Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 130 131 132 133 134 366 1320 / 3658
ፕረዚደንት ኬንያታ፤ ተቐናቓኒኡ ንዝነበረ ራይላ ኦዲንጋ ደገፉ ገሊጹ

ፕረዚደንት ኬንያታ፤ ተቐናቓኒኡ ንዝነበረ ራይላ ኦዲንጋ ደገፉ ገሊጹ

Radio Erena: 25 February 2022 ፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ፤ ኣብ ዝመጽእ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፤ ህዝቢ ንምኽትሉ ኮይኑ ዘገልግል ዘሎ ሕጹይ ተወዳዳሪ ከይመርጽ ጸዊዑ። እቲ ፕረዚደንት ብረቡዕ 23 ለካቲት ን [...]
ሰራዊት ሱዳን ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ምትኳስ ደው ከብል ሕቡራት ሃገራት ጽዊዑ

ሰራዊት ሱዳን ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ምትኳስ ደው ከብል ሕቡራት ሃገራት ጽዊዑ

Radio Erena: 25 February 2022 ሰራዊት ሱዳን ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ጠያይት ምትኳስ ደው ከብል፤ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ። ፍሉይ ልኡኽ’ቲ ውድብ ኣብ ሰብኣዊ መሰላት፤ ኣብ ከተማ ኻርቱም ናይ ኣርባ [...]
‘መንግስቲ ኣብ ስራሕና ምትእትታው ዝገብር እንተኾይኑ፣ ስልጣነይ ክገድፍ እየ፣’ ሓድሽ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ዘተን ዕርቂን ኢትዮጵያ

‘መንግስቲ ኣብ ስራሕና ምትእትታው ዝገብር እንተኾይኑ፣ ስልጣነይ ክገድፍ እየ፣’ ሓድሽ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ዘተን ዕርቂን ኢትዮጵያ

Radio Erena: 24 February 2022 መንግስቲ ኣብ ስራሕና ምትእትታው ዝገብር እንተኾይኑ፣ ስልጣነይ ክገድፍ እየ፣ ክብል ሓድሽ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ዘተን ዕርቂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፕሮፈሰር መስፍን ኣርኣያ ኣብ ዝሃቦ ቃል [...]
ዩጋንዳ፣ ኣብ ምኽባር ጸጥታ ዝዋፈር ሓይሊ ፖሊስ ናብ ሶማል ልኢኻ

ዩጋንዳ፣ ኣብ ምኽባር ጸጥታ ዝዋፈር ሓይሊ ፖሊስ ናብ ሶማል ልኢኻ

Radio Erena: 24 February 2022 ዩጋንዳ፣ ኣብ ምኽባር ጸጥታ ዝዋፈር ሓይሊ ፖሊስ ናብ ሶማል ልኢኻ። እቲ ብሰሉስ 22 ለካቲት ናብ ሶማል ዝኣተወ ሓይሊ ፖሊስ፣ ኣካል ዓቃብ ሰላም ሰራዊት (ኣሚሶም) ኮይኑ፣ ሲቪላዊ ገበናት [...]
ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ መዓርፎ ነፈርቲ ጀዛን መጥቃዕቲ ኣካዪዱ

ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ መዓርፎ ነፈርቲ ጀዛን መጥቃዕቲ ኣካዪዱ

Radio Erena: 23 February 2022 ሓይልታት ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብዝገበሩዎ መጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ፣ ብዉሑዱ 16 ሰባት ብከቢድን ፈኲስን ከምዝቖሰሉ፣ መንግስታዊ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን። [...]
ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ማያርዲት፣ ብገዛእ ፍቓዱ ስልጣኑ ክገድፍ ጻውዒት ቀሪቡ

ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ማያርዲት፣ ብገዛእ ፍቓዱ ስልጣኑ ክገድፍ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 23 February 2022 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት፣ ስልጣኑ ብፍቓዱ ክገድፍ ጻውዒት ከምዝቐረበሉ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ኣብ ወተሃደራዊ ጉዳያት ኣማኻሪ ፕረዚደንት ዝነ [...]
ኢትዮጵያ ካብ ዲጋ ተሃድሶ ሓይሊ ጸዓት ከተመንጩ ምጅማራ፣ መንግስቲ ግብጺ ተቓውሞኡ ገሊጹ

ኢትዮጵያ ካብ ዲጋ ተሃድሶ ሓይሊ ጸዓት ከተመንጩ ምጅማራ፣ መንግስቲ ግብጺ ተቓውሞኡ ገሊጹ

Radio Erena: 22 February 2022 ኢትዮጵያ ካብ ዲጋ ተሃድሶ ሓይሊ ጸዓት ከተመንጩ ምጅማራ፣ መንግስቲ ግብጺ ተቓውሞኡ ገሊጹ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ብ21 ለካቲት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ኢትዮጵያ ንስምምዕ 2015 [...]
ሶማል፤ ኣብ ባይቶኣዊ ምርጫ ከምዝተዓወተ ክገልጽ ዝጸንሐ ሓላፊ ጸጥታ ነበር፣ ኮሚሽን ምርጫ’ታ ሃገር ከምዘይተቐበሎ ኣፍሊጡ

ሶማል፤ ኣብ ባይቶኣዊ ምርጫ ከምዝተዓወተ ክገልጽ ዝጸንሐ ሓላፊ ጸጥታ ነበር፣ ኮሚሽን ምርጫ’ታ ሃገር ከምዘይተቐበሎ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 22 February 2022 ኣብ ሶማል ኣብ ዝካየደ ዘሎ ባይቶኣዊ ምርጫ ከምዝተዓወተ ክገልጽ ዝጸንሐ ፋሃድ ያሲን፣ ኮሚሽን ምርጫ’ታ ሃገር ከምዘይተቐበሎ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ስለያን ጸጥታን ዝነበረ ፋሃድ ያሲን፣ ቀንዲ [...]
ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን ምእሳር ፖለቲከኛታት ይቕጽል

ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን ምእሳር ፖለቲከኛታት ይቕጽል

Radio Erena: 21 February 2022 ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ምእሳር ላዕለዎት ሓለፍትን ተጣበቕቲ መሰላትን ምእሳር ይቕጽሉ ከምዘለዉ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ብመሰረት’ቲ ዝወጸ ሓበሬታ፣ ብቀዳም 19 [...]
ሶማል፣ ባይቶኣዊ ምርጫ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ተኻዪዱ

ሶማል፣ ባይቶኣዊ ምርጫ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ተኻዪዱ

Radio Erena: 21 February 2022 ኣብ ሶማል ባይቶኣዊ ምርጫ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ቦምብ ተኻዪዱ። እቲ ብቀዳም 19 ለካቲት ኣብ ከተማ በለድወይን ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ብዉሑዱ 13 [...]
1 130 131 132 133 134 366 1320 / 3658