Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 129 130 131 132 133 366 1310 / 3658
ሶማል፣ ዜጋታታ ካብ ዩክረይን ከተውጽእ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ተሰማሚዓ

ሶማል፣ ዜጋታታ ካብ ዩክረይን ከተውጽእ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ተሰማሚዓ

Radio Erena: 03 March 2022 ሶማል፣ ኣብ ዩክረይን ዝርከቡ ዜጋታታ ብሰላም ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ዝሰግሩሉ ባይታ ከምዘጣጠሐት ገሊጻ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሶማል ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ዛጊት ሃንጋሪ፣ ሞልዶቫ፣ ፖላንድ [...]
ባይቶ ጸጥታ፤ ኣብ ልዕሊ ሑቲ ናይ የመን፣ ተወሳኺ ማዕቀብ ኣንቢሩ

ባይቶ ጸጥታ፤ ኣብ ልዕሊ ሑቲ ናይ የመን፣ ተወሳኺ ማዕቀብ ኣንቢሩ

Radio Erena: 03 March 2022 ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ሑቲ ናይ የመን፣ ተወሳኺ ማዕቀብ ገይሩ። እቲ ብሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝቐረበ እማመ፣ 11 ኣባል ሃገራት ባይቶ ጸጥታ ደገፈን ክህባሉ እንከለዋ፣ ኣ [...]
ኣመሪካ፣ ድሕሪ ኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ሶማል ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ

ኣመሪካ፣ ድሕሪ ኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ሶማል ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ

Radio Erena: 02 March 2022 ኣመሪካ ኣብ ሶማል ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ከምዘካየደት ኣፍሪኮም ኣፍሊጡ። ኣመሪካ ካብ ሶማል ጠቕሊላ ከምዝወጸት ክትገልጽ ከምዝጸንሐት ዝፍለጥ ኮይኑ፣ ኣብዚ ዓይኒ መላእ ዓለም ናብ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ወራር ሩስያ መርገጺኣ ብንጹር ክትገልጽ ጸዊዑ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ወራር ሩስያ መርገጺኣ ብንጹር ክትገልጽ ጸዊዑ

Radio Erena: 02 March 2022 ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን፣ መርገጺኣ ከተነጽር፣ ሕብረት ኤውሮጳ ሓቲቱ። ወከልቲ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ሱዳን ብሰንበት 27 ለካቲት ኣብ ካርቱም ምስ ሰበስል [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ዩክረይን ኣብ ልዕሊ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ተርእዮ ዘላ ዓሌት ዝሰረቱ ምፍልላይ ደው ከተብል ጸዊዑ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ዩክረይን ኣብ ልዕሊ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ተርእዮ ዘላ ዓሌት ዝሰረቱ ምፍልላይ ደው ከተብል ጸዊዑ

Radio Erena: 01 March 2022 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ዩክረይን ኣብ ልዕሊ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ተርእዮ ዘላ ዓሌት ዝሰረቱ ምፍልላይ ደው ከተብል ጸዊዑ። እቲ ሕብረት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ ዘውጸኦ [...]
ኢትዮጵያ፣ ስግኣት ኣልሸባብ ንምግታእ ምስ መራሕቲ ጁባላንድ ትዝትይ

ኢትዮጵያ፣ ስግኣት ኣልሸባብ ንምግታእ ምስ መራሕቲ ጁባላንድ ትዝትይ

Radio Erena: 01 March 2022 ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ካብ ሶማል ሓሊፉ ንኬንያን ኢትዮጵያን ስግኣት ከይከውን ኣብ ዝፍራሓሉ ዘሎ እዋን፣ ሰበስልጣን ጁባላንድ ምስ ኢትዮጵያውያን ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣብ ጸጥታ ዘተኮረ ዘተ ኣካዪዶ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ኣኼባ ኢጋድ ከምዘይትሳተፍ ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ኣብ ኣኼባ ኢጋድ ከምዘይትሳተፍ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 01 March 2022 ኢጋድ ንህሉው ኩነታት ሱዳንን መፍትሒኡን ብዝምልከት ክዛተይ ንዘውጸኦ መደብ፣ ሱዳን ከምዘይትሳተፎ ኣፍሊጣ። ግዚያዊ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ዓሊ ሳድቕ ምስ ወኪል ኢጋድ ኣብ ሱዳን [...]
ንጀነራል ኣልቡርሃን ናይ ሱዳን፣ ዕልዋ ክካየደሉ ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

ንጀነራል ኣልቡርሃን ናይ ሱዳን፣ ዕልዋ ክካየደሉ ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 28 February 2022 ኣብ ሱዳን ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ጉጅለ፣ ንገዛእ ርእሱ ዕልዋ ክካየደሉ ከምዝኽእል ማዕከናት ዜና ሱዳን ገሊጸን። ‘ኣል ጀዲድ’ ዝተባህለ ማዕከን ዜና ኣብ ዝዘርገ [...]
ሱዳን፣ ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ተካዪዶ ዘላ ወራር ትድግፍ’ያ ተባሂሉ ዝወጸ ሓበሬታ፤ መንግስቲ’ታ ሃገር ሓቅነት የብሉን ኢሉ

ሱዳን፣ ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ተካዪዶ ዘላ ወራር ትድግፍ’ያ ተባሂሉ ዝወጸ ሓበሬታ፤ መንግስቲ’ታ ሃገር ሓቅነት የብሉን ኢሉ

Radio Erena: 27 February 2022 ሱዳን፣ ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ተካዪዶ ዘላ ወራር ትድግፍ’ያ ተባሂሉ ዝወጸ ሓበሬታ ሓቅነት የብሉን ክብል መንግስቲ’ታ ሃገር ገሊጹ። ወግዓዊ ልሳን መንግስቲ ሱዳን ኣብ ዝሃቦ መግለጺ [...]
ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሰበስልጣን ሶማል ማዕቀብ ኣንቢራ

ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሰበስልጣን ሶማል ማዕቀብ ኣንቢራ

Radio Erena: 27 February 2022 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ገለ ሰበስልጣን ሶማል ማዕቀብ ኣንቢራ። ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ብዓርቢ 25 ለካቲት ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ምርጫ ሶማል ሕጂ’ውን ብምንው [...]
1 129 130 131 132 133 366 1310 / 3658