Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 260 261 262 263 264 366 2620 / 3656
ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝሓዘን ሰለስተ ጀላቡን 16 ኣባላተንን ብናጻ ኣፋንዩ

ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝሓዘን ሰለስተ ጀላቡን 16 ኣባላተንን ብናጻ ኣፋንዩ

Radio Erena: 26 November 2019 ሑቲ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝሓዘን ሓንቲ ዋንነት ደቡብ ኮርያ እትርከበን ስለስተ ጀላቡን 16 ኣባላተንን ናጻ ከምዘፋነወን ኣፍሊጡ። ንዝበዝሐ ክፋል የመንን ገማግም [...]
ዚምባብዌ፣ 10 ዓበይቲ ጎደናታትን ህንጻታትን ብስም መራሒ እታ ሃገር ክጽውዑ’ዮም

ዚምባብዌ፣ 10 ዓበይቲ ጎደናታትን ህንጻታትን ብስም መራሒ እታ ሃገር ክጽውዑ’ዮም

Radio Erena: 25 November 2019 ኣብ ዚምባብዌ፣ ብውሕዱ 10 ዓበይቲ ጎደናትትን ህንጻታትን ብስም'ቲ ንሮበርት ሙጋበ ዝተኸአ ፕረዚደንት ኤመርሰን ምናንጋዋ ክጽውዑ'ዮም። ካቢነ ሚኒስተራት እታ ሃገር ብ22 ሕዳ [...]
ከተማ ጁባ፣ ንመጀመሪያ እዋና ሓይሊ ኤለክትሪክ ረኺባ

ከተማ ጁባ፣ ንመጀመሪያ እዋና ሓይሊ ኤለክትሪክ ረኺባ

Radio Erena: 24 November 2019 ርእሰ ከተማ ደቡብ ሱዳን ጁባ፣ ንመጀመሪያ እዋና ሓይሊ ኤለክትሪክ ረኺባ። ኣብቲ ብዕለት 22 ሕዳር ዝተኻየደ ናይ ጽምብል ስነስርዓት፣ ፕረዚደንት ሳልቫኪር ኣብ ዘስመዖ መደረ፣ ኲናት ብ [...]
ዞባ ሲዳማ መበል ዓስረይቲ ፈደራላዊት መንግስቲ ኮይና ክትቀውም እያ

ዞባ ሲዳማ መበል ዓስረይቲ ፈደራላዊት መንግስቲ ኮይና ክትቀውም እያ

Radio Erena: 24 November 2019 ዞባ ሲዳማ መበል ዓስረይቲ ፈደራላዊት መንግስቲ ኮይና ክትቀውም እያ። ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብዕለት 23 ሕዳር ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ ናይቲ ብዕለት 20 ዝተኻየደ ረፈረንዱም ኣ [...]
ምብራቕ ሱዳን፣ ብሰንኪ ቀቢላዊ ግጭት ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም

ምብራቕ ሱዳን፣ ብሰንኪ ቀቢላዊ ግጭት ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 21 November 2019 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ፖርት ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ቀቢላታት ቤን ዓሚርን ሃዳንደዋን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ ሰለስተ ሰባት ክሞቱ ከለዉ 24 ድማ ከም ዝቖሰሉ ማሕበር ሓካይም እታ ሃገር ገሊ [...]
ሕቡራት ኢማራትን ኢትዮጵያን ወትሃደራዊ ስምምዕ ከቲመን

ሕቡራት ኢማራትን ኢትዮጵያን ወትሃደራዊ ስምምዕ ከቲመን

Radio Erena: 21 November 2019 ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኢትዮጵያን ወትሃደራዊ ስምምዕ ክገብራ ዘኽእለን መዘክር ከምዝኸተማ ኣገልግሎት ዜና ኢማራት ሓቢሩ። ነቲ ስምምዕ ብ19 ሕዳር ኣብ ዱባይ ዝኸተሙ፣ ብወገን ኢትዮ [...]
ቀይሕ ባሕሪ፣ መራኽብ እትስሕብ ጃልባ ስዑዲ ዓረብ ብዕጡቓት ሑቲ ምትሓዛ ተገሊጹ

ቀይሕ ባሕሪ፣ መራኽብ እትስሕብ ጃልባ ስዑዲ ዓረብ ብዕጡቓት ሑቲ ምትሓዛ ተገሊጹ

Radio Erena: 20 November 2019 መራኽብ እትስሕብ ጃልባ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብጡቓት ሑቲ ከምዝተታሕዘት ንግስነት ስዕዲ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እታ ጃልባ፣ ዋንነት ደቡብ ኮርያ ዝኾነ፣ ኣብ [...]
“ሱዳን ካብ መዝገብ ሽብራ ክትስረዝ እንተኾይና፣ ቅድመ ኩነት ዘለዎ መስርሕ’ዩ”  ቲቦር ናዢ

“ሱዳን ካብ መዝገብ ሽብራ ክትስረዝ እንተኾይና፣ ቅድመ ኩነት ዘለዎ መስርሕ’ዩ” ቲቦር ናዢ

Radio Erena: 19 November 2019 "ሱዳን፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ከም መባእስቲ ኣይንሪኣን ኢና" ክብል ተሓጋጋዚ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ቲቦር ናዢ ንሮይተርስ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ገሊጹ። ንሱ ብተወሳ [...]
ሶማል፣ ምስ ሩስያ ዝምድንኣ ከተሐይል ከምእትደሊ ገሊጻ

ሶማል፣ ምስ ሩስያ ዝምድንኣ ከተሐይል ከምእትደሊ ገሊጻ

Radio Erena: 19 November 2019 ሶማል ምስ ሩስያ ዝምድንኣ ከተሐይል ከምእትደሊ ገሊጻ። እታ ሃገር ነዚ ዝገለጸት ቀዳማይ ሚኒስተር ሓሰን ዓሊ ኻይረ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሰርጌ ላቭሮቭ፣ ኣብ ፓሪስ ተራ [...]
ብራስለስ፣ ኣብ ቀጽሪ ኤምባሲ ጂቡቲ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት ገለ ዝቐንዐ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ተኻይዱ

ብራስለስ፣ ኣብ ቀጽሪ ኤምባሲ ጂቡቲ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት ገለ ዝቐንዐ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 18 November 2019 ኣብ ቤልጁም ዝርከቡ ዜጋታት ጂቡቲ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ ዝቐንዐ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም 10ታት ዝኾኑ ሰልፈኛታት፣ ኣብ ከተማ ብራስለስ ኣብ ዝ [...]
1 260 261 262 263 264 366 2620 / 3656