Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 258 259 260 261 262 364 2600 / 3639
ጂቡቲ፣ ንሳልስቲ ብዝወረደ ሓያል ዝናብ ሓደ ስድሲት (1/6) ካብ ብዝሒ ህዝቢ እታ ሃገር ካብ መነባብርኡ ተመዛቢሉ

ጂቡቲ፣ ንሳልስቲ ብዝወረደ ሓያል ዝናብ ሓደ ስድሲት (1/6) ካብ ብዝሒ ህዝቢ እታ ሃገር ካብ መነባብርኡ ተመዛቢሉ

Radio Erena: 28 November 2019 ኣብ ጂቡቲ፣ ካብ 21 ክሳብ 24 ሕዳር ኣብ ዝወረደ ሓያል፣ ዝናብ ልዕሊ 150 ሽሕ ዜጋታት እታ ሃገር ካብ መነባብርኦም ከምዝተመዛበሉ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። በቲ ኣስታት 40 ሽሕ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብውሕዱ ኣብ 25  ዩኒቨርሲታት ናይ ብሄር ግጭታት ምጕህሃሩ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ብውሕዱ ኣብ 25 ዩኒቨርሲታት ናይ ብሄር ግጭታት ምጕህሃሩ ተገሊጹ

Radio Erena: 27 November 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ካብ ዝርከባ 45 ዩኒቨርስታት፣ ኣብተን ኣስታት 25 ናይ ብሄር ግጭታት ምኽሳቱ ሚኒስተር ሳይንስን ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርትን ፕሮፌሰር ሂሩት ወልደማርያም ገሊጻ። [...]
ሱዳን፣ 60 ሓለፍትን መኮንናትን ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ካብ መዝነቶም ተሰጕጎም

ሱዳን፣ 60 ሓለፍትን መኮንናትን ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ካብ መዝነቶም ተሰጕጎም

Radio Erena: 26 November 2019 ኣቦ መንበር ሉኡላኣዊ ባይቶ ሱዳን፣ ጀነራልዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ልዕሊ 60 ላዕለዎት ሓለፍትን መኮንናትን ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ካብ መዝነቶም ከምዝሰጎገ ተሓቢሩ። ላዕ [...]
ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝሓዘን ሰለስተ ጀላቡን 16 ኣባላተንን ብናጻ ኣፋንዩ

ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝሓዘን ሰለስተ ጀላቡን 16 ኣባላተንን ብናጻ ኣፋንዩ

Radio Erena: 26 November 2019 ሑቲ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝሓዘን ሓንቲ ዋንነት ደቡብ ኮርያ እትርከበን ስለስተ ጀላቡን 16 ኣባላተንን ናጻ ከምዘፋነወን ኣፍሊጡ። ንዝበዝሐ ክፋል የመንን ገማግም [...]
ዚምባብዌ፣ 10 ዓበይቲ ጎደናታትን ህንጻታትን ብስም መራሒ እታ ሃገር ክጽውዑ’ዮም

ዚምባብዌ፣ 10 ዓበይቲ ጎደናታትን ህንጻታትን ብስም መራሒ እታ ሃገር ክጽውዑ’ዮም

Radio Erena: 25 November 2019 ኣብ ዚምባብዌ፣ ብውሕዱ 10 ዓበይቲ ጎደናትትን ህንጻታትን ብስም'ቲ ንሮበርት ሙጋበ ዝተኸአ ፕረዚደንት ኤመርሰን ምናንጋዋ ክጽውዑ'ዮም። ካቢነ ሚኒስተራት እታ ሃገር ብ22 ሕዳ [...]
ከተማ ጁባ፣ ንመጀመሪያ እዋና ሓይሊ ኤለክትሪክ ረኺባ

ከተማ ጁባ፣ ንመጀመሪያ እዋና ሓይሊ ኤለክትሪክ ረኺባ

Radio Erena: 24 November 2019 ርእሰ ከተማ ደቡብ ሱዳን ጁባ፣ ንመጀመሪያ እዋና ሓይሊ ኤለክትሪክ ረኺባ። ኣብቲ ብዕለት 22 ሕዳር ዝተኻየደ ናይ ጽምብል ስነስርዓት፣ ፕረዚደንት ሳልቫኪር ኣብ ዘስመዖ መደረ፣ ኲናት ብ [...]
ዞባ ሲዳማ መበል ዓስረይቲ ፈደራላዊት መንግስቲ ኮይና ክትቀውም እያ

ዞባ ሲዳማ መበል ዓስረይቲ ፈደራላዊት መንግስቲ ኮይና ክትቀውም እያ

Radio Erena: 24 November 2019 ዞባ ሲዳማ መበል ዓስረይቲ ፈደራላዊት መንግስቲ ኮይና ክትቀውም እያ። ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብዕለት 23 ሕዳር ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ ናይቲ ብዕለት 20 ዝተኻየደ ረፈረንዱም ኣ [...]
ምብራቕ ሱዳን፣ ብሰንኪ ቀቢላዊ ግጭት ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም

ምብራቕ ሱዳን፣ ብሰንኪ ቀቢላዊ ግጭት ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 21 November 2019 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ፖርት ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ቀቢላታት ቤን ዓሚርን ሃዳንደዋን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ ሰለስተ ሰባት ክሞቱ ከለዉ 24 ድማ ከም ዝቖሰሉ ማሕበር ሓካይም እታ ሃገር ገሊ [...]
ሕቡራት ኢማራትን ኢትዮጵያን ወትሃደራዊ ስምምዕ ከቲመን

ሕቡራት ኢማራትን ኢትዮጵያን ወትሃደራዊ ስምምዕ ከቲመን

Radio Erena: 21 November 2019 ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኢትዮጵያን ወትሃደራዊ ስምምዕ ክገብራ ዘኽእለን መዘክር ከምዝኸተማ ኣገልግሎት ዜና ኢማራት ሓቢሩ። ነቲ ስምምዕ ብ19 ሕዳር ኣብ ዱባይ ዝኸተሙ፣ ብወገን ኢትዮ [...]
ቀይሕ ባሕሪ፣ መራኽብ እትስሕብ ጃልባ ስዑዲ ዓረብ ብዕጡቓት ሑቲ ምትሓዛ ተገሊጹ

ቀይሕ ባሕሪ፣ መራኽብ እትስሕብ ጃልባ ስዑዲ ዓረብ ብዕጡቓት ሑቲ ምትሓዛ ተገሊጹ

Radio Erena: 20 November 2019 መራኽብ እትስሕብ ጃልባ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብጡቓት ሑቲ ከምዝተታሕዘት ንግስነት ስዕዲ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እታ ጃልባ፣ ዋንነት ደቡብ ኮርያ ዝኾነ፣ ኣብ [...]
1 258 259 260 261 262 364 2600 / 3639