Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 131 132 133 134 135 365 1330 / 3650
ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃን ሕብረት ኤውሮጳን፣ ጽባሕ ኣብ ብራስለስ ክጅምር’ዩ

ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃን ሕብረት ኤውሮጳን፣ ጽባሕ ኣብ ብራስለስ ክጅምር’ዩ

Radio Erena: 16 February 2022 ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃን ሕብረት ኤውሮጳን፣ ጽባሕ ሓሙስ 17ን ድሕሪ ጽባሕ ዓርቢ 18ን ለካቲት፣ ኣብ ቤልጁም፣ ከተማ ብራስለስ ክካየድ'ዩ። ኣብዚ ኣብ ንግዲ፣ [...]
ሱዳን፣ ኣንጻር ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ ናይ ዝተቐትሉ ሰባት ብዝሒ ልዕሊ 80 በጺሑ

ሱዳን፣ ኣንጻር ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ ናይ ዝተቐትሉ ሰባት ብዝሒ ልዕሊ 80 በጺሑ

Radio Erena: 16 February 2022 ኣብ ሱዳን፣ ኣንጻር እቲ ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ፣ ንኣስታት ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ዝቐጸለሉ፣ ብሓይልታት ጸጥታ ናይ ዝተቐትሉ ሰልፈኛታት ብዝ [...]
ኢትዮጵያ፣ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ተኣዊጁ ዝነበረ ናይ ህጹጽ እዋን ድንጋጌ ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ ተላዒሉ

ኢትዮጵያ፣ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ተኣዊጁ ዝነበረ ናይ ህጹጽ እዋን ድንጋጌ ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ ተላዒሉ

Radio Erena: 16 February 2022 ፓርላማ ኢትዮጵያ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ክልዓል ንዘቕረቦ ጠለብ ኣጽዲቑ። እቲ ፓርላማ፣ ብሰሉስ 15 ለካቲት ኣብ ዘካየዶ ህጽጽ ኣኼባ፣ ካብ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብዛዕባ ተኽእሎታት ዘተ ሰላም ኢትዮጵያ ንምዝርራብ ናብ ኣዲስ ኣበባ ይበጽሕ

ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብዛዕባ ተኽእሎታት ዘተ ሰላም ኢትዮጵያ ንምዝርራብ ናብ ኣዲስ ኣበባ ይበጽሕ

Radio Erena: 15 February 2022 ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣምባሳደር ዳቪድ ሳተርፊልድ፣ ብዛዕባ ተኽእሎታት ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ንምዝርራብ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዑደት የካ [...]
ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃን መራሒ ሱዳንን ኣብ ህሉው ኩነታት እታ ሃገር ዘትዮም

ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃን መራሒ ሱዳንን ኣብ ህሉው ኩነታት እታ ሃገር ዘትዮም

Radio Erena: 15 February 2022 ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ሙሳ ፋኪ፣ ኣብ ህልዉ ኩነታት ሱዳን ንምዝታይ ናብ ናብ ካርቱም ዑደት ምክያዱ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ ኣቦ መንበር፣ ብሰን [...]
ጂቡታዊ ዲፕሎማሰኛ፣ ኣባል እታ ንመንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ንምሽምጋል እትንቀሳቐስ ዘላ ጉጅለ ሕብረት ኣፍሪቃ ኮይኑ ተመዚዙ

ጂቡታዊ ዲፕሎማሰኛ፣ ኣባል እታ ንመንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ንምሽምጋል እትንቀሳቐስ ዘላ ጉጅለ ሕብረት ኣፍሪቃ ኮይኑ ተመዚዙ

Radio Erena: 14 February 2022 ኣምባሳደር ጂቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረን ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ እታ ሃገርን፣ መሓመድ እድሪስ ፋራሕ፣ ኣባል እታ፣ ብፕረዚደንት ናይጀርያ ነበር፣ ኦሉሲጉን ኦባሳንጆ እትምራሕ፣ ንመንግ [...]
ኢትዮጵያ፣ ናብ ክልል ዓፈር ልሒሙ ዘሎ ኵናት ትግራይ፣ ኣስታት 300 ሽሕ ሰባት ከምዘፈናቐለ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ናብ ክልል ዓፈር ልሒሙ ዘሎ ኵናት ትግራይ፣ ኣስታት 300 ሽሕ ሰባት ከምዘፈናቐለ ተገሊጹ

Radio Erena: 14 February 2022 ካብ መፋርቕ ወርሒ ታሕሳስ 2021 ኣትሒዙ፣ ዳግም ናብ ክልል ዓፈር ልሒሙ ዘሎ ኵናት ትግራይ፣ ኣስታት 300 ሽሕ ሰባት ካብ ቤት ንብረቶም ከምዘመዛበለ፣ መንግስቲ ናይቲ ክልል ገሊ [...]
ኣመሪካ፣ ምስ ኵናት ትግራይ ብዝተሓሓዝ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ኤርትራን ተወሳኺ እገዳ ንምንባር ዘኽእል ንድፈ ሕጊ ቀሪቡ

ኣመሪካ፣ ምስ ኵናት ትግራይ ብዝተሓሓዝ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ኤርትራን ተወሳኺ እገዳ ንምንባር ዘኽእል ንድፈ ሕጊ ቀሪቡ

Radio Erena: 14 February 2022 ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ወይ ኮንግረስ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ መንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ተወሳኺ እገዳ ንምንባር ዘኽእል ዝቐረበ ንድፈ ሕጊ ድምጹ ክህበሉ ምዃኑ ተሓቢሩ። ብቋንቋ [...]
ዚምባብወ፣ ተቓውሞ ንዘርኣዩ መማህራን ንሰለስተ ወርሒ ካብ ስራሕ ክእገዱ ንዘውጸኦ መምርሒ፣ ዝዓበየ ምምዝባል ዓመተ ትምህርቲ ፈጢሩ

ዚምባብወ፣ ተቓውሞ ንዘርኣዩ መማህራን ንሰለስተ ወርሒ ካብ ስራሕ ክእገዱ ንዘውጸኦ መምርሒ፣ ዝዓበየ ምምዝባል ዓመተ ትምህርቲ ፈጢሩ

Radio Erena: 13 February 2022 መንግስቲ ዚምባብወ፣ ተቓውሞ ንዘርኣዩ መማህራን ንሰለስተ ወርሒ ካብ ስራሕ ክእገዱ ንዘውጸኦ መምርሒ፣ ኣብታ ሃገር ዝዓበየ ምምዝባል ዓመተ ትምህርቲ ፈጢሩ። ናይ መባእታን ላዕለዋይን ደረ [...]
ዩኒሴፍ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ኣርባዕ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብዋሕዲ መኣዛዊ መግቢ ዝተጠቕዑ ልዕሊ 5 ሚልዮን ቆልዑ ከምዝሓከመ ገሊጹ

ዩኒሴፍ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ኣርባዕ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብዋሕዲ መኣዛዊ መግቢ ዝተጠቕዑ ልዕሊ 5 ሚልዮን ቆልዑ ከምዝሓከመ ገሊጹ

Radio Erena: 11 February 2022 ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ከቢድ ሓደጋ ደርቂ ኣንጸላይሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያ፣ ሶማልን ኬንያን፣ ልዕሊ 20 ሚልዮን ሰባት ህጹጽ ቀረባት ማይን መግብን ከምዘድልዮም ኣ [...]
1 131 132 133 134 135 365 1330 / 3650