Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 231 232 233 234 235 365 2330 / 3644
ሶማል፣ ኣብ ክልተ ከተማታት መጥቃዕቲ ተኻይዱ

ሶማል፣ ኣብ ክልተ ከተማታት መጥቃዕቲ ተኻይዱ

Radio Erena: 22 June 2020 ኣብ ደቡብን ማእከልን ሶማል ኣብ ዝርከባ ክልተ ከተማታት ብዝተኻየደ መጥቃዕታት፣ ብውሕዱ ሸውዓተ ሰባት ተቐቲሎም። እቲ ብቀዳምን ሰንበትን፣ ኣብ ከተማታት ዋንላዋይንን ባሓዳዋይንን፣ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኩሎም መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራ ናብ ዘተ ክሳተፉ ዓዲሙ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ኩሎም መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራ ናብ ዘተ ክሳተፉ ዓዲሙ

Radio Erena: 19 June 2020 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ፣ ኩሎም መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራት፣ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ክሳተፉ ወግዓዊ ዕድመ ኣቕሪቡሎም። እቲ ኣብ ጉዳይ ሃገራዊ ጸጥታ ዘተኮረ ዋዕላ፣ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን፣ ዲጋ ተሃድሶ ማይ ዘዕቝረሉ ኣገባብ ኣመልኪተን ዘካየድኦ ዘተ ብዘይፍረ ተበቲኑ

ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን፣ ዲጋ ተሃድሶ ማይ ዘዕቝረሉ ኣገባብ ኣመልኪተን ዘካየድኦ ዘተ ብዘይፍረ ተበቲኑ

Radio Erena: 19 June 2020 ሚኒስተራት ሃብቲ ማይን ሕርሻን ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ኢትዮጵያ እትሃንጸሎ ዘላ ዲጋ ተሃድሶን ማይ ዘዕቁረሉ ኣገባብን ብዝምልክተ፣ ካብ 15 ክሳብ 17 ሰነ ዘካየድዎ [...]
ሱዳን፣ ካብ ወትሃደራዊ ታዕሊም ክሃድሙ ናይ ዝፈተኑ’ዩ ዝተባህለ ጋህሲ ተረኺቡ

ሱዳን፣ ካብ ወትሃደራዊ ታዕሊም ክሃድሙ ናይ ዝፈተኑ’ዩ ዝተባህለ ጋህሲ ተረኺቡ

Radio Erena: 17 June 2020 ኣብ ሱዳን፣ ካብ ወትሃደራዊ ታዕሊም ክሃድሙ ናይ ዝፈተኑ'ዩ ዝተባህለ መቓብር እኩብ ሬሳታት ወይ ጋህሲ ከምዝእተረኽበ መሰጋገሪ መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ከተማ ካር [...]
ፕረዚደንት ቻይና ኣብ ጉዳይ ምትሕግጋዝ ኣብ ምግታእ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ብምትኳር ምስ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ክዘራረብ’ዩ

ፕረዚደንት ቻይና ኣብ ጉዳይ ምትሕግጋዝ ኣብ ምግታእ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ብምትኳር ምስ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ክዘራረብ’ዩ

Radio Erena: 17 June 2020 ፕረዚደንት ቻይና፣ ዚ ዢፒንግ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ንዘስፋሕፍሕ ዘሎ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግትእ ኣብ ዝብል ናይ ምትሕግጋዝ መደብ ምስ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ክዝቲ ምዃኑ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወ [...]
ብገበናት ኵናት ተኸሲሱ ክህደን ዝጸንሐ ሱዳናዊ ሓላፊ ሚሊሻ፣ ንፈለማ እዋኑ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ

ብገበናት ኵናት ተኸሲሱ ክህደን ዝጸንሐ ሱዳናዊ ሓላፊ ሚሊሻ፣ ንፈለማ እዋኑ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ

Radio Erena: 17 June 2020 ኣብ ዳርፉር ብዝተፈጸመ ገበናት ኵናት ክህደን ዝጸንሐ፣ ሓደ ካብ ሓለፊ ሚሊሻ ሱዳን ነበር፣ ዓሊ መሓመድ ኮሸብ፣ ንፈለማ እዋኑ ኣብ ዘ ሄግ ናብ ዝርከብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ። ንሱ ብ15 [...]
ደቡብ ሱዳንን ግብጽን ኣብ ህሉው ዝምድንአን ብምትኳር ዝርርብ ኣካይደን

ደቡብ ሱዳንን ግብጽን ኣብ ህሉው ዝምድንአን ብምትኳር ዝርርብ ኣካይደን

Radio Erena: 16 June 2020 ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ደቡብ ሱዳን፣ ቢያትሪስ ካሚሳ፣ ንኣምባሳደር ግብጺ፣ መሓመድ ቓዳሕ፣ ኣብ ከተማ ጁባ ኣብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈታ ኣዘራሪባቶ። እታ ሚኒስተር ምስቲ ግብጻዊ ዲፕሎማሰኛ፣ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኢትዮጵያ ናይ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ብሓገዝ ክህባ’ዩ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኢትዮጵያ ናይ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ብሓገዝ ክህባ’ዩ

Radio Erena: 16 June 2020 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኢትዮጵያ ናይ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዝህባ ንመግለጺ እቲ ሕብረት ብምጥቓስ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ 19 ቢልዮን ብር ወይ ድማ 487 [...]
መራሕቲ ጂቡቲ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ዘተኮረ ዘተ ኣካይዶም

መራሕቲ ጂቡቲ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ዘተኮረ ዘተ ኣካይዶም

Radio Erena: 15 June 2020 ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድን፣ ዘተ ኣካይዶም። እቶም መራሕቲ፣ ትማሊ 14 ሰነ ኣብ ጂ [...]
ብሩንዲ፣ ድሕሪ ሃንደበታዊ ሞት ፕረዚደንት፣  ኣብ ምርጫ ዝተዓወተ መራሒ ብዝቐልጠፈ ስልጣን ክርከብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

ብሩንዲ፣ ድሕሪ ሃንደበታዊ ሞት ፕረዚደንት፣ ኣብ ምርጫ ዝተዓወተ መራሒ ብዝቐልጠፈ ስልጣን ክርከብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

Radio Erena: 15 June 2020 ብሩንዲ፣ ስልጣኑ ክሓድግ ክልተ ኣዋርሕ ጥራይ ዝተረፎ ፕረዚደንት ፒየር ንኩሩንዚዛ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ብሃንደበት ድሕሪ ምሟቱ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ዝተዓወተ ኤቨሪስት ዳይ [...]
1 231 232 233 234 235 365 2330 / 3644