀጠርን ቱርኪን ዝምድንአን ናብ ዝልዓለ ጥርዙ ንምብራኽ ተሰማሚዐን

ቀጠርን ቱርኪን ዝምድንአን ናብ ዝልዓለ ጥርዙ ንምብራኽ ተሰማሚዐን

Radio Erena: 06 November 2019 ቱርኪን ቀጠርን፣ ዝጸንሕን ዝምድና ናብ ዝልዓለ ጥርዙ ንምብራኹ ከምዝተሰማምዓ ሚኒስተሪ ጉዳያት ወጻኢ ቀጠር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ስምምዕ ዝተበጽሐ፣ ትማሊ ሰሉስ [...]
ደሴት ሰኮትራ ናይ የመን፣ ኣንጻር ምትእትታው ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ደሴት ሰኮትራ ናይ የመን፣ ኣንጻር ምትእትታው ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 05 November 2019 ኣብ ደሴት ሰኮትራ ናይ የመን፣ ኣንጻር ምትእትታው ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ምክያዱ ማዕከናት ዜና ካብታ ደሴት ሓቢረን። ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ ሰልፊ [...]
ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ሰላም ክሳተፍ ብፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ዕድመ ቀሪብሉ

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ሰላም ክሳተፍ ብፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ዕድመ ቀሪብሉ

Radio Erena: 05 November 2019 ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ዝመጽእ ሰሙን ካብ 11 ክሳብ 13 ሕዳር ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ሰላም ክሳተፍ ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ዕድመ ከምዘቕረበሉ ቤት መንግስቲ [...]
1 261 262 263 264 265 364 2630 / 3639