Category: ኣህጉራዊ ዜና
ሶማል፣ ሸውዓተ ሓካይም ግብረ ሰናይ ተቐቲሎም
Radio Erena: 01 June 2020
ኣብ ሶማል፣ ከባቢ ሞቛድሾ ኣብ እትርከብ ቁሸት፣ ሸውዓተ ሓካይም ግብረ ሰናይ ተቐቲሎም።
እቶም ኣባላት ዘቤታዊ ትካል ግብረ ሰናይ ዘምዘም ዝኾኑ ሰብ ሞያ ጥዕና፣ ማሕበራዊ ኣገልግሎታ [...]
“ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ንጹሃት ዜጋታት ቀቲሉ” ንዝብል ጸብጻብ ኣምነስቲ፣ መንግስቲ ነጺግዎ
Radio Erena: 31 May 2020
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ 10ታት ሰለማውያን ዜጋታት ምቕታሉ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ንዘቕረቦ ጸብጻብ መንግስቲ ነጺግዎ።
እቲ ኣህጉራዊ ትካል ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ ካብ ታሕሳስ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዶባት፣ ሉኡላውነትን ናጽነትን ጎረቤታ ሃገር ከተኽብር ሱዳን ኣጠንቂቓ
Radio Erena: 31 May 2020
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን፣ ብዛዕባ'ቲ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ኣብ ከባቢ ሩባ ኣጥባራ ዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ብዝምልከት፣ ንፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ካርቱም ናብ ቤት ጽ [...]
ኮሚሽን ጸረብልሽውና ኢትዮጵያ፣ ላዕለዎት ሰበስልጣን’ታ ሃገር፣ ንዝተዋህቦም ናይ ግዜ ገደብ ከኽብሩ ጻውዒት ኣቕሪቡ
Radio Erena: 31 May 2020
ኮሚሽን ስነምግባርን ጸረብልሽውናን ኢትዮጵያ፣ ላዕለዎት ሰበስልጣን’ታ ሃገር፣ ንብረቶም ከመዝግቡ ንዝተዋህቦም ናይ ግዜ ገደብ ከኽብሩ ጻውዒት ኣቕሪቡ።
ብመሰረት መግለጺ’ቲ ኮሚሽን፣ ካብ ቀዳ [...]
ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ኣጽኒዕዎ ዝጸንሐ ማዕቀብ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሑ
Radio Erena: 31 May 2020
ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ኣጽኒዕዎ ዝጸንሐ ማዕቀብ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ከምዘናወሖ ተገሊጹ።
ባይቶ ጸጥታ ብዓርቢ 29 ግንቦት ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፣ ኣብ ልዕሊ [...]
ሱዳን፣ ብሰራዊት ዝተደገፉ ሚሊሻ ኢትዮጵያ ኣብ ዶባት መጥቃዕቲ ከምዝፈጸሙ ከሲሳ
Radio Erena: 29 May 2020
ብሰራዊት ዝተደገፉ ሚሊሻ ኢትዮጵያ ኣብ ዶባት ሱዳን መጥቃዕቲ ከምዝፈጸሙ ሚኒስትሪ ምክልኻል ሱዳን ከሲሱ።
ኣፈኛ ሰራዊት ሱዳን ብርጋድየር ዓምር መሓደም ኣል ሓሰን ኣብ ዝሃቦ ወግዓዊ [...]
ጠቕላሊ ሓለቃ ሰታፍ ሰራዊት የመን፣ ብሑቲ ካብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ንስክላ ካብ ሞት ድሒኑ፣ ወዱን ወዲ ሓዉን ግና ተቐቲሎም
Radio Erena: 29 May 2020
ሑቲ፣ ንጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት የመን ልዩተናንት ጀነራል ሳጊር ቢን ዓዚን ንምቕታል ኣብ ዘካየዶ ስርሒት፣ ብውሕዱ ሸሞንተ ሰባት ተቐቲሎም።
በቲ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ፣ ዞባ ማሪብ፣ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ሰበ ስልጣን ስርዓት በሺር ብኮረና ቫይረስ ተጠቒዖም
Radio Erena: 29 May 2020
ድሕሪ ምውዳቕ ስርዓት በሺር ኣብ ሚያዝያ 2019፣ ናብ ማእስርቲ ካብ ዝኣተዉ ሓያሎ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ናይቲ ስርዓት፣ ብውሕድ ሰለስተ ብኮረና ቫይረስ ከምዝተጠቕዑ ተገሊጹ።
ንሳቶም [...]
ን13 ዓመታት ኣብ ሱዳን ተዋፊሩ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕቡራት ሃገራት፣ ድሕሪ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ክወጽእ’ዩ
Radio Erena: 28 May 2020
ካብ 2007 ኣትሒዙ ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር ተዋፊሩ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ናይዚ ዓመት'ዚ ዕማሙ ከብቅዕ ምዃኑ ተገሊጹ።
እዚ ዝተገልጸ፣ ኣብ መን [...]
ፕረዚደንት ርዋንዳ ፓል ካጋመ፣ ንቦኽሪ ወዱ ዝልዓለ ስልጣን መንግስቲ ሂብዎ
Radio Erena: 28 May 2020
ፕረዚደንት ርዋንዳ ፖል ካጋመ፣ ኢቫን ካጋመ ንዝተባህለ ቦኽሪ ወዱ፣ ኣባል ቦርድ ልምዓት እታ ሃገር ክኸውን ሸይምዎ።
እቲ ወዲ 30 ዓመት መንእሰይ፣ ናብዚ ሓደ ካብ ወሰንቲ ረቛሒታት ምዕባለ [...]