Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 259 260 261 262 263 366 2610 / 3652
ሕ/መ/ኣ ኣብ ሶማል ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈትሪ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ

ሕ/መ/ኣ ኣብ ሶማል ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈትሪ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ

Radio Erena: 01 December 2019 ኣመሪካ ንጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ንምጥቃዕ ኣብ ሶማል ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካዪዳ። እቲ ኣብ ከባቢታት ጂሊብ ዝተኻየደ ደብዳብ፣ ብሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ዝተኻየደ ክኸውን እንከሎ፣ ንዘውረ [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ሓንቲ ቤት ትምህርቲ ዝተላብዐ እንታይነቱ ዘይተፈልጠ ሕማም፣ ኣስታት 30 ተማሃሮ ኣጥቂዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ሓንቲ ቤት ትምህርቲ ዝተላብዐ እንታይነቱ ዘይተፈልጠ ሕማም፣ ኣስታት 30 ተማሃሮ ኣጥቂዑ

Radio Erena: 28 November 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ እትርከብ ሓንቲ ቤት ትምህርቲ ብዝተራእየ፣ ዛጊት እንታይነቱ ዘይተፈልጠ ተላባዒ ሕማም፣ ኣስታት 40 ተማሃሮ ናብ ህጹጽ ሕክምና ከምዝተወስዱ ማዕከ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ክትወስዶ ብዛዕባ እትኽል ወሳኔ ትመክር ኣላ

ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ክትወስዶ ብዛዕባ እትኽል ወሳኔ ትመክር ኣላ

Radio Erena: 28 November 2019 ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ክትውስዶ ብዛዕባ ትኽእል ውሳኔ ትመክር ምህላዋ ዲፕሎማሰኛታት ሓቢሮም። እታ ሃገር፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝርከብ ኣምባሳደራ፣ ናብ ዋሽንግተን ድሕሪ ም [...]
ጂቡቲ፣ ንሳልስቲ ብዝወረደ ሓያል ዝናብ ሓደ ስድሲት (1/6) ካብ ብዝሒ ህዝቢ እታ ሃገር ካብ መነባብርኡ ተመዛቢሉ

ጂቡቲ፣ ንሳልስቲ ብዝወረደ ሓያል ዝናብ ሓደ ስድሲት (1/6) ካብ ብዝሒ ህዝቢ እታ ሃገር ካብ መነባብርኡ ተመዛቢሉ

Radio Erena: 28 November 2019 ኣብ ጂቡቲ፣ ካብ 21 ክሳብ 24 ሕዳር ኣብ ዝወረደ ሓያል፣ ዝናብ ልዕሊ 150 ሽሕ ዜጋታት እታ ሃገር ካብ መነባብርኦም ከምዝተመዛበሉ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። በቲ ኣስታት 40 ሽሕ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብውሕዱ ኣብ 25  ዩኒቨርሲታት ናይ ብሄር ግጭታት ምጕህሃሩ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ብውሕዱ ኣብ 25 ዩኒቨርሲታት ናይ ብሄር ግጭታት ምጕህሃሩ ተገሊጹ

Radio Erena: 27 November 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ካብ ዝርከባ 45 ዩኒቨርስታት፣ ኣብተን ኣስታት 25 ናይ ብሄር ግጭታት ምኽሳቱ ሚኒስተር ሳይንስን ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርትን ፕሮፌሰር ሂሩት ወልደማርያም ገሊጻ። [...]
ሱዳን፣ 60 ሓለፍትን መኮንናትን ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ካብ መዝነቶም ተሰጕጎም

ሱዳን፣ 60 ሓለፍትን መኮንናትን ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ካብ መዝነቶም ተሰጕጎም

Radio Erena: 26 November 2019 ኣቦ መንበር ሉኡላኣዊ ባይቶ ሱዳን፣ ጀነራልዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ልዕሊ 60 ላዕለዎት ሓለፍትን መኮንናትን ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ካብ መዝነቶም ከምዝሰጎገ ተሓቢሩ። ላዕ [...]
ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝሓዘን ሰለስተ ጀላቡን 16 ኣባላተንን ብናጻ ኣፋንዩ

ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝሓዘን ሰለስተ ጀላቡን 16 ኣባላተንን ብናጻ ኣፋንዩ

Radio Erena: 26 November 2019 ሑቲ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝሓዘን ሓንቲ ዋንነት ደቡብ ኮርያ እትርከበን ስለስተ ጀላቡን 16 ኣባላተንን ናጻ ከምዘፋነወን ኣፍሊጡ። ንዝበዝሐ ክፋል የመንን ገማግም [...]
ዚምባብዌ፣ 10 ዓበይቲ ጎደናታትን ህንጻታትን ብስም መራሒ እታ ሃገር ክጽውዑ’ዮም

ዚምባብዌ፣ 10 ዓበይቲ ጎደናታትን ህንጻታትን ብስም መራሒ እታ ሃገር ክጽውዑ’ዮም

Radio Erena: 25 November 2019 ኣብ ዚምባብዌ፣ ብውሕዱ 10 ዓበይቲ ጎደናትትን ህንጻታትን ብስም'ቲ ንሮበርት ሙጋበ ዝተኸአ ፕረዚደንት ኤመርሰን ምናንጋዋ ክጽውዑ'ዮም። ካቢነ ሚኒስተራት እታ ሃገር ብ22 ሕዳ [...]
ከተማ ጁባ፣ ንመጀመሪያ እዋና ሓይሊ ኤለክትሪክ ረኺባ

ከተማ ጁባ፣ ንመጀመሪያ እዋና ሓይሊ ኤለክትሪክ ረኺባ

Radio Erena: 24 November 2019 ርእሰ ከተማ ደቡብ ሱዳን ጁባ፣ ንመጀመሪያ እዋና ሓይሊ ኤለክትሪክ ረኺባ። ኣብቲ ብዕለት 22 ሕዳር ዝተኻየደ ናይ ጽምብል ስነስርዓት፣ ፕረዚደንት ሳልቫኪር ኣብ ዘስመዖ መደረ፣ ኲናት ብ [...]
ዞባ ሲዳማ መበል ዓስረይቲ ፈደራላዊት መንግስቲ ኮይና ክትቀውም እያ

ዞባ ሲዳማ መበል ዓስረይቲ ፈደራላዊት መንግስቲ ኮይና ክትቀውም እያ

Radio Erena: 24 November 2019 ዞባ ሲዳማ መበል ዓስረይቲ ፈደራላዊት መንግስቲ ኮይና ክትቀውም እያ። ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብዕለት 23 ሕዳር ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ ናይቲ ብዕለት 20 ዝተኻየደ ረፈረንዱም ኣ [...]
1 259 260 261 262 263 366 2610 / 3652