Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 234 235 236 237 238 367 2360 / 3670
ፕረዚደንት ቻይና ኣብ ጉዳይ ምትሕግጋዝ ኣብ ምግታእ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ብምትኳር ምስ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ክዘራረብ’ዩ

ፕረዚደንት ቻይና ኣብ ጉዳይ ምትሕግጋዝ ኣብ ምግታእ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ብምትኳር ምስ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ክዘራረብ’ዩ

Radio Erena: 17 June 2020 ፕረዚደንት ቻይና፣ ዚ ዢፒንግ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ንዘስፋሕፍሕ ዘሎ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግትእ ኣብ ዝብል ናይ ምትሕግጋዝ መደብ ምስ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ክዝቲ ምዃኑ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወ [...]
ብገበናት ኵናት ተኸሲሱ ክህደን ዝጸንሐ ሱዳናዊ ሓላፊ ሚሊሻ፣ ንፈለማ እዋኑ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ

ብገበናት ኵናት ተኸሲሱ ክህደን ዝጸንሐ ሱዳናዊ ሓላፊ ሚሊሻ፣ ንፈለማ እዋኑ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ

Radio Erena: 17 June 2020 ኣብ ዳርፉር ብዝተፈጸመ ገበናት ኵናት ክህደን ዝጸንሐ፣ ሓደ ካብ ሓለፊ ሚሊሻ ሱዳን ነበር፣ ዓሊ መሓመድ ኮሸብ፣ ንፈለማ እዋኑ ኣብ ዘ ሄግ ናብ ዝርከብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ። ንሱ ብ15 [...]
ደቡብ ሱዳንን ግብጽን ኣብ ህሉው ዝምድንአን ብምትኳር ዝርርብ ኣካይደን

ደቡብ ሱዳንን ግብጽን ኣብ ህሉው ዝምድንአን ብምትኳር ዝርርብ ኣካይደን

Radio Erena: 16 June 2020 ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ደቡብ ሱዳን፣ ቢያትሪስ ካሚሳ፣ ንኣምባሳደር ግብጺ፣ መሓመድ ቓዳሕ፣ ኣብ ከተማ ጁባ ኣብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈታ ኣዘራሪባቶ። እታ ሚኒስተር ምስቲ ግብጻዊ ዲፕሎማሰኛ፣ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኢትዮጵያ ናይ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ብሓገዝ ክህባ’ዩ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኢትዮጵያ ናይ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ብሓገዝ ክህባ’ዩ

Radio Erena: 16 June 2020 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኢትዮጵያ ናይ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዝህባ ንመግለጺ እቲ ሕብረት ብምጥቓስ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ 19 ቢልዮን ብር ወይ ድማ 487 [...]
መራሕቲ ጂቡቲ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ዘተኮረ ዘተ ኣካይዶም

መራሕቲ ጂቡቲ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ዘተኮረ ዘተ ኣካይዶም

Radio Erena: 15 June 2020 ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድን፣ ዘተ ኣካይዶም። እቶም መራሕቲ፣ ትማሊ 14 ሰነ ኣብ ጂ [...]
ብሩንዲ፣ ድሕሪ ሃንደበታዊ ሞት ፕረዚደንት፣  ኣብ ምርጫ ዝተዓወተ መራሒ ብዝቐልጠፈ ስልጣን ክርከብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

ብሩንዲ፣ ድሕሪ ሃንደበታዊ ሞት ፕረዚደንት፣ ኣብ ምርጫ ዝተዓወተ መራሒ ብዝቐልጠፈ ስልጣን ክርከብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

Radio Erena: 15 June 2020 ብሩንዲ፣ ስልጣኑ ክሓድግ ክልተ ኣዋርሕ ጥራይ ዝተረፎ ፕረዚደንት ፒየር ንኩሩንዚዛ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ብሃንደበት ድሕሪ ምሟቱ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ዝተዓወተ ኤቨሪስት ዳይ [...]
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ግብጽን ሱዳንን ክካየድ ዝቐነየ ኣኼባ፣ ንሰኑይ ክቕጽል’ዩ

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ግብጽን ሱዳንን ክካየድ ዝቐነየ ኣኼባ፣ ንሰኑይ ክቕጽል’ዩ

Radio Erena: 14 June 2020 ንኣጠቓቕማ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ግብጽን ሱዳንን ክካየድ ዝቐነየ ኣኼባ፣ ንሰኑይ ክቕጽል ምዃኑ ተገሊጹ። ወከልቲ ሰለስቲኤን ሃገራት ብ9 ሰነ ዝጀመሩዎ ኣኼባ፣ ዛጊት [...]
መራሕቲ ጂቡቲ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን ስሉሳዊ ዘተ ከካይዱ’ዮም

መራሕቲ ጂቡቲ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን ስሉሳዊ ዘተ ከካይዱ’ዮም

Radio Erena: 13 June 2020 ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድን፣ ስሉሳዊ ዘተ ንምክያድ ጽባሕ ሰንበት 14 ሰነ ኣብ ጂቡቲ ክራኸቡ'ዮም [...]
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ብዘይምርጫ ኣብ ስልጣን ክቕጽል ፓርላማ እታ ሃገር ደጊፉ

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ብዘይምርጫ ኣብ ስልጣን ክቕጽል ፓርላማ እታ ሃገር ደጊፉ

Radio Erena: 12 June 2020 ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ ብጉልባብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ዝሰረዘት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወርሒ መስከረም መዝነቱ ንዘብቅዕ ቀ/ሚ ብዘይምርጫ ኣብ ስልጣን ክቕጽል ፓርላማ እታ ሃገር ደገፉ ከምዝሃበ ማ [...]
ስልጣኑ ክሓድግ ክልተ ኣዋርሕ ዝተረፎ ፕረዚደንት ብሩንዲ ብኮረና ቫይረስ ሞይቱ ተባሂሉ

ስልጣኑ ክሓድግ ክልተ ኣዋርሕ ዝተረፎ ፕረዚደንት ብሩንዲ ብኮረና ቫይረስ ሞይቱ ተባሂሉ

Radio Erena: 11 June 2020 ስልጣኑ ክሓድግ ክልተ ኣዋርሕ ዝተረፎ ፕረዚደንት ብሩንዲ፣ ፒየር ንኩሪንዚዛ፣ ብኮረና ቫይረስ ከምዝሞተ ተሓቢሩ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ ምርጫ ዘይተሳተፈ ፕረዚደንት [...]
1 234 235 236 237 238 367 2360 / 3670