Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 132 133 134 135 136 365 1340 / 3650
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ፈጺሙ ዝብል ወግዓዊ ክሲ ተመስሪትሉ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ፈጺሙ ዝብል ወግዓዊ ክሲ ተመስሪትሉ

Radio Erena: 11 February 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከምዝፈጸመ፣ ወግዓዊ ክሲ ተመስሪትሉ። እቲ ብኣህጉራውያን ክኢላታት ሕጊን ጥብቕናን ዝተመስረተ ክሲ፣ ሰራዊት ኢት [...]
ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ልዕሊ 13 ሚልዮን ህዝቢ ሓደጋ ደርቂ ኣንጸላልይዎ

ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ልዕሊ 13 ሚልዮን ህዝቢ ሓደጋ ደርቂ ኣንጸላልይዎ

Radio Erena: 11 February 2022 ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ልዕሊ 13 ሚልዮን ህዝቢ ንሓደጋ ደርቂ ተቓሊዑ ከምዘሎ ውድብ መግቢ ዓለም ኣመልኪቱ። እቲ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ዝኾነት ትካል፣ ብ8 ለካቲት ኣብ ዘውጽኦ [...]
ሩስያ፣ ካልኣይ ዋዕላ ሩስያን ሃገራት ኣፍሪቃን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምክያዱ ምድላዋት ጀሚራ

ሩስያ፣ ካልኣይ ዋዕላ ሩስያን ሃገራት ኣፍሪቃን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምክያዱ ምድላዋት ጀሚራ

Radio Erena: 09 February 2022 ሩስያ፣ ካልኣይ ዋዕላ ሩስያን ሃገራት ኣፍሪቃን፣ ኣብ ወርሓት ጥቅምቲን ሕዳርን 2022፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምክያዱ ምድላዋት ጀሚራ። ፍሉይ ወኪል ፕረዚደንት ሩስያ ኣብ ማእከላ [...]
መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ናይዛ ኣህጉር ዝተነብረ እገዳታት ክልዓል ጸዊዑ

መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ናይዛ ኣህጉር ዝተነብረ እገዳታት ክልዓል ጸዊዑ

Radio Erena: 09 February 2022 ብቀዳም 5ን ሰንበት 6ን ዝተኻየደ፣ መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ናይዛ ኣህጉር ኣንቢረሞ ዘ [...]
መራሕቲ ጂቡቲን ግብጽን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተመይይጦም

መራሕቲ ጂቡቲን ግብጽን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተመይይጦም

Radio Erena: 08 Febraury 2022 ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ኣብ ግብጺ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ። ፕረዚደንት ገለ፣ ብ6 ለካቲት ናብ ካይሮ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ [...]
ልዕሊ ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ መርከብ፣ ንኽትልዓል ዝተኻየደ ዘተ ተስፋ ዝህብ ምዃኑ ተገሊጹ

ልዕሊ ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ መርከብ፣ ንኽትልዓል ዝተኻየደ ዘተ ተስፋ ዝህብ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 08 Febraury 2022 ካብ 2017 ኣትሒዛ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ብዘይዋና ተንሳፍፍ ዘላ መርከብ፣ ዝጸዓነቶ ኣስታት ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ናብ ካልእ መርከብ ንምግዓዙ፣ ምስ ሑቲን መንግስቲ የመ [...]
ፈረንሳ፣ ክሊ ኣየር ሕቡራት ኢማራት ካብ መጥቃዕቲ ውሑስ ንምግባሩ ክትተሓጋገዝ ምዃና ኣፍሊጣ

ፈረንሳ፣ ክሊ ኣየር ሕቡራት ኢማራት ካብ መጥቃዕቲ ውሑስ ንምግባሩ ክትተሓጋገዝ ምዃና ኣፍሊጣ

Radio Erena: 07 Febraury 2022 ፈረንሳ፣ ካብ ሑቲ ናይ የመን ንዝፍኖ መጥቃዕታት ንምክልኻል፣ ንክሊ ኣየር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ከተውሕስ ምዃና ኣፍሊጣ። ሚኒስትሪ ምክልኻል ፈረንሳ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ዘ [...]
ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ልዕሊ ሰበ ስልጣን ህወሓት ዝተመስረተ ክሲ  ብሃንደበት ዝሰረዘሉ ምኽንያት መብርሂ ክህብ ሓቲቱ

ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ልዕሊ ሰበ ስልጣን ህወሓት ዝተመስረተ ክሲ ብሃንደበት ዝሰረዘሉ ምኽንያት መብርሂ ክህብ ሓቲቱ

Radio Erena: 07 Febraury 2022 ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ልዕሊ ሰበ ስልጣን ህወሓት ዝተመስረተ ክሲ ዝተሰረዘሉን ኣብ ማእሰርቲ ዝነበሩ ድማ ብሃንደበት ዝተፈትሕሉን ምኽንያት [...]
‘ኣብዚ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ምሕረት ተገይሩሎም ዝተባህሉ ሰበስልጣን ህወሓት፣ ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ክሳተፉ እዮም’: ሚኒስትሪ ፍትሒ ኢትዮጵያ

‘ኣብዚ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ምሕረት ተገይሩሎም ዝተባህሉ ሰበስልጣን ህወሓት፣ ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ክሳተፉ እዮም’: ሚኒስትሪ ፍትሒ ኢትዮጵያ

Radio Erena: 06 February 2022 ኣብዚ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ምሕረት ተገይሩሎም ዝተባህሉ ሰበስልጣን ህወሓት፣ ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ክሳተፉ እዮም፣ ክብል ሚኒስትሪ ፍትሒ ኢትዮጵያ ገሊጹ። እቲ ሚኒስትሪ ነዚ መግለጺ ዝሃበ፣ ባይ [...]
ማሕበር ሰብ-ሞያ ሱዳን፣ ብው.ሕ.ሃ. ዝቐረበ እማመ ምቛም ናይ መሰጋገሪ ልፍንቲ፣ ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ

ማሕበር ሰብ-ሞያ ሱዳን፣ ብው.ሕ.ሃ. ዝቐረበ እማመ ምቛም ናይ መሰጋገሪ ልፍንቲ፣ ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 06 February 2022 ማሕበር ሰብ-ሞያ ሱዳን፣ ነቲ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝቐረበ እማመ ምቛም ናይ መሰጋገሪ ልፍንቲ፣ ከምዘይቅበሎ ብወግዒ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት [...]
1 132 133 134 135 136 365 1340 / 3650