Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 232 233 234 235 236 366 2340 / 3658
ሑቲ ናይ የመን ናብ ርእሰ ከተማ ሪያድ መጥቃዕቲ ከምዝፈነወ ገሊጹ

ሑቲ ናይ የመን ናብ ርእሰ ከተማ ሪያድ መጥቃዕቲ ከምዝፈነወ ገሊጹ

Radio Erena: 24 June 2020 ሑቲ፣ ብሚሳይላትን ሰብ ኣልቦ ነፈርቲን፣ ኣብ ከተማ ሪያድ መጥቃዕቲ ከምዝፈነወ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ኣፍሊጡ። ኣብ የመን፣ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ሚዛን ወኒኑ ዝርከብ ሑቲ፣ ኣብቲ ትማ [...]
ሶማል፣ ኣብ መዓስከር ቱርኪ ኣብ ዝተካየደ መጥቃዕቲ ክልተ ሰባት ተቐቲሎም

ሶማል፣ ኣብ መዓስከር ቱርኪ ኣብ ዝተካየደ መጥቃዕቲ ክልተ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 24 June 2020 ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ ኣብ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከት ቱርኪ ኣብ ዝተካየደ መጥቃዕቲ፣ ክልተ ሰባት ተቐቲሎም። እቲ ኣብ ልዕሊ ወትሃደራዊ መዓስከር ቱርኪ ንመጀመርያ እዋኑ ዝተኻ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኢጋድ 67 ሚልዮን ዶላር ብሓገዝ ለጊሱ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኢጋድ 67 ሚልዮን ዶላር ብሓገዝ ለጊሱ

Radio Erena: 22 June 2020 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ሃገራት ኢጋድ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምምካት ዝገብርኦ ንዘለዋ ጻዕሪ ንምድጋፍ 67.4 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ኣበርኪቱ። እቲ ሓገዝ፣ ንለበዳ እቲ ሕማም ብዝያዳ ዝተቓል [...]
ዝሓለፈት ዓመት፣ ኣስታት 80 ሚልዮን ሰባት ካብ ቤት ንብረቶም ተመዛቢሎም

ዝሓለፈት ዓመት፣ ኣስታት 80 ሚልዮን ሰባት ካብ ቤት ንብረቶም ተመዛቢሎም

Radio Erena: 22 June 2020 ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት፣ ብቀዳም 20 ሰነ፣ ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ ውዒላ። እዛ ዕለት፣ ዓለምና ንለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ምምካት ተጸሚዳትሉ ኣብ ዘላ እዋን ትዝከር ምህላዋ፣ [...]
ሶማል፣ ኣብ ክልተ ከተማታት መጥቃዕቲ ተኻይዱ

ሶማል፣ ኣብ ክልተ ከተማታት መጥቃዕቲ ተኻይዱ

Radio Erena: 22 June 2020 ኣብ ደቡብን ማእከልን ሶማል ኣብ ዝርከባ ክልተ ከተማታት ብዝተኻየደ መጥቃዕታት፣ ብውሕዱ ሸውዓተ ሰባት ተቐቲሎም። እቲ ብቀዳምን ሰንበትን፣ ኣብ ከተማታት ዋንላዋይንን ባሓዳዋይንን፣ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኩሎም መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራ ናብ ዘተ ክሳተፉ ዓዲሙ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ኩሎም መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራ ናብ ዘተ ክሳተፉ ዓዲሙ

Radio Erena: 19 June 2020 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ፣ ኩሎም መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራት፣ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ክሳተፉ ወግዓዊ ዕድመ ኣቕሪቡሎም። እቲ ኣብ ጉዳይ ሃገራዊ ጸጥታ ዘተኮረ ዋዕላ፣ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን፣ ዲጋ ተሃድሶ ማይ ዘዕቝረሉ ኣገባብ ኣመልኪተን ዘካየድኦ ዘተ ብዘይፍረ ተበቲኑ

ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን፣ ዲጋ ተሃድሶ ማይ ዘዕቝረሉ ኣገባብ ኣመልኪተን ዘካየድኦ ዘተ ብዘይፍረ ተበቲኑ

Radio Erena: 19 June 2020 ሚኒስተራት ሃብቲ ማይን ሕርሻን ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ኢትዮጵያ እትሃንጸሎ ዘላ ዲጋ ተሃድሶን ማይ ዘዕቁረሉ ኣገባብን ብዝምልክተ፣ ካብ 15 ክሳብ 17 ሰነ ዘካየድዎ [...]
ሱዳን፣ ካብ ወትሃደራዊ ታዕሊም ክሃድሙ ናይ ዝፈተኑ’ዩ ዝተባህለ ጋህሲ ተረኺቡ

ሱዳን፣ ካብ ወትሃደራዊ ታዕሊም ክሃድሙ ናይ ዝፈተኑ’ዩ ዝተባህለ ጋህሲ ተረኺቡ

Radio Erena: 17 June 2020 ኣብ ሱዳን፣ ካብ ወትሃደራዊ ታዕሊም ክሃድሙ ናይ ዝፈተኑ'ዩ ዝተባህለ መቓብር እኩብ ሬሳታት ወይ ጋህሲ ከምዝእተረኽበ መሰጋገሪ መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ከተማ ካር [...]
ፕረዚደንት ቻይና ኣብ ጉዳይ ምትሕግጋዝ ኣብ ምግታእ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ብምትኳር ምስ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ክዘራረብ’ዩ

ፕረዚደንት ቻይና ኣብ ጉዳይ ምትሕግጋዝ ኣብ ምግታእ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ብምትኳር ምስ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ክዘራረብ’ዩ

Radio Erena: 17 June 2020 ፕረዚደንት ቻይና፣ ዚ ዢፒንግ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ንዘስፋሕፍሕ ዘሎ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግትእ ኣብ ዝብል ናይ ምትሕግጋዝ መደብ ምስ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ክዝቲ ምዃኑ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወ [...]
ብገበናት ኵናት ተኸሲሱ ክህደን ዝጸንሐ ሱዳናዊ ሓላፊ ሚሊሻ፣ ንፈለማ እዋኑ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ

ብገበናት ኵናት ተኸሲሱ ክህደን ዝጸንሐ ሱዳናዊ ሓላፊ ሚሊሻ፣ ንፈለማ እዋኑ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ

Radio Erena: 17 June 2020 ኣብ ዳርፉር ብዝተፈጸመ ገበናት ኵናት ክህደን ዝጸንሐ፣ ሓደ ካብ ሓለፊ ሚሊሻ ሱዳን ነበር፣ ዓሊ መሓመድ ኮሸብ፣ ንፈለማ እዋኑ ኣብ ዘ ሄግ ናብ ዝርከብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ። ንሱ ብ15 [...]
1 232 233 234 235 236 366 2340 / 3658